ኣእምሮ ተኪኡ ዝሰርሕ ማሺን

  1. ጎሉም

    ኣብ 1993 ኣብ ኒውዝላንድ ብሰር ፒተር ጃክሶን ዝተመስረተ ወታ ዲጂታል ንኸም ናይ ኣቫተር ንነይሪቲ፡ ኣብ ሎርድ ኦፍ ዘሪንግስ ዝርከብ ጎሉን ከምኡ'ውን ኣብ ፕላኔት ኦፍ ዘ ኣፕስ ዝረከብ ሴዛር ዝሰርሐ ትካል እዩ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  2. ኣብ ቻይና ውድድር ሮቦት

    ኣብዚ ቅድሚ ሒደት መዓልታት ዝተኻየደ ውድድር፡ ካብ 20 ዩኒቨርስቲታት፣ ካብ ትካላት ንግድን ምርምርን ዝተዋፅኡ 2 ሽሕ ተወዳደርቲ ክሳተፉ እብከለው ሰላሙ፡ ብዓውዲ ኢንዱስትርያል ሮቦቲክስን ኣርቴፊሻል ኢንተለጀንስን ሰብ ሰራሕ'ዩ ተዓዊቱ። ካልኦት ኢትዮጵያውያን ኣባኩማ ጌታቸው፣ ፀጋየ ኣለሙ፣ ዮሃንስ ሃይለመስቀልን ሄኖክ ሰይፉን ተሳተፍቲ እቲ ውድድር ነይሮም።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  3. ሳራ መንክር መስራቲት ግሮ ኢንተለጀንስ

    ትውልደ ኢትዮጵያዊት ሳራ መንክር፡ ኣብ መፅሄት ታይም ናይዚ ዓመት ጸለውቲ ካብ ሞንጎ ዝኾኑ 100 ሰባት ሓንቲ ኮይና።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  4. ሓንቲ ሰበይቲ ኣብ ጥቓ ቤትጽሕፈት ኤንኤስኦ፡ ቴላቪቭ እስራኤል ቴለፎን ትጥቀም

    ሓደ ትካል ስለያ እስራኤል ንምልካዊ መንግስትታት ዝሸጦ ናይ መሰለዪ ሶፍትዌር (ስፓይዌር) ኣብ ዙርያ ዓለም ንዝርከቡ ተሓለቕቲ መሰላት፡ ጋዜጠኛታትን ጠበቓታትን ዒላማ ይገብር ምህላው ጸብጻባት ገሊጾም።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  5. Video content

    Video caption: ኣይዳ 'ፈላመይቲ ስነ ጥበባዊት ሮበት ለዓም'

    ኣይዳ ዝብል ሽም ዝተውሃባ ብሰብ ሞያ ኢንጅነሪንግን ስራሕቲ ቅድን ዝተሰርሐት እዛ ሮበት "ፈላመይቲ ኣብ ስነ ጥበብ ዝወፈረት ሮበት ዓለም" ከምዝኾነት ይግለጽ።

  6. ዶክተር ትምኒት ገብሩ

    ዶክተር ትምኒት ገብሩ፡ ምስ ብጸታ ኮይና ኣብ ዘዳለወቶ መጽናዕታዊ ጽሑፋት ኣመልኪታ ሕቶ ስለዘቐረበት ካብ ስራሕ ከምዝተሰጎገት እያ ትሕብር። ካብዚ ብተወሳኺ ንሳን ደገፍታን ኣብ ዓበይቲ ትካላት ዝርአ ዓሌታዊ ኣድልዎታት’ውን ካብ ስራሕ ኣብ ምስጓጓ ሓደ ድፍኢት ከምዝኾነ ይኣምኑ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  7. ዝደቀሰ ህጻን

    ጽቡቕ ድቃስ ለይቲ ከምቲ ንኽንነብር እንምገቦ ዝተመጣጠነ መግብን እንገብሮ ኣካላዊ ምውስዋስን፡ ንጥዕናና ኣዝዩ ኣገዳሲ እዩ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next