ኣፕስ

  1. ኣይ ኤስ

    ትውልዲ ዓዱ ኣብ ስዑዲ ዓረብ ዝኾነ መሃመድ ከሊፋ: ቅድሚ ክልተ ዓመት ኣብ ውሽጢ ሶርያ ብኩርዳውያን ብዝምራሕ ሚሊሻ ምስ ተትሓዘ እዩ ንኤፍ.ቢ.ኣይ ተመሓላሊፉ ተዋሂቡ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  2. ሞባይላት ቻይና

    ብቻይናውያን ኣፍረይቲ ዝተሰርሓ ተንቀሳቐስቲ 5ጂ ስልኪታት ከምዝመርመረ ዝገለጸ ማእከል ሳይበራዊ ድሕነት እታ ሃገር፡ ሓንቲ ሳንሱር መግበሪ መሳርሒ ዝተገጠመላ ሻውሚ ዓይነታ ሞባይልን ናይ ድሕነት ጉድለት ዘለዋ ሓንቲ ህዋዌ ስልክን ከምዝረኸበ ገሊጹ፡፡

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  3. ፀዋታ ኩኩሉ

    ቅኔ ጌምስ ዝተብሃለ ትካል ኣብ ኢትዮጵያ ዝጽወቱ ባሕላዊ ጸወታታት ናብ ዘበናዊ ናይ ሞባይል መተግበሪ ጌማት ኣማዕቢሉ ባህሊ ኢትዮጵያውያን የላሊ ከምዘሎ መስራቲ ናይቲ ትለል ገሊጹ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  4. ሞባይል ስልኪ

    ገዚፍ ትካል ኤሌክትሮኒክስ ኤልጂ፡ ብምኽንያት ኣብ ዝሓለፉ ሽድሽተ ዓመታት ዘጋጠሞ ክሳራ፡ ምፍራይ ስማርት ተንቀሳቓሲ ስልኪ ደው ከምዘብል ኣፍሊጡ፡፡

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  5. ዓለም፡ ኣብ 2016 ጥራሕ ኣስታት 45 ሚሊየን ቶን ጎሓፍ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቑሑ ነይሩዋ

    እዚ ጎሓፍ ኣቑሑ ኤሌክትሮኒክስ ብዘይሕጋዊ መገዲ ካብ ሃገራት ምዕራብ ናብ ሃገራት ፍሊፕንስ፣ ጋና፣ ናይጄሪያን ቻይናን ዝልኣኽ ኮይኑ፡ እዚ፡ ኣብ መወዳእታ 2021 ልዕሊ 52 ሚሊየን ቶን ክበጽሕ ከም ዝኽእል ይግመት።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  6. ሞባይል ስልኪ

    ኣብ መርበብ ሓበሬታ ‘ታርፍ’ ብዝብል ስሙ እዩ ዝፍለጥ። ሰሙን ኣብ ዘይመልእ ግዜ፡ መልክዕ ናይ ኣይፎን ስክሪኑ ብምቕያር ልዕሊ 100,000 ዶላር ክረክብ ክኢሉ ኣሎ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  7. "ሓበሬታ ብዝኾነ መላኺ ክዕፈን ዘይግበኦ ስንቅን ዕጥቅን እዩ"

    ንሓደ ሓበሬታ ዘለዎን ዘይብሉን ህዝቢ ብኣብነት ኣወዳድር እንተትበሃል እንታይ ምበልካ ተባሂሉ ዝተሓተተ መንእሰይ ሰመረ፡ "ኣብ ብርሃንን ጸላምን ከም ዝነብር ህዝቢ ገይረ ምገለጽኩዎ" ክብል መሊሱ። ንህላዌ ሓበሬታ ከም ብርሃን ንስእነት ሓበሬታ ከኣ ከም ጻላም ብምግላጽ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  8. ቲክቶክ/ ዶናልድ ትራምፕ/ ዊቻት

    ፕሬዝደንት ዶናልድ ትራምፕ ኣብዚ ውሳነ ኢዱ እንተዘይኣእቲው፡ እዞም መተግበሪታት ካብ ሰንበት ጀሚሩ ክእገዱ'ዮም።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  9. ብኣሽሓት ዝቑጸራ ቴሌፎናት ቴክኖ ደብሊው2 ተህዋስያን ዝተጽዓነን ኾይነን ተረኺበን

    'ትሪያዳ' ዝበሃል ቫይረስ ኣብ ኣንድሮይድ ተንቀሳቐስቲ ስልኪ (ሞባይል) ዝግጠም ኮይኑ፡ 'ኤክስሄልፐር' ዝበሃል ኮድ ብምጥቃም ድማ፡ ብዘይፍቓድ ተጠቀምቲ ዝደለዮ ኩሉ ዝገብር እዩ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  10. ስማርትፎን ስልክ ሲፀዳ

    ስልክዎን በኪስዎ፣ በቦርሳዎ አንዳንዴም ወደ መፀዳጃ ቤት ሲሄዱ ይዘውት ይሄዳሉ። ስልክዎ ብቻ ምን ያህል ጀርም ተሸክሞ እንደሚገኝ አስበውታል? በኮሮናንስ ስላመያዙ ምን ያህል እርግጠኛ ነዎት?

    ተወሳኺ ንባብ
    next