እስራኤልን ፍልስጤማውያንን

  1. እስራኤል

    እቶም እሱራት ምድርቤት ናይቲ ኣብ ጊልቦዋ ቤት ማእሰርቲ ዝርከብ ዝተኣሰሩሉ ክፍሊ ንኣዋርሕ ብምፍሓር ብ 6 መስከረም 2021  ውሽጢ ንውሽጢ ናብ ደገ እቲ ቤት ማእሰርቲ ከምዝወጹ እዩ ዝግለጽ፡፡

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  2. እስራኤል ጉድጓድ ኩዒቶም ካብ ቤት ማእሰርቲ ካብ ዝሃደሙ 6 ፍልስጤማውያን እቶም ኣርባዕተ ከምዝተትሓዙ ኣፍሊጣ

    እስራኤል፡ ካብ ፅኑዕ ቤት ማእሰርቲ ካብ ሞንጎ ዘምለጡ ሽድሽተ ፍልስጤማውያን እቶም ኣርባዕተ መሊሳ ኣብ ቀይዲ ከምዘውዓለቶም ኣፍሊጣ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  3. ፍልስጤም

    እቶም እሱራት ኣብቲ ተኣሲሮምሉ ዝነበሩ ኣብ ቤት ማእሰርቲ ጊልቦዋ ዝርከብ ክፍሊ፡ ምድሪ ቤት ብምኹዓትን ብውሽጢ መሬት ገለርያ ብምውጻእን ካብቲ ቤት ማእሰርቲ ክሃድሙ ከምዝኸኣሉ እዩ ዝእመን፡፡

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  4. ፍልስጥኤም

    እቲ ቤት ፍርዲ፡ እቲ መሬት ናይ ትካል ሰፈራ ኣይሁድ ምዃኑን፡ እቶም ዋንነት ዝሓተቱ ኣርባዕተ ስድራ ቤታት ፍልስጤማውያን ከኣ፡ ነቲ ውሳነ እንተተቐቢሎም ጥራሕ ኣብ ቤቶም ክጸንሑ ከምዝኽእሉ ዝውስን ሓሳብ ነጺጎምዎ ኣለው።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  5. ቅዱስ ስፍራ እዮርሳሌም

    "እቲ ውሳነ ኣብ ልዕሊ ውጹዓት ህዝብታት ፍልስጤም መጥቃዕቲ ኣብ ዝተፈጸመሉን መሬቶም ብዘይሕጋዊ መገዲ ኣብ ዝተወረረሉን እዋን ዝተመሓላለፈ ምዃኑ ከኣ ዚያዳ ዘሰንብድ ይገብሮ" ክብል ቤት ጽሕፈት ዓለምለኻዊ ርክባትን ምትሕብባርን እታ ሃገር ኣፍሊጡ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  6. ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ግንቦት ኣብ ሞንጎ እስራኤልን ፍልስጤምን ብዝነበረ ግጭት ኣማኢት ግዳያት ሞትን ምዝንባልን ኮይኖም

    ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ግንቦት ን11 መዓልታት ኣብ ዝነበረ ግጭት ክልቲአን ሃገራት ኣብ ጋዛ ብውሑድ 260 ሰባት ክቕተሉ እንከለው ኣብ እስራኤል ድማ 13 ሰባት ተቐቲሎም'ዮም።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  7. ሚኒስትር ጉዳያት ወጻኢ እስራኤል ዬር ላፒድ ምስ ናይ ኢማራት መዘናኡ

    ቅድሚ ትሸዓተ ኣዋርሕ ሃገራት እስራኤል፣ ሕቡራት ኢማራት ዓረብን ባሕሬንን ኩነታት ናብ ንቡር ንምምለስ ካብ ዝሰማማዓ ንደሓር ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ላፒድ ናብታ ኣብ ወሽመጥ ባሕሪ እትርከብ ሃገር ዕላዊ ምብጻሕ ዝገብር ፈላማይ በዓል ስልጣን እስራኤል እዩ፡፡

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  8. ቃዛ

    እስራኤል ኣብ ዓበይቲ ባላንቺናታት ዝተጻወደ ተባራዒ ነገራት ናብ ዶባተይ ተፈንዩ ብምባል ኣብ ልዕሊ ዕላማታት ናይ ሓማስ ናይ ኣየር ደብዳብ ኣካይዳ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  9. ኣንቶኒ ብሊንከን ብሰሉስ ምስ ፕሬዝደንት መሓሙድ ዓባስ

    ሚኒስትሪ ጉዳይ ወጻኢ ኣመሪካ ኣንቶኒ ብሊንከን ምስ መራሕቲ ፍልስጤም ከምኡ'ውን ቀዳማይ ሚኒስትር እስራኤል ተራኺቡ'ዩ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  10. እስራኤልን ፍልስጤምን ተኵሲ ደው ምስ ኣበላ ናብ ጋዛ ረድኤት በጺሑ

    እስራኤልን ዕጥቛት ፍልስጤምን ተኹሲ ደው ከብሉ ምስተሰማምዑ ድሕሪ ሰዓታት ኣብ ዘሎ ግዜ ፈላማይ ሰብኣዊ ሓገዛት ዝጸዓና መካይን ናብ ገዛ ከምዝኣተዋ ተገሊጹ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next