መሰላት እንስሳ

  1. ኣፍራስ

    ኣብ ዋና ጎደናታት እታ ከተማ ብምውሓዞም ኣብ ምንቅስቓስ ትራፊክ ጸገም ይፈጥሩ ኣለው ከምኡ'ውን ቑጠባዊ ጉድኣት ኣስዒቦም ዝበሎም ልዕሊ 230 ኣፍራስ ከምዝኣከበ ሓቢሩ። እዞም ምምሕዳር እታ ከተማ ዝሓዞም እንስሳት ኣእዱግ እውን ዝርከቡዎም ኮይኑ ዋናታቶም ክሳብ ዝወስዱዎም ንግዚኡ ኣብ ዝተዳለወ መጽንሒ ቦታ ክጸንሑ ምዃኖም ገሊጹ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  2. ዓሌት ህበይ

    መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ብህይወት ንዘለው እንስሳታት መሮር ብልዑል ጥንቃቐ፡ ዓለምለኻዊ፣ ኣህጉራዊ፣ ሃገራዊ ሕጋጋትን መምርሒታት ውሽጣዊ ኣሰራርሓን ብምስዓብ ምዃኑ ገሊጹ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  3. ተሸላሚ ሜዳልያ ወርቂ ኣንጭዋ

    እቲ ኣንጭዋ ኣብ ናይ ሓሙሽተ ዓመታት ናይ ስራሕ እዋኑ፡ ኣብ ካምቦድያ 71 ነታጉትን ካልኦት ተፈንጀርቲ ነገራትን ረኺቡ እዩ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  4. ማጆር ዝተባህለ ናይ ፕረዚደንት ጆ ባይደን ከልቢ ንኻልኣይ

    ማጆር ዝተባህለ ከልቢ ፕረዚደንት ባይደን፡ ኣብ መጀመርታ እዚ ወርሒ  ንኻሊእ ሰራሕተኛ ብምንካሱ፡ ኣብ ስልጠና እዩ ጸኒሑ፡፡

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  5. Video content

    Video caption: 10 ሽሕ እንስሳ ዘቤት ዝሓብሐበ ቻይናዊ

    ኣብ ቻይና ከተማ ውሃን ለበዳ ኮሮናቫይረስ ምስተኸሰተ ብዙሓት ብሰንኪ መንግስቲ እታ ሃገር ዘውጽኦ ክልከለታት ነናብ ገዛውቶም ዘይተመልሱ ዜጋታት ነይሮም'ዮም።

  6. ሓራምዝ

    ተመራመርቲ፡ ኣብ ኣፍሪቃ  ክንደይ ዝኣኽሉ ሓራምዝ ከምዘለዉ ንምፍላጥ፡ ፈቖዶ ዱራት ምኻድ ኣይከድልዮምን’ዩ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  7. ኣብ በዓቲ ዝተረኸበ ስእሊ

    እዚ ውሁድ ቀለማት ጸሊም ቀይሕን ሃሳስ ቢጫን ብምውህሃድ ዝተሰኣለ ቅብኣ፡ ኣካል ምርኢት ስእሊ ኣብ ኢንዶኔዥያ ስላዌሲ ዝርከብ ሓሰማ'ዩ ተባሂሉ ኣሎ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  8. ደርሆ

    እቲ ‘ፈጻሚ ገበን’ ፈረንሳዊ ነቲ ማርሴል ዝብሃል ደርሆ ኣብ ዘይሰዓቱ እናነቀወ ረቢሹኒ ብምባል ኣብ ወርሒ ግንቦት እዩ ቀቲልዎ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next