ስደተኛታትን ሓተትቲ ዑቐባን

  1. ስደተኛታት ዝጸዓነት ጃልባ

    ቤት ፍርዲ ዓዲ-ጥልያን ካብ ማእከላይ ባሕሪ ንዘድሓኖም ስደተኛታት ናብ ሊብያ ንዝመለሰ መርከበኛ ንሓደ ዓመት ክእሰር ፈሪድዎ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  2. ስደተኛ ሄኖክ ዛይድ ገብረስላሰ ኣብ ዓዲ-እንግሊዝ ህይወት ክመርሕ 2020 እዩ ኣቲዩ

    ብቑልዕነቱ፡ ካብ መበቆል ዓዱ ኤርትራ ሃዲሙ ኣብ ዓባይ ብሪጣንያ ዑቕባ ሓቲቱ ክነብር ዝጸንሐ ስደተኛ ሄኖክ ዛይድ ገብረስላሰ ኣብ ዓዲ-እንግሊዝ ህይወት ክመርሕ ተስፋ ነበሮ። እንተኾነ ኣብ መበል 23 ዓመቱ፡ ኣብ ምዕራብ ሚድላንድስ ኣብ እትርከብ ከተማ ኮቨንተሪ ኣብ ዝርከብ ትካል ጥዕና አእምሮ ባዕሉ ህይወቱ ከም ዘጥፍአ ይእመን።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  3. ስዒድ ነጋሽ

    ኣብዚ ቀረባ መዓልታት ኣብ ኢጣልያዊት ከተማ ቦለኛ ኣብ ዝተኻየደ ዞባዊ ምርጫ፡ ስዒድ ነጋሽ ዝተባህለ ትውልደ ኤርትራዊ ንፈለማ እዋን ናብ ባይቶ ምምሕዳር እታ ከተማ ዝተመረጸ ጸሊም ኮይኑ'ሎ። ንሱ፡ ብወልቁ ተወዳዲሩ'ዩ ኣብቲ ዝተኻየደ ምርጫ ክዕወት ክኢሉ። ኣብ ፖለቲካ ኢጣልያ ንልዕሊ 15 ዓመት ክሳተፍ ዝጸንሐ ስዒድ፡ ኣብ ዝተፈላለዩ ማሕበራዊ ንጥፈታት ክዋስእ ምጽንሑ'ዩ ዝዛረብ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  4. ስደተኛታት ኣብ ባሕሪ

    ኤጀንሲ ዶብ ኣልቦ ሓካይም ሰራሕተኛታቱ ኣዝዮም ኣብ ዝተጨናነቑ ኣብያተ ማእሰርቲ ደቂ ተባዕትዮ ደው ንክብሉ ክግደዱ ከም ዝርኣዩ ገሊጹ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  5. Video content

    Video caption: ሓሙሽተ ኣብ ስደት ኣብ ፖለቲካ ዕዙዝ ዓወታት ካብ ዘመዝገቡ ትውልደ ኤርትራውያን ክነላልየኩም!

    ሓሙሽተ ኣብ ስደት ኣብ ፖለቲካ ዕዙዝ ዓወታት ካብ ዘመዝገቡ ትውልደ ኤርትራውያን ክነላልየኩም!

  6. መንበሪ ዝሰርሑ ሰባት

    ገሊኦም ብዘይምጽለሊ ኣብ ደገ ይሓድሩ ከምዘለዉ ዝሓበረ ትካል ስደተኛታት ዓለም ነቶም ተፈናቐልቲ ዝቐርቡ ዝነበሩ ከም መግቢ፣ ህጹጽ ሓገዝ ሕክምና፣ ማይ፣ ናውቲ ሓለዋ ጽርየትን ጥዕናን ይውድኡ ምህላዎም ኣፍሊጡ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  7. ስደተኛታት ሄይቲ

    ካብ 16 ክሳብ 18 መስከረም ኣብ ዝነበረ እዋን ብዝሒ ካብ ሄይቲ ናብታ ከተማ ዝኣትዉ ስደተኛታት ብዝለዓለ መጠን ወሲኹ ዝነበረ ኮይኑ፤ ክሳብ ሎሚ ልዕሊ 12,000 ሰባት ከምዝተቐበለት መረዳእታታት የመልክቱ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  8. መዳጎኒ ስደተኛታት ሊብያ፡ ዝጸንሐ ስእሊ

    ክሳብ ሕጂ ዝበዝሕ ጋርጋርሽ ኣብ ዝተባህለ ኣብ ከባቢ ትሪፖሊ ዝርከብ ቦታ ብዝተወስደ ስጉምቲ ኣስታት ኣርባዕተ ሽሕ ስደተኛታት ተኣሲሮም ኣለው።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  9. መዳጎኒ ስደተኛታት ሊብያ፡ ዝጸንሐ ስእሊ

    ቤት ምኽሪ ስደተኛታት ኖርዎይ በቲ ኣብ ሊብያ ዝፍጸም ዘሎ ማዕበላዊ ማእሰርቲ ስደተኛታት ከምዝተሻቐለ ኣፍሊጡ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  10. ያእቆብ

    ያእቆብ ተኪኤ ኣብ ኣመሪካ ዩኒቨርሲቲ ፔንሲልቫኒያ ክኢላ ስነ ኣእምሮ'ዩ። ኣብ ስደትን ስደተኛታትን ትኹረት ገይሩ ብምስራሕ ብፍላይ ድማ ካብ ኣፍሪቃ ብቐንዱ ኢትዮጵያ፣ ኤርትራን ሱዳንን ንዝተሰደዱ ከቢድ ሓደጋ፣ ጾታዊ ዓመጽን ካልኦት ጸገማትን ንዝበጽሖም ሰባት ድጋፍ ጥዕና ኣእምሮ ይህብ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next