ኤስያ/ኤሽያ

  1. ኪም ጆንግ-ኡን

    እዚ ዝኸውን ዘሎ ድማ ላዕለዎት ሓለፍቲ ድሕነት ደቡብ ኮርያ፣ ጃፓንን ኣሜሪካን ኣብ ጉዳይ ሰሜን ኮርያ ንምዝርራብ ኣብ ዝተራኸቡሉ እዋን’ዩ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  2. ጋዜጠኛታት ማሪያ ሬሳን ዲመትሪ ሙራቶቭን ተዓወትቲ ሽልማት ኖቤል ሰላም ኮይኖም

    ኮሚቴ ኖቤል ሰላም ክልቲኦም ጋዜጠኛታት መሰል ሓሳብኻ ብናጽነት ምግላጽ ንምሕላው ንዝገበሩዎ ኣበርክቶ ከም ዝሓጸዮም ኣፍሊጡ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  3. ተዓወትቲ ኖበል ሰላም

    እዚ ኣብ ዓለም ብፍሉይ ክብሪ ዝረአ ሽልማት ኖቬል ሓደ ካብቶም ዝዓበየ ሽዱሽተ ሽልማታት ዓለም ኮይኑ፡ ሽወደናዊ ተመራማሪ ስነ ፍልጠት ነጋዳይን ገባር ሰናይን ኣልፍረድ ኖቤል ዝመስረቶ ሽልማት እዩ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  4. ናዋዝ ሸሪፍን ጓሉን

    እቲ ብጉዳይ ብልሽውና ንዓሰርተ ዓመት ማእሰርቲ ተፈሪዱ ኣብ ማሕቡስ ዝጸንሐ መራሒ ፓኪስታን ነበር ናዋዝ ሸሪፍ ኣብ ይግባይ ስለዝተዓወተ ቤት ፍርዲ ክፍታሕ በይኑ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  5. ክላሽን ዝሓዘ ወተሃደር ጣሊባን ኣብ ከተማ ካቡል

    ሓደ ላዕለዋይ ሓላፊ እስልምና ኣፍጋኒስታዊ ፖሊስ፡ ገበነኛታት ብሞትን መቑረጽትን ክቕጽዑ ከምዝኽእሉ ሓቢሩ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  6. ሰሜን ኮርያ ፈተነ ነዊሕ ርሕቐት ባላስቲክ ሚሳኤል ኣካይዳ

    እቲ ፈተነ እታ ብሕጽረት ምግብን ቁጠባዊ ቅልውላውን ዝተሃሰየት ሃገር ሐዚ እውን ኣጽዋር ኲናት ናይ ምምዕባል ዓቕሚ ከምዘለዋ ዘመላኽት እዩ፡፡

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  7. ሰራዊት ጣሊባን

    ንኣስታት 20 ዓመት ኣብ ኣፍጋኒስታን ዓስኪሮም ኣንጻር ጣሊባን ክዋግኡ ዝጽንሑ ሰራዊት ኣመሪካ ካብታ ሃገር ጠቕሊሎም ምስ ወጽኡ፡ ዕጥቓት ጣሊባን ነታ ሃገር ምሉእ ብምሉእ ተቖጻጺሮማ። ገለ ካብኣቶም ኣብ ቤተ-መንግስቲ ካቡል ከምዝኣተው ዘርኢ ምስሊ ኣሎ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  8. ንመርዓ ዝተዳለወ ቦታ

    እቶም ዕዱማት ኣብ ከተማ ሺባጋንጅ፡ ናብ እንዳ ጓል ንምኻድ ካብ ጀልባ እናወረዱ እናሃለዉ እዮም ብሓያል መብረቕ ተወቒዖም፡፡

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  9. ሓማሲ

    “ን31 ዓመታት ኣብ ባሕሪ ካብ ዝነበረኒ ጻንሒት ዝረኸብኩዎ ብሉጽ ነገር እዚ እዩ” ይብል ማርሲ ቤልግሬቭ ናብታ ስባር መርከብ እናኣመልከተ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  10. መብዛሕትኦም መገዲ ኣየራት ኣብ እዋን ዒድ ኣልኣድሃ በረራ ከልኪሎም ነይሮም

    እታ ነፋሪት ገና ኣብ በረራ እናሃለወት ክዳውንቱ ክቐያይር እንተዘይፍትን ነይሩ ክፍለጥን ኣብ ቀይዲ ክውዕልን ኣይምኽኣለን። ነዚ ብምግባሩ ግን ኣብ ዓይኒ ጥርጣረ ኣትዩ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next