ቭላድሚር ፑቲን

  1. ፑቲንን ባይደንን

    እቲ ሕዚ ዝረአ ዘሎ ወተሃደራዊ ምንቅስቓስ ሩስያ፡ ነቲ ኣብ መንጎ ኣመሪካን ሩስያን ዝጸንሐ ዝሓርፈፈ ርክብ ናብ ወጥሪ ከይወስዶ ተስጊኡ ኣሎ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  2. ቭላድሚር ፑቲን፣ ኢልሃም ኣሊዬቭ፣ ንጉስ ዮርዳኖስ

    እዚ 'ፓንዶራ ፔፐርስ' ተባሂሉ ዝጽዋዕ ሰነድ፡ ገለ 35 ኣብ ስልጣን ዝርከቡን ነባራትን መራሕቲ ከምኡ'ውን 300 ሰብ መዚ መንግስቲ ወግዓዊ ገይሩ። ኣብ ዝሓለፉ ሸውዓተ ዓመታት ቅድም ኢሉ ሰነዳት ፊንሴን፣ ሰነዳት ፓራዳይዝ፣ ፓናማን ሉክስሊክስን ወጺኦም ብዙሓት ሚስጢራዊ ሰነዳት ሃፋትምን መራሕቲ ዓለምን ኣቃሊዖም'ዮም።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  3. ኣብቲ ብትእዛዝ ፕረዚደንት ፑቲን ዝተኻየደ ልምምድ፡ ካብ ዝተፈላለዩ ኣካላት ህጹጽ ሓደጋታት ሩስያ ዝተዋጽኡ 6000 ኪኢላታት ተሳቲፎም

    ዚኒቸቭ፡ ካብ 2018 ኣትሒዙ ሚኒስተር ህጹጽ ሓደጋታት ኮይኑ ከገልግል ዝጸንሐ ኮይኑ፡ ቀንዲ ኣባል ሓለዋ ጸጥታ ፕረዚደንት ቭላድሚር ፑቲን ዝነበረ ምዃኑ ይንገረሉ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  4. ፕረዚደንት ጆ ባይደን ምስ በዓልቲ ቤቱ ቀዳመይቲ እመቤት ጂል ባይደን ኣብ ኮርንዌል 9 ሰነ 2021

    ፕረዚደንት ጆ ባይደን፡ ኣብዚ ፈላማይ ፕረዚደንታዊ መገሽኡ፡ ሩስያ ነቶም እትገብሮም ዘላ ‘ጎዳእቲ ተግባራት’ ጠጠው እንተዘየኣቢላ ‘ትርጉም ዘለዎም ሳዕቤናት’ ከምዝኽተልዋ ኣፍሊጡ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  5. ትኪ

    እቲ መኽዘን ሚሳይላትን ካልኦት ከቢድ ብረትን ከምዝነበሮን ኣስታት 70 ሰራሕተኛታት ምክልኻል ባርዕ ናብቲ ቦታ ከምዝተዋፈሩ ጸብጻባት የመልክቱ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  6. ኣብ ማእኸል ውግእ ዘሎ ወተሃደር

    ሩስያ ነቲ ኣብ ሞንጎ ኣርመንያን ኣዘርባጃንን ዝተወልዐ ኲናት ደው ንምባል፡ ዘተ ሰላም ክትውድብ ምዃና ተሓቢሩ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  7. ፑቲንን መድቨደቭን

    ፑቲን፡ ነቲ ካብ መዝነቱ ወሪዱ ዘሎ ቀዳማይ ሚኒስተር ዲሚትሪ መድቨደቭ ምክትል ኣቦመንበር ናይቲ ባዕሉ ዝመርሖ ቤት-ምኽሪ ሃገራዊ ድሕነት ክኸውን መዚዝዎ'ሎ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  8. ስእላዊ ምስሊ ናይቲ ሩስያ ሰሪሐዮ ዝበለቶ ኑክሌራዊ ኣጽዋር

    ፕረዚደንት ቭላድሚር ፒቲን ቅድሚ'ቲ ድሕሪ ክልተ ሰሙን ዝካየድ ሃገራዊ ምርጫ ኣብ ዝገበሮ ሃገራዊ መደረ፡ ሃገሩ ነቲ ኣሜሪካ ተማዕብሎ ዘላ ስርዓተ ሚሳይላት ዝገጥም ኣጽዋር ከም ዘማዕበለት ገሊጹ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  9. ሓንቲ ሰበይቲ ድምጻ እናሃበት፡ 8 መስከረም 2019

    ኣብቲ ሓያሎ ሕጹያት ተቓውምቲ ከም ዝግለሉ ዝተገብረሉ ምርጫ፡ ዴሳውያን፡ ብውልቆም ዝተወዳደሩን ካልኦትን ሓደስቲ መናብር ተዓዊቶም።

    ተወሳኺ ንባብ
    next