ህወሓት

  1. ቀዳማይ ሚንስትር ኣብዪ (ጸጋም) ዶክተር ደብረጽዮን (የማን)

    ኣብ ዘተ ውህደት ኢህወዴግ፡ ኣባላት ፈፀምቲ ስራሕ ህወሓት: ብዘይካ ጌታቸው ኣሰፋ ኩሎም ከምዝነበሩን ኣብ ሓደ ውድባዊ ኣቕዋም ፀኒዖም ከምዝወጽኡን ተገሊጹ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  2. መጽሔት ወይን

    መጽሔት ወይን፡ ሃገራዊ ምርጫ ምድንጓይ ንሕገ-መንግስቲ ዝጻረርን "ናብ ፍጹም ቅልውላዉ" ዘምርሕ'ዩ ክትብል ገሊጻ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  3. ዶ/ር ደብረጽዮን

    ዶ/ር ደብረጽዮን ገብረሚካኤል፡ ሎምዓልቲ ኣብ ሃገራዊን ክልላዊን ጉዳያት ከምኡ'ውን ምስ ኤርትራ ዝተዛመዱ ካብ ጋዜጠኛታት ንዝቐረብሎም ሕቶታት መልሲ ሂቦም።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  4. ሎሚ ኣብ መቀለ ክካየድ ተሓሲቡ ዝነበረ ሰለማዊ ሰልፊ

    ኣብቲ ሰላማዊ ሰልፊ ንምስታፍ ጭርሖ ተሰኪሞም ዝመፅኡ ተምሃሮ ዩኒቨርሲቲ ብምኽልካሎም ሓዚኖም።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  5. ሓላፊት ቢሮ ርክብ ህዝብን መንግስትን ትግራይ ወ/ሮ ሊያ ካሳ

    "ኣብ ክልል ኣምሓራ፡ ህዝቢ ፀገም ኣይፈጠረን፤ ንኣብነት ዝሓለፈ ዓመት ነቶም ካብ ዩኒቨርሲቲ ወልድያ ዝተፈናቐሉ ተምሃሮ፡ ፍሉይ ሓይሊ ክልል ኣምሓራ ሓለዋ ክህብ ኣብ ዘይከኣልሉ፡ ህዝቢ ግን ወላ ኣብ ጓጓ ሓቝፍና ክነምህረኩም ኢና ዝብል ፅኑዕ መርገፂ ነይሩዎ"

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  6. ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ርክብ ህዝብን መንግስትን ምምሕዳር ከተማ መቐለ: ኣይተ ዘመንፈስቅዱስ ፍስሃ

    ኣብ መቐለ ሰላማዊ ሰልፊ ንምክያድ ምምሕዳር ከተማ መቐለ 'ኣይተሓተትኩን ኣይከልከልኩን' ይብል፤ ስቪላዊ ማሕበር ሰብ ሕድሪ ድማ ቅድሚ ሰለስተ መዓልቲ ናብ ቤት ፅሕፈት ከንቲባ ደብዳበ ኣታዊ ከምዝገበረ ይገልፅ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  7. ኣርማ ኢህወዴግ

    ቤት ፅሕፈት ቤት ምኽሪ ኢህወዴግ ኣማስዩ ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ: ህወሓት ብዛዕባ ውህደት ኣመልኪቱ ደጋጊሙ ዘውፅኦ ዘሎ መግለፂ: ክእረም ከምዘለዎ ገሊጹ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  8. ኣቦይ ስብሓት

    ተጋዳላይ ኣቦይ ስብሓት ነጋ፡ ሓደ ካብቶም ካብ ተራ ተዋጋኣይ ክሳብ መሪሕነት ህወሓት ብምዃን ዘገልገሉን ገዲም ተጋዳላይ እዮም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብዪ ኣሕመድ ናብ ስልጣን ምስ መጽአ፡ 'ብኽብሪ' ተሰናቢቶም።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  9. ኣምባሳደራት ኣርባዕተ ሃገራት

    ኣምባሳደራት ሽደሽተ ሃገራት: ኣብ ትግራይ ዝካየድ ልምዓት ክሪኡ ሎሚ ረፋድ ናብ መቐለ ኣትዮም። ንክልተ መዓልቲ ዝጸንሕ ዑደት ከካይዱ እዮም ተባሂሉ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  10. ኣቶ ጌታቸው ረዳ፡ ኣባል ፈጻሚት ስራሕ ህወሓት-ኢህወደግ

    ኣባል ፈጻሚት ስራሕ ህወሓት-ኢህወዴግ ኣይተ ጌታቸው ረዳ፡ እቲ ሕዚ ዕላዊ መግለጺ ዘይተውሃቦ፡ ዝሕሰብ ዘሎ ውህደት እቲ ገዛኢ ውድብ፡ ኣብ ናይ ሓሳብን ናይ ዓላማን ሓድነት ዝተመስረተ ዘይኮነስ፡ 'ውልቀ ቀሰባት ስልጣኖም ንምርዋይ' ተባሂሉ ዝግበር ስለዝኾነ፡ ህወሓት ከምዘይቕበሎ ኣፍሊጡ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next