ጽንኩር ኩነታት ኣየር

  1. ኣብ ህንዲ ብሰንኪ ብርቱዕ ዝናብ ብውሕዱ 26 ሰባት ሞይቶም ዓሰርተታት ሃለዋቶም ጠፊኡ

    ብሰንኪ እዚ ብርቱዕ ዝናብ፡ ወዲ 75 ዓመት ሽማግለን ሰለስተ ህጻናትን ዝርከብዎም፡ ሽዱሽተ ኣባላት ሓንቲ ስድራ ከምዝሞቱ መደበር ዜና ፒቲኣይ ገሊጻ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  2. ኣብ ሱዳን ሓደጋ ውሕጅ

    ኣብ ሱዳን ካብ ወርሒ ሓምለ ጀሚሩ ዝዘነበ ከቢድ ዝናብ እታ ሃገር ካብ ዘለዉዋ 18 ግዝኣታት ኣብተን 14 ጉድኣት ከምዘብጸሐ ተገሊጹ፡፡

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  3. Video content

    Video caption: ማዕበል-ኢዳ፡ ኣብ ኒውዮርክ ብሰንኪ ውሕጅ ሰባት ሞይቶም

    ኣብ ሰሜናዊ ምብራቕ ኣመሪካ ብሰንኪ ብርቱዕ ዝናብን ህቦብላን ልዕሊ ዓሰርተ ሰባት ሞይቶም።

  4. ብጭቃ ዝተደብየት መኪና

    ፕረዚደንት እታ ሃገር ኒኮላስ ማዱሮ ክሳብ ሕጂ ልዕሊ 8000 ኣባይቲ ብሰንኪ ብብርቱዕ ማይ ዝሰዓብ ምህማም መሬት ምሉእ ንምሉእ ከምዝዓነወ ገሊጹ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  5. ኣብ ህንዲ ብሰንኪ ሓያል ዝናብ ብውሕዱ 110 ሰባት ከምዝሞቱ ተገሊጹ

    ኣብ ምዕራባዊ ግዝኣት ህንዲ፡ ማሃራሽትራ፡ ብሰንኪ ሓያል ዝናብ ዝሰዓበ መሬት ምህማምን ዕልቕልቕን ብውሕዱ 110 ሰባት ከምዝሞቱ ተገሊጹ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  6. ጀርመናዊት ከተማ ኢርፍስታድት

    ኣብ ጀርመን ጥራይ ልዕሊ 100 ሰባት ኣብቲ ዕልቕልቕ ሞይቶም ኣለዉ። መራሒት እታ ሃገር ቻንስለር ኣንገላ መርከል፡ ጠንቂ ናይቲ ክስተት ክሊማዊ ለውጢ ብምዃኑ፡ ንምግትኡ ተወፋይነት ከምዘድሊ ተዛሪባ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  7. ካርታ

    ኣብታ ብሰንኪ ጥምየት ዝተጠቕዐት ዞባ ምዌኬት፡ ኣትክልትን ፍረታትን መሮር በሊዖም ካብ ዝሞቱ ሰባት እቶም 25 ኣባላት ሓደ ቤተሰብ እዮም።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  8. ብርቱዕ ውርጪ ቴክሳስ 18 ለካቲት 2021

    እቲ ኣብ ክፍለ-ግዝኣታት ደቡባዊ ኣሜሪካ ተኸሲቱ ዘሎ ብርቱዕ ውርጪ 24 ሰባት ክቐትል እንከሎ፡ ብሚልዮናት ዝቑጸሩ ቀረብ ሓይሊ ኤለክትሪክ ክረኽቡ ኣይከኣሉን።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  9. ኣብ ጓቲማላ ዘጋጠመ ምህማም መሬት 50 ሰባት ቀቲሉ

    ህቦብላ ኢታ ብዘስዓቦ ሓያል ዝናብን ንፋስን ዘጋጠመ ምህማም መሬት፡ ብሑዱ 50 ሰባት ቀቲሉ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  10. በቲ ዘጋጠመ ዕልቕልቕ ካብ ዝዓነዉ ገዛውቲ

    ኣብ ደቡባዊ ፈረንሳይን ሰሜን-ምዕራባዊ ጥልያንን፡ ብዘጋጠመ ሓያል ማዕበል፡ ብውሕዱ ክልተ ሰባት ክሞቱ እንከለዉ 25 ድማ ሃለዋቶም ኣይተፈለጠን።

    ተወሳኺ ንባብ
    next