ማይ

  1. ፕሬዝዳንት አብድል ፈታህ አል ሲሲ

    ኣል-ሲሲ፡ ኲናት ፍታሕ ኣይከውንን ምባሉ፤ ነቲ ቅድሚ ሒደት ኣዋርሕ ቀዳማይ ሚኒሰተር ኢትዮጵያ ኣብዪ ኣሕመድ፡ ኣብ ፓርላማ ንዘስመዖ መደረ መልሲ ንምሃብ ከይኮነ ኣይተርፍን'ዩ ተባሂሉ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  2. ሽቓቕ

    እዚ ሓድሽ ባዞ ኣብ ዓለምና ንዘጋጥም ዝለዓለ ብኽነት ማይ ኣብ ምቁጽጻር ዓብዪ እጃም ከምዝህልዎ፡ እቶም ነዚ ኣዝዩ ልሙጽ ዝኾነ ባዞ ሽቓቕ ዝመሃዙ ተመራመርቲ ሓቢሮም።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  3. ህንጸት ግድብ ሕዳሰ ኣባይ

    ኣብ ግድብ ሕዳሰ ክትከሉ ካብ ዝተሓሰቡ 16 ተርባይናት፡ እቶም ሰለስተ ክንከዩ ዝብል ምኽረ ሓሳብ ቀሪቡ ኣሎ። ግብጺ ካብዚ እንታይ ትርባሕ? ኢትዮጵያኸ እንታይ ትስእን? ኣካያዲ ስራሕ ህንጸት ግድብ ሕዳሰ ኢንጂነር ክፍሌ ሆሮ ምላሽ ሂቡ ኣሎ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  4. Video content

    Video caption: ናይ መጻኢ ወለዶ ቀረብ ማይ እትጥቀም ዘላ ጆርዳን

    ብሰንኪ ምቅይያር ጸባይ ኩነታት ኣየር [ክሊማዊ ለውጢ]፡ ኣብ ማእኸላይ ምብራቕ መጠን ዋዒ ኣዕርዩ ይዛይድ ከምዘሎ መጽናዕታት ይሕብሩ።

  5. ዓብዪ ግድብ ሕዳሰ ኢትዮጵያ

    ንዝሓለፉ ክልተ መዓልታት [ካብ 23-24 መስረከረም 2012 ኣቆጻጽራ ኢትዮጵያ]፡ ሚኒስትራት ማይ ኢትዮጵያ፣ ግብጽን ሱዳንን፡ ድሕሪ ዘካየድዎ ዘተ ምምላእ ማይ ግድብ ሕዳሰ ኢትዮጵያ፡ ግብጺ ዓለምለኸ መዛተይቲ ኣብ ሞንጎ ክጽንበሩ ጸዊዓ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  6. ዝወደቐ ብጻዩ ከልዕል ዝቃለስ ዘሎ ሓርማዝ

    እዚ፡ ሓንቲ ንኡሽቶ ሓርማዝ ካብቲ መንጫዕጫዕታ ምስ ወደቐት፡ ንዓኣ ንምድሓን ዝጀመረ ግድል'ዩ ኣጋጢሙ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  7. ፕሬዝዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ

    ፕረዚደንት ሳህለወርቅ ንፕረዚደንት ኣልሲሲ ምላሽ ብዝመስል "ሃገራት ተፋሰስ ኣባይ (ኒል)፡ ናይ ሓባር ተረባሕነተን ንምርግጋጽ ብሓባር ተወሃሂደን ክሰርሓ ከምዝግባእ ኣተሓሳሲበን"።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  8. እዚ ስእሊ ኣብ ጎራዙ ትኹረት ይገብር። ኣብ ኣብያተ ትምህርተን ማይን ሽቓቕን ብዘይምህላዉ ንትምህርተን ከመይ ከም ዝጸልዎ የርእይ።

    ኢትዮጵያዊት ስነጥበባዊት ኣይዳ ሙሉነህ ነዞም ስራሕታ ብምጥቃም ኣብ ማሕበረሰብ ዘሎ ጸገም ሕጽረት ማይ ክተርእይ ፈቲና'ላ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  9. ስቲቨን ወበር

    ዋና ኣካያዲ እቲ ሆተል ብሞት ስቲቨን ወበር ዝተበሃለ ኣሜሪካዊ ኩሉ ሰብ ካብ ውሽጡ ከም ዝሰንበ ተዛሪቡ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next