ካቶሊካዊት ቤተ-ክርስትያን ሮማ

  1. ሓደ ቀሺ ኣብ ልዕሊ ሸውዓተ ጳጳሳት ናይ ኣሲድ መጥቃዕቲ ፈጺምካ ተባሂሉ ተኣሲሩ

    እቲ ነቲ መጥቃዕቲ ፈጺሙ ዝተባህለ ወዲ 36 ዓመት ቀሺ፡ ብመሰረት ካብ መደበር ዜና ኤኤንኤ ዝተረኸበ ሓበሬታ በቲ ዝሰርሓሉ ቤተክርስትያን 'ዘይሕጋዊ ምዝውዋር ዕጸፋርስ' የካይድ እዩ ተባሂሉ ተተርጢሩ። እቶም ጳጳሳት ከኣ ነቲ ዝመጽኦ ክሲ ንምስማዕ ኢሎም ናብቲ ንሱ ዝሰርሓሉ ቤተክርስትያን ብምኻድ'ዮም ምጽራይ ዝገብሩ ነይሮም።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  2. ካተድራለ ኣስመራ

    ብ26 ግንቦት 2021 ዝተጻሕፈ ናይ ኣቤቱታ ደብዳበ፡ ኣብ ኤርትራ ኣብ ግዜ ጸበባ ኮነ ራህዋ፡ ካብ ህዝቢ ከይተፈልየት፡ መንፈሳውን ስጋውን ኣገልግሎት ብምቕራብ፡ ንህዝቢ ብዘይ ሌላን ጉሌላን፣ ቋንቋን ዓሌትን፣ ሃይማኖትን እምነትን፣ ከምእተገልግል ብምዝኽኻር፤ መንግስቲ ኤርትራ እናሓደረ ንብረታን ትካላታን ክወርስ ግቡእን ፍትሓውን ከምዘይኮነ ይጠቅስ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  3. ሊቀ ጳጳስ ፍራንሲስ

    ካቶሊካዊት ቤተ ክርስትያን፡ ጥምረት ሕደ ፆታውያን ናይ ምብራኽ ስልጣን ከምዘይብላ፡ ሰረተ-እምነት ቤት-ፅሕፈት ቫቲካን ኣፍሊጡ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  4. ታንዛንያ

    ኣብ ታንዛንያ ኣብ ዝሓለፉ ክልተ ኣዋርሕ ምልክታት ኮሮናቫይረስ ዝተርኣዮም 60 ፈለስትን 25 ኣቕሽትን ከምዝሞቱ ካቶሊካዊት ቤተ ክርስትያን እታ ሃገር ኣፍሊጣ፡፡

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  5. ቅዱስ ሲኖዲስ ካቶሊክ

    ፈረንሳዊት ሲስተር ናታሊ ቤዂርት፡ ኣብቲ ቅዱስ ሲነዶስ ናይ ምምራጽ መሰል ዝህልዋ ኾይኑ ከምኡ'ውን ነቶም ሊቀ ጳጳስ ከተማኽርን ኣብ ኣካታዕቲ ዝኾኑ ጉዳያት ክትሟጎትን እያ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  6. ቤተ ክርስትያን

    ብሰንኪ ኮሮናቫይረስ ከም ኦርቶዶክስ ቤተ ክርስትያን ሰርቢያ ዓብዪ ሃሰያ ዝበጽሖ ትካል ዳርጋ የለን።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  7. ሊቀ-ጳጳሳት ኣቡነ ፍራንሲስ

    ሊቀ-ጳጳሳት ካቶሊካዊት ቤተክርስትያን፡ ኣቡነ ፍራንሲስ፡ ሕደ-ጾታውያን ሓዳር ክገብሩ ከምዝኽእሉ ኣተንቢሁ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  8. ጽንብል ብጽእና

    ኣገልግሎት ኢንተርነት፡ ንምስፍሕፋሕ ካቶሊካዊ እምነቱ ዝተጠቐመሉ ወዲ 15 ዓመት ኢጣልያዊ መንእሰይ ሕጹይ መዓርግ ቅድስና ኮይኑ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  9. ካርዲናል ጆቫኒ ኣንጀሎ በቺዩ

    ላዕለዋይ ካርዲናል ቫቲካን፡ ብሊቀ ጳጳስ ፍራንሲስ ተገዲዱ ስርሑ ከምዝገደፈ ገሊጹ

    ተወሳኺ ንባብ
    next