ኮሮናቫይረስ

  1. ኣብ ግብጺ ብመሰረት ዓመታዊ ንድፊ ስርዓተ ትምህርቲ፡ ኣብ ዝምጽእ ክልተ ሳምንታት ሓዲሽ ዓመተ ትምህርቲ ክጅመር እዩ።

    ሚኒስትሪ ትምህርቲ ግብጺ፡ ክታበት ጸረ ኮሮናቫይረስ ዘይወሰዱ ወይ’ውን ካብቲ ቫይረስ ነጻ ምዃኖም መረጋገጺ ዘየምጽኡ መምሃራን ካብ ስራሕ ደው ክብሉ ኣዚዙ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  2. ክፍሊ ጽኑዕ ሕክምና

    ኣብ ቀረባ ሳምንታት ብዝሒ በቲ ቫይረስ ዝልከፉ፣ ብጽኑዕ ዝሓሙንን ዝሞቱን ሰባት ይውስኽ ከም ዘሎን ዝርግሐ እቲ ቫይረስ ኣብ ዘስግእ ኩነታት ከም ዝበጽሐን ይግለጽ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  3. ክታበት ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ

    ክታበት ዝወሰዱ ደቂ-ተባዕትዮ ትሕቲ ቁጽሪ ናይተን ክታበት ዝወሰዳ ደቂ-ኣንስትዮ ምዃኑ ዝገልጽ ጸብጻብ ድሕሪ ምውጽኡ'ያ እታ ብዓልቲ ስልጣን ነቲ ሓሳብ ኣቕሪባ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  4. ነፋሪት መንገዲ ኣየር ብሪጣንያ ኣብ ለንደን እናዓለበት, 2020

    ኣብ ቤት ጽሕፈት ፕረዚደንት (ዋይት ሃውስ) ኣወሃሃዲ ምክልኻል ኮቪድ-19 ዝኾነ ጀፍ ዚንትስ ሎሚ ሰኑይ ኣብ ዝሃቦ መግለጺ፡ እቲ ሓድሽ መምርሒታት፡ "ኣብ ክንዲ ኣብ ሃገራት ኣብ ውልቀሰባት ዝምርኮስ ኣገባብ ስለዝኾነ፡ ሓያል ስርዓት'ዩ" ክብል ተዛሪቡ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  5. ወርሓዊ ጽግያት

    እቶም ድሕሪ ምውሳድ ሰለስተ ዓይነታት ክታበት ኮቪድ ዝረኣዩ ምልክታት ድማ ካብቲ ልሙድ መጠን ዝሓየለ ምፍሳስ ወርሓዊ ጽግያ፣ ምድንጓይ ወርሓዊ ጽግያን ዘይልሙድ ምፍሳስ ደምን ከምዝኾኑ ተፈሊጡ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  6. ብኮሮናቫይረስ ዝሓመመ ሰብ

    ኣብ ኢትዮጵያ ኣብቶም ዝሓለፉ ክልተ መዓልታት ጥራሕ ልዕሊ 70 ሰባት ብኮቪድ-19 ህይቶም ከምዝሓለፈ ተመዝጊቡ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  7. ዳይሬክተር ትካል ጥዕና ዓለም ዶክተር ቴድሮስ ኣድሓኖም

    በቲ ኣብ መጀመርታ 2020 ኣብ ቻይናዊት ከተማ ዉሃን ዝተርኣየ ኮቪድ-19፡ ኣብ መላእ ዓለም ዛጊድ ልዕሊ 224 ሚልዮን ሰባት ዝተለኸፉ ኮይኖም ኣስታት 4.6 ሚልዮን ሰባት በቲ ቫይረስ ምሟቶም ጸብጻብ ዩኒቨርሲቲ ጆንስ ሆፕኪንስ የመልክት፡፡

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  8. ቀዳማይ ሚኒሰተር ኣይቮሲኮስት ኮይኑ ዘገልገለ ቻርለስ ኮናን ባኒ

    ቻርለስ ኮናን ባኒ፡ በቲ ቫይረስ ተለኺፉ ኣብ ከተማ ፓሪስ ኣብ ሓደ ሆስፒታል ሓገዝ ክረክብ ምሰ ቀነየ ከም ዝዓረፈ ኤኤፍፒ ጸብጺቡ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  9. ኢትዮጵያውያን ስደተኛታት

    ኣብ የመን ብሰንኪ ዘሎ ዘይምርግጋዕን ለበዳ ኮሮናቫይረስን፡ ኣስታት 5 ሽሕ ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ንምምላስ ኣብ ትፅቢት ከምዝርከቡ ሪሊፍዌብ ፀብፂቡ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  10. ደልታ

    ሚኒስትሪ ጥዕና ዶ/ር ሊያ ታደሰ ከምዝገለጸቶ ኣብ ዝሓለፉ ሰሙናት ኣብ ኢትዮጵያ ቁጽሪ ብኮሮናቫይረስ ዝልከፉ፣ ብጽኑዕ ዝሓሙን ዝሞቱን ኣዐሪዩ ወሲኹ እዩ፡፡

    ተወሳኺ ንባብ
    next