መግቢ

  1. ዴቪድ

    ዳይሬክተር ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ዴቪድ ቢዝሊይ፡ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ትግራይ ዘለዎ ክዙን ምግቢ ኣብ ዝቕፅል ዓርቢ ይውዳእ ከምዘሎ ኣጠንቂቑ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  2. ኣደ ቖልዓ

    በቲ ኣብ ትግራይ ዝካየድ ዘሎ ኵናት ምኽንያት ኣስታት 33 ሽሕ ዕሸላት ትግራይ ሓደጋ ሞት ከምዘንጸላለዎም ዩኒሴፍ ኣፍሊጡ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  3. ስደተኛታት

    ሓላፊት ዩኤስኤይድ፡ ሰማንታ ፓወር፡ ብትዊተር ኣብ ዝዘርግሐቶ መልእኽቲ፡ ህጹጽ ትካል ምክትታል መግቢ ኣመሪካ "ደረጃ 5 ህጹጽ ኵነት" ተኸሲቱ ምህላው ከም ዘለለየ ብምሕባር ዝለዓለ ምዃኑ ኣብሪሃ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  4. መዓር

    ዳርኮ ሚኒዲች ዝመስረቶ ትካል ነቲ ኣብ ቤተ ፈተነ ዝሰርሖ መዓር፡ ጣዕሙ፣ ቅርጹን ሎጎግትኡን ልክዕ ከምቲ ንህቢ ዝሰርሖ መዓር ንምግባር'ዩ ዝጽዕር።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  5. ፍልጥቲ በዓልቲ ሞያ ክሸና መግቢ

    ጓል 23 ዓመት ሎሬታ ብፈሳሲ መልክዕ ካብ ዝወሃባ መግቢ ወጻኢ ቤተሰባ ንመኣዲ ከቢቦም ኮፍ ኣብ ዝብሉሉ ጊዜ ኣብ ውሽጢ ክፍላ ኮፍ ካብ ምባል ወጻኢ ካልእ ኣማራጺ የብላን።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  6. ተረፍ ምግቢ

    ኣብ ዓለም በቢዓመቱ 923 ሚልዮን ቶን ምግቢ ከምዝድርበ መጽናዕቲ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ሓቢሩ፡፡

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  7. ሓለፊ ትካል መግቢ ዓለምን ወከልቲ መንግስቲ ኢትዮጵያን

    ዴቪድ ቢዝሊይ፡ "ኣብ ትግራይ ሰለስተ ሚልዮን ህዝቢ ናትና ህጹጽ ሓገዝ ይጽበ ኣሎ። ዝባኽን ግዜ የብልናን" ዝብል ጽሑፍ ኣብ ትዊተሩ ኣስፊሩ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  8. ኣብ እኽሊ ዝዓለበ ኣንበጣ

    ሓድሽ ሓደጋ ዕስለ ኣንበጣ ኣብ ልዕሊ ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪቃ ኣንጸላልዩ ከምዘሎ ትካል መግብን ሕርሻን ዓለም (ፋኦ) ብኣጋ ኣጠንቂቑ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  9. ዝተመዛበሉ ሰባት

    ትካል ህፃናት ሕቡራት ሃገራት - ዩኒሴፍ፡ ኣብ ትግራይ 2.3 ሚልዮን ህፃናት ሰብኣዊ ሕገዝ ከምዘድልዮም ሓቢሩ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  10. ኣንበጣ

    ኣብ ደቡብ ትግራይ: ብፍላይ ኣብ ራይ ጨርጨርን ራይ ኣላማጣን ኣብ ዝፈረየ ምሸላ ዕንወት ዘብፀሐ ዕስለ ኣምበጣ በረኻ: ኣብ ቆላ ተንቤንን ናዕዴርን እውን ከምዝተራኣየ: ቢሮ ሕርሻን ልምዓት ገጠርን ትግራይ ገሊፁ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next