ዘርኣውን ዓሌታዉን ዝምድናታት

  1. ኣፍደገ ዩኒቨርሲቲ ድሬዳዋ

    ኣብዚ ሓድሽ ዘመነ ትምህርቲ ኣብ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ኢትዯጵያ ዝተረኣየ ብሄር ተኮር ጎንጺ፣ ጥቕዓትን ሞትን ተምሃሮ፡ ሕዚ 'ውን ዩኒቨርስቲታት ህድኣትን ሰላምን ክርሕቀን ገይሩ'ሎ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  2. ኣርማታት ዩኒቨርሲቲ ራያ፣ ሰመራ፣ መቐለ

    ቅድሚ ሕዚ ተምሳሌት ሕብረ ብሄር ኢትዮጵያ ከምዝኾና ክግለጻ ዝፀንሓ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ኢትዮጵያ፡ ካብ መኣዲ ፍልጠት ወጽየን መኣዲ ዕግርግር ካብ ዝኾና ውዒለን ሓዲረን። ኣብታ ሃገር በብግዚኡ ዘጋጥም ፖለቲካዊ ረስንታት ጉሂሩ፡ ተምሃሮ ዩኒቨርሲታት ኢትዮጵያ፡ ነቲ ዝተኣጎደ ጓህሪ ከሳውሩን ዋጋ ክኸፍሉን ምርኣይ መዓልታዊ ተርእዮ ኣብ ዝኾነሉ ግዘ ንፋስ ሰላም ዝነፍሰለን ውሑዳት ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ኣለዋ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  3. ሊሊያና ሰግረ

    ካብ ዓሌታዊ ምጽናት ዝተረፋ ጓል 89 ጣልያናዊት ኣደ ብክልተ ፖሊስ ይሕለዋ

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  4. ሄርማን ማሻባ፡ ንሰለስተ ዓመታት ከንቲባ ጀሃንስበርግ ነይሩ

    ማሻባ፡ ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ ቀንዲ ተቓዋሚ ናይ ዝኾነን ኣብ ታሪክ ናይ ጸዓዱ ትራሕ ዝነበረን ሰልፊ ዲሞክራሲያዊ ኪዳን፡ ዝለዓለ ሓላፍነት ዝነበሮ ሰብ'ዩ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  5. ኣታሽያና ጀፈርሰን

    ኣታሽያና ጀፈርሰን ዝተባህለት ጓል 28 ዓመት ጸላም ኣመሪካዊት፡ ኣብ መደቀሲኣ እንከላ ብፖሊስ ተቐቲላ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  6. ደቡብ ኣፍሪቃ

    ኣብ ጆሃንስበርግ ደቡብ ኣፍሪቃ ሓደ ገዲም ፖለቲከኛ፡ ነቲ ኣብታ ሃገር ዝቐነየ ወጥሪ ዘተሃዳድእ መደረ ኣብ ዘስምዓሉ ዝነበረ እዋን፡ ብርክት ዝበሉ ሰባት ረብሻ ከም ዝገበሩ ተገሊጹ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  7. ካብ ህልቂት ናዚ ዝደሓኑ ኣይሁዳውያን

    ካብ ኦርቶዶክሳውያን ኣይሁድ ዝኾኑ ስድራ ተወሊዱ ኣብ ፖላንዳዊት ከተማ ሶስኖዊች ዝዓበየ ፈርስተር፡ እቲ ኲናት ኣብ 1939 ክውላዕ እንከሎ ወዲ 17 ዓመት ነይሩ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  8. ፖርት ሱዳን

    ኣብ ከተማ ፖርት ሱዳን ኣብ መንጐ ቢነዓምርን ኑባን ዓለታዊ ጎንጺ ድሕሪ ምውልዑ፤ ከባቢ 16 ሰባት ተቐቲሎም። እቲ ግጭት፡ ካብ ዝሓለፈ ረቡዕ ክሳብ ቀዳም ዝቐጸለ ኮይኑ፤ ካብቲ ቅድሚ ሕጂ ኣብቲ ከባቢ ዝረኣይ ጎንጽታት ዝፈልዮ ድማ ንፈለማ እዋን ብረት ምጥቃሞም እዩ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  9. ብሄር ሲዳማ ክልልነት እንክእውጁ

    ትማሊ ሓሙስ ኣብ ከተማ ሃዋሳ ዘጋጠመ ከቢድ ናዕቢ፡ ኣብ ዞባ ሲዳማ ናብ ዝርከባ ካልኦት ከባብታት ተላቢዑ፡ ኣብ ልዕሊ ንብረትን ሰብን ከቢድ ዕንወት ኣስዒቡ እ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  10. ኢትዮጵያ

    ኣብ ማንዱራ፡ ክልል ቤኒሻንጉል ብዝተፈፀመ መጥቃዕቲ ዝተጠርጠሩ ሰባት ኣብ ቀይዲ ከምዝወዓሉ ተገሊፁ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next