ሃይማኖት

  1. ንሓንቲ ቤተክርስትያን ዓቂቦም ዘጽንሑ ሼኽ ሓሰን ይመር

    ሸኽ ሓሰን ነታ ቤተክርስትያን ዓቂቦም ብምሓዝ ጥራሕ ኣይኮኑን ዝዝከሩ ኣብ እዋን ህንጸታ’ውን ኣእዋም ወፊዮም’ዮም። እምኒ ተሸኪሞም ኣመላሊሶም። ናብቲ እንስሳት እውን ክድይቡ ከምዘጽገሙ ዝዝረበሉ ጎቦ ኣቑሑት ተሸኪሞም ናብታ ቤተክርስትያን ኣብጺሖም።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  2. ፖፕ ፍራንሲስ

    ጳጳስ ካቶሊካዊት ቤተክርስትያን ፖፕ ፍራንሲስ ዕውት ሕክምና መጥባሕቲ ታሕተዋይ ኣካል ናይ ረጒድ መዓንጣ (ዳንዱር) ከምዝተገበረሎም ቫቲካን ኣፍሊጣ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  3. 10 ኣብያተ ክርስቲያን ተጠቒዐን

    ኣመሓዳሪ ኣልበርታ ጃዶን ኬኒ ብሓሙስ ሓደ ካብቶም መጥቃዕቲ ዝበጽሖም ኣብያተ ክርስቲያን ኣብታ ከተማ ዝርከብ ኢቫንጀሊካል ቤተክርስቲያን ኣፍሪቃ'ዩ ኢሉ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  4. ሓደ ቀሺ ኣብ ልዕሊ ሸውዓተ ጳጳሳት ናይ ኣሲድ መጥቃዕቲ ፈጺምካ ተባሂሉ ተኣሲሩ

    እቲ ነቲ መጥቃዕቲ ፈጺሙ ዝተባህለ ወዲ 36 ዓመት ቀሺ፡ ብመሰረት ካብ መደበር ዜና ኤኤንኤ ዝተረኸበ ሓበሬታ በቲ ዝሰርሓሉ ቤተክርስትያን 'ዘይሕጋዊ ምዝውዋር ዕጸፋርስ' የካይድ እዩ ተባሂሉ ተተርጢሩ። እቶም ጳጳሳት ከኣ ነቲ ዝመጽኦ ክሲ ንምስማዕ ኢሎም ናብቲ ንሱ ዝሰርሓሉ ቤተክርስትያን ብምኻድ'ዮም ምጽራይ ዝገብሩ ነይሮም።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  5. ካቶሊካውያን ጳጳሳት ኣመሪካ፡ ፕረዚደንት ባይደን ቅዱስ ቁርባን ከይቅበል ኣብ ዝኽልክል ሰነድ ኣይተሰማምዑን

    ጉባኤ ካቶሊካውያን ጳጳሳት ኣመሪካ (ዩኤስሲሲቢ)፡ ምንጻል ጥንሲ ንዝድግፉ ፖለቲከኛታ ኣመልኪቱ መምሀሪ ሰነድ ነዳሉዶ ኣብ ዝብል ብኢንተርነት ኣብ ዘካየዶ ኣኼባ ክረዳድኡ ኣይከኣሉን፡፡

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  6. እናቴ ሜሪ ጆሰፍ፡ ንስሳ ዓመታት ብሃብትን ክብርን ዝነበረት ኣደ

    ወይዘሮ ኣን ኣብ ሳን ፍራንሲስኮ፡ ሽሕን ሚእትን አዕሩኽን ፈተውትን ነይሮምዋ። ኣብ ቤታ በብእዋኑ ኣማኢት መሓዙት እናዓደመት ክቡር ድግስ ትገብር፤ ብዘበናዊ ልብስን መጋየጺ ስልማት ደሚቓ፡ ኣብ ዓበይቲ ምርኢታት ትልሂትን ኦፔራን እትሳተፍ ኣዝዩ ጥጡሕ ናብራ ዝነበራ ስምይቲ ሰብ ነይራ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  7. ኣቡነ ቄርሎስ መበል 5ይ ፓትርያርክ

    ኣቡነ ኣንጦንዮስ ኣብ ጥሪ 2006 ንፈለማ እዋን ካብ መዝነቶም ክወርዱ ድሕሪ ምግዳዶም፡ ንዕኦም ተኪኦም 4ይ ፓትሪያርክ ኮይኖም ዝተመርጹ፡ ኣቡነ ድዮስቆሮስ ኣብ ታሕሳስ 2015 ካብ ዝሞቱ ንድሓር፡ እታ ቤተክርስትያን በዘይ ፓትርያርክ'ያ ጸኒሓ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  8. ካተድራለ ኣስመራ

    ብ26 ግንቦት 2021 ዝተጻሕፈ ናይ ኣቤቱታ ደብዳበ፡ ኣብ ኤርትራ ኣብ ግዜ ጸበባ ኮነ ራህዋ፡ ካብ ህዝቢ ከይተፈልየት፡ መንፈሳውን ስጋውን ኣገልግሎት ብምቕራብ፡ ንህዝቢ ብዘይ ሌላን ጉሌላን፣ ቋንቋን ዓሌትን፣ ሃይማኖትን እምነትን፣ ከምእተገልግል ብምዝኽኻር፤ መንግስቲ ኤርትራ እናሓደረ ንብረታን ትካላታን ክወርስ ግቡእን ፍትሓውን ከምዘይኮነ ይጠቅስ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  9. እቲ ሰርቂ ዝትፈጸመሉ ቤት ትምህርቲ

    እዛ ማርጋሬት ክሩፐር ዝተብሃለት ጓል 79 ዓመት ፈላሲት፤ ካብቲ ትምህረሉ ዝነበረትን ድሒራ ከም ኣመሓዳሪት ኮይና ትሰርሓሉ ዝነበረትን ቤት ትምህርቲ ኣብ ዝሓለፈ ዓሰርተታት ዓመታት ብሓፈሻ ልዕሊ 835 ሽሕ ዶላር ከምዝሰረቐት እዩ ተገሊጹ ዘሎ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  10. ቲቢ ጆሽዋ

    ቴምቲዮፔ ባሎጎን ጆሽዋ ወይ ቲቢ ጆሽዋ ብዝብል ዝጽዋዕ እቲ ሰባኺ ብዙሕ ተኣምራት ከም ዝገብር ይዛረብ። ካብ ንዓይነስውራን ክርእዩ ምግባር ክሳብ ካብ ኤችኣይቪ ምፍዋስ ዝኣክል ተኣምራት ከም ዝገብር ይንገረሉ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next