ሶማልያ

  1. ቀዳማይ ሚኒስተር

    ንጉዳይ ምስዋር ኣባል ስልያ ዝነበረት ታህሊል ዘጻሪ ኮሚሽን ብፕረዚደንት እታ ሃገር ክቐውም’ኳ እንተተገበረ፤ ኣዲኣ ግን ነዚ ውሳነ ብምቅዋም እቲ ጉዳይ ብወተሃደራዊ ቤት ፍርዲ ክረኣይ ሓቲታ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  2. ሓለዋታ ተሳኢኑ ዘሎ ኣባል ስልያ ሶማል፡ ኢክራን ታሕሊል

    ኣባላት ስድራቤት ናይታ ሓለዋታ ተሳኢኑ ዘሎ ኣባል ስልያ ሶማልያ፡ ኢክራን ታሕሊል፡ ጉዳያ ንምጽራይ ብፕረዚደንት ኣብዱላሂ መሓመድ ፋርማጆ ንዝቖመ መርማሪ ኮምሽን ከም ዘይቅበሉ ኣፍሊጦም።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  3. ፍሽኽ ዝበለት ሰበይቲ

    ሃና ኣቡበከር ብዝብል ኣብ ማሕበራዊ መራኸቢ ትፍለጥ ሃና ፓራንታ ፌስቡክ ብምጥቃም ነተን ጾታዊ ግሰትን ዘቤታዊ ጥቕዓትን ዝበጽሐን ደቂኣንስትዮ ትሕግዝ። ቅድሚ ሓደ ዓመት ነቲ እትገብሮ ምንቅስቓስ ካብ ዝቃወሙ ሰባት ስልኪ ተደዊሉ ምፍርራሕ ከምዝበጽሓ ትዛረብ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  4. ኣብ ሶማልያ ሓንቲ ኣባል ኣሃዱ ስለያ

    ኣብ ሶማልያ ሓንቲ ኣባል ኣሃዱ ጸጥታ ካብ ከተማ ሞቃዲሹ ድሕሪ ምስዋራ ኣብ መንጎ ቀዳማይ ሚኒስተርን ፕረዚደንትን እታ ሃገር ዘሎ ፍልልያት ይሰፍሕ ኣሎ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  5. ልዕሊ 11 ሽሕ ተወለድቲ ማሊ ተዓቊበሙሉ ዝርከኑ ኣብ ሰሜን ቡርኪናፋሶ ዝርከብ መዓስከር ስደተኛታት ጉዋዳቡኣ

    ልክዕ ከም ኣብ ኣፍጋኒስታን፡ ኣብተን እስላማውያን ዕጡቃት ተዋፊሮሙለን ዝርከባ ሃገራት ኣፍሪቃ፡ ትምህርቲን ሕክምናን ዝኣመሰለ መሰረታዊ ማሕበራዊ ኣገልግሎት ኣብ ዝተሓተ ደረጃ ከምዝርከብን፡ ህዝቢ እተን ሃገራት ንድኽነት ዝተቃልዐ ምዃኑን እዩ ዝግለጽ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  6. ናይ ኲናት ነፋሪት

    ኣሜሪካ፡ ኣብ ሰሜን ሶማልያ ጋልካዮ ተባሂሉ ኣብ ዝፅዋዕ ከባቢ፡ ኣብ ልዕሊ ዕጡቓት ኣልሸባብ ደብዳብ ኣየር ከምዝፈፀመት ኣፍሊጣ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  7. መንግስቲ ሶማልያ ንዝሓለፈ ልዕሊ ዓሰርተ ዓመታት ምስ ኣልሸባብ ኣብ ኵናት እዩ ዝርከብ

    መንግስታዊት ሬድዮ ሶማሊላንድ፡ 18 ካብቶም ብሞት ዝተቐጽዑ፡ ኣብ ዝሓለፈ ልዕሊ ዓሰርተ ዓመታት ቅንጸላን ናይ ቦንባ መጥቃዕትን ከካይዱ ምጽንሖም እኹል መርትዖ ከም ዝተረኸቦም ገሊጻ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  8. ንኢትዮጵያ ዓብዪ ረብሓ ክህልዎ'ዩ ዝተባህለ ሓድሽ ወደብ ተመሪቑ

    እቲ ኮንተይነራት ዘተኣናግድ ሓድሽ ወደብ፡ ነታ ኣብዚ እዋን ዝበዝሕ ናይ ኣታውን ወጻእን ንግዲ ብጁቡቱ እተመሓላልፍ፡ በሪ ባሕሪ ዘይብላ ኢትዮጵያ ዓብዪ ረብሓ ከም ዝህልዎ ተገሊጹ፡፡ እዚ ወደብ፡ ሶማሊላንድ ኣብቲ ኣብ መንጎ ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪቃን ወሽመጥ ባሕርን ዘሎ ንግዳዊ ርክብ ወሳኒ ተራ ክህልዋ ዘኽእላ እዩ ተባሂሉ ኣሎ፡፡

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  9. ሞቃዲሾ

    ኤኤፍፒ ከም ዝጸብጸቦ፡ እቲ ርእሰ-መቕተልታዊ መጥቃዕቲ ዝፈጸመ ሰብ፡ ኣብ ደገ'ቲ መዓስክርን ሓደሽቲ ሰልጠንቲ ይጽበ ነይሩ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  10. ድምጻ እትህብ ጓለንስተይቲ ሶማሊላንዳዊት

    እቶም ተቓወምቲ ክዕወቱ ምኽኣሎም “ንሰልፊ ኩልሚየ ዓብዪ ስዕረት’ዩ፤ ምኽንያቱ ንመንበር ኣፈጉባኤን ካልኦት ፓርላመንታዊ መሪሕነትን ክስእን ስለዝገብሮ” ይብል ብኦንላይን ዝተዘርግሐ ጸብጻብ መርበብ ዜና ጋሮዌ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next