ኒዩክሌራዊ ኣፅዋር

  1. ሰራዊት እስላማዊ ሪፓብሊክ ኢራን፡ ኣብ ቴራን ወተሃድኣዊ ምርኢት እንተርእዩ 22 መስከረም 2018

    ኢራን፡ ኣንጻር እታ መቐናቕታ ዝኾነት ስዑዲ ዓረብ፡ ኣብ ማእከላይ ምብራቕ ኣብ ዝግበር ስተራተጂካዊ ጽልዋ፡ ብገፊሕ ትዕወት ከም ዘላ ተሓቢሩ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  2. ባንዴራ ኤራን ኣብ ጥቓ መፍረዪ ነዳዲ

    ሃብቲ ነዳዲ ኢራን ብሰለስተ ዕጽፊ ክውስኽ ዝገብር፡ 53 ቢልዮን በርሚል ድፍድፍ ነዳዲ ከም ዝተረኸበ ተገሊጹ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  3. ታንክታት ቱርኪ

    እዞም ኩርዳውያን ተቓለስቲ፡ ነዚ ናይ ቱርኪ ድፍኢት ከም ዝምክትዎ ገሊጾም ኣለው።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  4. 'ፋት መን' ኣፕሉቶንየም ቦምብ

    ብ29 ነሓሰ 1949፡ ሕብረት ሶቬት፡ ወናኒት ኣቶሚክ ቦምብ ኮይና። እቲ ኣርዲኤስ-1 ዝተባህለ፡ ኣቐዲሙ ዝነበራ ኑክሌር ቦምባኣ ድሕሪ ምትኳሳ፡ ዝሓሸን ዝበለጸን ቦምባ ከተፍሪ ትጽቢትን ግምትን ኣብ ዘይተግበረሉ እዋን እያ ወናኒት ኣቶሚክ ቦምብ ኮይና።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  5. ንፕረዚደንት ርራምፕን ፕረዚደንት ሮሃኒን ዘርኢ ዝተላገበ ስእሊ

    ኣመሪካ ካብቲ ምስ ኢራን ዝተበጸሐ ውዕል ኑክሌር ድሕሪ ምስሓባን፡ ማዕቀብ ድሕሪ ምንባራን ኣብ መንጎ ክልቲአን ሃገራት ወጥሪ ሰፊኑ

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  6. ትራምፕ

    ፕረዚደንት ትራምፕ፡ ነቲ ኣብ ኣመሪካ ዓመት መጸ ዓቢ ዕንወት ዘስዕብ ህቦብላታት ንምውጋድ ኑክሌራዊ ቦምባ ምጥቃም ዝከኣል እንተኸይኑ ንሓለፍቲ ሃገራዊ ድሕነት እታ ሃገር ከም እተወከሶም ማዕከናት ዜና ጸብጺበን።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  7. ዓብደራሕማን ሰይድን ከምኡ'ውን ብርሃነ ወልደገብሪኤል

    ወትሩ 21 ነሓሰ ዝበዓል ዓለማዊ መዓልቲ ዝኽሪ ግዳያት ግብረ ሽበራ ለብዘበን እውን ብሕቡር ቅልጽምን ስራሕን ዓለማዊ ስግኣት ነወግድ ብዝብል መንፈስ ይበዓል ኣሎ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  8. ቴሌቪዥን ሰሜን ኮርያ ሚሳይል ኣወንጪፋ ኢሉ ጸብጺቡ ነይሩ

    ደቡብ ኮርያ፡ ጎረቤታ ዝኾነት ሰሜን ኮርያ፡ ሎሚ መዓልቲ ክልተ ሓጺር ርሕቐት ዝጉዓዙ ባላስቲክ ሚሳኤል ኣወንጪፋ ኢላ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  9. ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኢራን ሚኒስተር ሞሓመድ ጃቫድ ዛሪፍ፡ 27 ሓምለ 2019

    ሚኒሰተር ጉዳያት ወጻኢ ኢራን ጃቫድ ዛሪፍ ነዚ ኣብ ልዕሊኡ ዝተነብረ እገዳ "ኣብ ልዕለይን ኣብ ልዕሊ ስድራይ ዘምጽኦ ዝኾነ ዓይነት ኣሉታዊ ለውጢ የለን፡ ምኸንያቱ ንዓይ ካብ ኢራን ወጻኢ ዝኾነ ዓይነት ንብረት የብለይን" ኢሉ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  10. ሰሜን ኮርያ

    እዚ ምትኳስ ሚሳይላት፡ ሰሜን ኮርያ በቲ ኣሜሪካን ደቡብ ኮርያን ከካይድኦ መደብ ሒዘናሉ ዘለዋ ሓበራዊ ወተሃደራዊ ልምምድ ተቖጢዓ ኣብ ዘላትሉ እዋን እዩ ኣጋጢሙ ዘሎ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next