ላይቤርያ

  1. ኣብ ቅድሚ መኪና ደው ዝበለት ሰበይቲ

    እቲ ሹመኛ ቤት ጽሕፈት ፕረዚደንት ዝኾነ ሓጋዚ ሚንስትር፡ ነታ ብኽቡር ዋጋ ዝተዓደገት መኪና ዝለዓለ ዋጋ ዝተኸፈሎ ሻምፓኝ መስተ እናነጸገ ንሰበይቱ ከወፍየላ ዘርእይ ቪድዮ ምዝርግሑ ስዒቡ’ዩ ንደገፍቲ ውድብ ኮንግረስ ንዴሞክራሲያዊ ለውጢ [‘ኮንግረስ ፎር ዴሞክራቲክ ቻንጅ’] ዘቖጠዐ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  2. ሰራዊት ላይቤርያ

    ካብተን ኣባላት ሰራዊት ላይቤርያ ምንዃን ዘመልከታ ደቂ ኣንስትዮ፡ እተን ሰማንያ ምኢታዊት፡ ነቲ ብመልመልቲ ዝወሃብ ምዘና ኣይሓለፋን።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  3. ሰራሕተኛታት እዋን ሓደጋ ኣብ ምድሓን ግዳያት

    ኣብ ላይቤርያ ኣብ ሓደ ኣሕዳሪ ቤት ትምህርቲ ዘጋጠመ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ፡ ተመሃሮ ዝርከብዎም 27 ሰባት ቀቲሉ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next