ናይ ሞት መቕጻዕቲ

  1. እቲ ጃምላዊ መቓበር ዝተረኸበሉ ቦታ

    ኣብ እዋን ጆሴፍ ስታሊን ካብ 1932 ክሳብ 1933 እውን ሚልዮናት ዩክሬናውያን ብሰንኪ ጥምየት ከምዝሞቱ ክግለጽ እንከሎ፡ ዩክሬናውያን ተመራመርቲ ታሪኽ መንግስቲ ሕብረት ሶቬት ነቲ ጥምየት ከም መሳርሒ ፖሎቲካ ብምጥቃም ከም መርመዪ ጃምላዊ ህልቂት ከምዝተጠቐመሉ እዮም ዝገልጹ፡ ሩስያ ግን ነዚ ክሲ እዚ ትነጽጎ'ያ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  2. ሮድኒ ጀምስ ኣልካላ

    ኣብ ክፍለ ግዝኣት ካሊፎርንያ ኣመሪካ: ብቕትለት ሓንቲ ጓል 12 ዓመት ቆልዓን ኣርባዕተ ካልኦት ደቂ ኣንስትዮን ተኸሲሱ ናይ ሞት መቕጻዕቲ ዝተበየነሉ ኣመሪካዊ ብባህርያዊ ሞት ህይወቱ ምሕላፉ ተገሊጹ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  3. ትሕቲ ዕደመ እንከሎ ብዝፈጸሞ ገበን ብሞት ዝተቐጽዐ ስዑድያዊ ሙስጠፋ ኣል-ዳርዊሽ

    መንግስቲ ስዑድ ዓረብ ዋላ እኳ ኣብ ትሕቲ ዕድመ ኮይንካ ዝተፈጸመ ገበን ብሞት ከምዘይየቕጽዕ እንተኣወጀ፡ ብተግባር ግን ከምዘየቋረጾ’ዮም እቶም ተጣበቕቲ ሰብኣዊ መሰላት ዝገልጹ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  4. የሞት ቅጣት እንዲቀር ለንደን ውስጥ የተካሄደ ዘመቻ

    ኣብ ሓደ ዓመት ክንድ'ዚ ቁጽሪ ብሞት ክቅጽዑ ምስ ናይ ዝሓለፈ ዓሰርተ ዓመታት ዝተመዝገበ ቁጽሪ ብምንጽጻር ዝተሓተ ከም ዝኮነ ዝገልጽ ኣምነስት ኢንተርናሽናል እዚ ቁጽሪ እዚ ናይ ቻይና ከም ዘይተወሰኾ ሓቢሩ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  5. ሊሳ ሞንትጎመሪ

    ንነፍሰጾር ሰበይቲ ቀቲላ ነቲ ዕሸል ዝሰረቐት ሊሳ ሞንትጎሜሪ ናይ ሞት ፍርዳ ብመርፍእ ተፈጺሙ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  6. ሊሳ ሞንትጎመሪ

    ቤት ፍርዲ ኣሜሪካ፡ እታ እንኮ ኣብ ኣመሪካ ንሞተ ተፈሪዳ ውሳነ ክትጽበ ዝጸንሐት ሊሳ ሞንትጎመሪ መዓልቲ ሞታ ክናውሓላ ንዝቀረበሉ ናይ ይግባእ ሕቶ ነጺግዎ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  7. ታካሂሮ ሺራሺ ብ2017 ኣብ ቀይዲ ምስ ወዓለ

    እዚ "ቐታሊ ትዊተር" ብዝብል ዝጽዋዕ ታካሂሮ ሺራሺ ዝተባህለ ወዲ 30 ዓመት መንእሰይ፡ ብ2017 ኣብ መንበሪ ገዝኡ ቑርጽራጽ ኣካላት ወድሰብ ምስተረኸበ'ዩ ኣብ ቀይዲ ኣትዩ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  8. ግሬሼስ ዴቪድ-ዌስት ምስ ኣባላት ፖሊስ

    እቲ ቀታሊ፡ ካብ ሓምለ ክሳብ መስከረም 2019 ኣብ ዝነበረ እዋን'ዩ፡ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ናይጀርያ ነቲ ገበን ፈጺምዎ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  9. ኢራን

    ኢራን ምሕጽንታ ዓለም ዕሽሽ ብምባል ንሓደ ስፖርታዊ ተቓላሲ ብሞት ቀጺዓ

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  10. ሞቱ ብቐጥታ ክተሓላልፍ ዝፈተነ

    ፌስቡክ፡ ብዘይድሕን ሕማም ዝተትሓዘ ፈረንሳዊ ሰብኣይ፡ ‘ሞተይ ብቐጥታ ኣብ ፌስቡክ ከመሓላልፎ እየ’ ብምባሉ ኣጊድዎ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next