ነጻነት ሕትመት

  1. መራሒ ሰልፊ ዕዮ ነበርን ኣባል ባይቶን ጀረሚ ኮርቢን ነቲ ምርኢት እናተዓዘበ

    መበል 20 ዓመት ማእሰርቲን ምስዋርን ኣባላት ጉጅለ-15ን ጋዜጠኛታትን ንምዝካር ዝዓለመ ስእላዊ ምርኢት ( 'ኤግዚቢሽን') ኣብ ዓባይ ብሪጣንያ ተኸፊቱ። ኣብቲ ብዓርቢ ምሸት ኣብ ከተማ ለንደን ዝተኻየደ ናይ መኽፈቲ ስነ-ስርዓት ኣባላት ፓርላማ ዓባይ ብሪጣንያ፡ ተጣበቕቲ መሰላት፡ ላዕለዎት ሰበስልጣን መንግስቲ ኤርትራ ነበርን፡ ወጻእተኛታት ተሳቲፎም ነይሮም።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  2. ኣርማ ኣውሎ ሚድያ

    ካብቶም ኣብ ኣዋሽ ሰባት ዝነበሩ ሰራሕተኛታት ሚድያ እቶም 10 ኣብ መጀመርታ እዚ ሰሙን ብዋሕስ እንትፍትሑ እቶም ዝተረፉ 7 ግን ሐዚ እውን ኣብ ቤት ማእሰርቲ ከምዘለዉ ጠበቐኦም ንቢቢሲ ተዛሪቡ፡፡ ኣብቲ ቤት ማእሰርቲ ብዛዕባ ዝነበረ ኣተሓሕዛ ብዝምልከት፡ ሰራሕተኛ ኣውሎ ሚድያ ምስዝኾነ ጋዜጠኛ ክብሮም ሰሎሞን ጻንሒት ጌርና ኣለና፡፡

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  3. ጋዜጠኛ መርመራ ጋሊዛ ኣብ ወርሒ ጥቅምቲ 2017 ኣብ ጥቓ መንበሪ ገዝኣ ብዝተፈጸመ መጥቃዕቲ ቦንባ ተቐቲላ

    ኣብ ዙርያ ቕትለት እዛ ጋዜጠኛ ይካየድ ዝነበረ መርመራ ንቐዳማይ ሚኒስትር ጆሴፍ ሙስካት ናይ ቐረባ ዝኸኑ ሰባት ኣብቲ ጉዳይ ስለ ዝተጠርጠሩ ብ2019 ካብ ስልጣኑ ክወርድ ምኽንያት ኮይኑ'ዩ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  4. በቃሉ ኣላምረው (ኣውሎ ሚዲያ) ኣበበ ባዩ ኢትዮ ፎረም

    ብመንግስቲ ኢትዮጵያ ተኣሲሮም ክሳብ ሕዚ ደሃይ ዝተኣሰርሉ ጠፊኡ ዝነበሩ 14 ጋዜጠኛታትን ሰራሕተኛታትን መራኸብቲ ሓፋሽ ኣብ "ኣዋሽ ሰባት" ከምዝርከቡ ተገሊፁ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  5. መስራቲት ኣዲስ ስታንዳርድ ጸዳለ ለማ

    መስራቲት ጋዜጣ ኣዲስ ስታንዳር ዝኾነት ጋዜጠኛ ጸዳለ ለማ ምስ ቢቢሲ ኣብ ዝነበራ ጻንሒት፡ ቅድሚ ሕጂ መራኸብቲ ሓፋሽ መሰሎም ንክኽበር ምስ መንግስቲ ይቃለሱ ምንባሮም ብምዝኽኻር፡ ሕጂ እዚ ተቐይሩ’ዩ ኢላ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  6. ፕረዚደንት ግብጺ ዓብደል ፋታሕ ኣልሲሲ

    ንሱ፡ ኣልሲሲ ብፍላይ ምስ ጉዳይ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ብዝተሓሓዝ ዘርኣይዎ ዕሽሽ ምባል ኣመልኪቱ ብፌስቡክ ኣብ ዘሕለፎ ነቓፊ መልእኽቲ’ዩ ካብ ስልጣን ክወርዱ ሓቲቱ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  7. ካብ ሕተመታት ኣዲስ ስታንዳርድ

    ኣርባዕተ ዓለምለኸ ትካላት: በዓል መዚ መራኸቢ ብዙሃን ኢትዮጵያ “ንኣጀንዳታት ጉጅለ ሽበራ ሽፋን ይህብ ኣሎ” ብዝብል ፍቓድ ጋዜጣ ኣዲስ ስታንዳርድ ምስራዙ ተቓዊሞም።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  8. ቅድሚ ሰሙን ዝተኣሰሩ ኢትዮጵያውያን ጋዜጠኛታት ደሃዮም ኣይፍለጥን ተባሂሉ

    ኢትዮ-ፎረም ኣብ ዝተባሃለ ናይ ዩ-ቱዩብ ቻነልን ኣብ ማእኸል ሚድያ ኣውሎን ዝሰርሑ ዝነበሩ ጋዜጠኛታት፡ ፖሊስ ኣብ ቀይዲ ከምዘውዐሎም ተገሊጹ ምንባሩ ይዝከር።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  9. መጉልሒ ድምጽን ካቴናን

    እቶም ቅድሚ መዓልቲታት ኣብ ቀይዲ ዝኣተዉ ሰብሞያ ሚድያ፡ ዛጊድ ናብ ቤት ፍርዲ ከምዘይቀረቡን መእሰሪኦም ምኽንያት አንታይ ከምዝኾነ ከምዘይተነገሮምን ሲፒጄ ወሲኹ ሓቢሩ፡፡

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  10. ኡጋንዳ ተጠቀምቲ ኢንተርነት ግብሪ ክኸፍሉ ዘገድድ ሓዲሽ ሕጊ ኣተኣታትያ

    እቲ ኣገባብ ኣከፋፍላ፡ ተጠቀምቲ ንሞባይል 'ዳታ' ኣብ ዝገዝእሉ እቲ ንመንግስቲ ኣታዊ ዝኸውን ብቀጥታ ክቁረጾም'ዩ። እንተኾነ ንትምህርታውን ሕክምናዉን ኣገልግሎታ ዝግዛእ 'ዳታ' ካብ ግብሪ ነጻ እዩ ክኸውን እኳ እንተተባህለ ብኸመይ ክፍለ ከም ዝኽልእ ዝወጽአ መብርሂ የለን።

    ተወሳኺ ንባብ
    next