ኢንተርኔት

  1. ኢንተርኔት

    መንግስቲ ኢትዮጵያ፡ ኣብ ምዕራብ ኦሮሚያ ኣብ ልዕሊ ዝንቀሳቐሱ ዕጡቓት ኦሮሞ ወተሃደራዊ መጥቃዕቲ ካብ ዝኸፍት ኣትሒዙ ኣብ ምዕራብ ኦሮሚያ ኣገልግሎት ኢንተርኔትን ቴሌፎንን ከምዝተቛረጸ ነበርቲ ክዛረቡ ጸኒሖም እዮም። ንመሰላት ዝሕለቕ ትካል ሂዩማን ራይትስ ዎች፡ መንግስቲ ኢትዮጵያ ነቲ ዝዓጸዎ ኣገልግሎት ኢንተርኔትን ቴሌፎንን ክኸፍት ሓቲቱ'ሎ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  2. ናይ ኢንተርነት መራኸቢ ኣርጄ 45

    ኤርትራ ካብ ዓለም ዝኸበረ ክፍሊት ኣገልግሎት ብሮድባንድ ኢንተርነት ዘለዋ ሃገር ምዃና ኬብል ዩኬ ዝተብሃለ ትካል ሓቢሩ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  3. ኢትዮጵያን ጨምሮ ኢንተርኔት በመዝጋት 'የከሰሩ' ሃገራት

    ኢትዯጵያ እትርከበን ሃገራት ዓለም፡ ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ጥራይ ኣገልግሎት ኢንተርኔት ብምዕጻወን ብቢልዮናት ዶላራት ክሳራ ከምዘጋጠመን ኔት ብሎክ ዝተበሃለ ትካል መጽናዕቲ ኣመልኪቱ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  4. ኣገልግሎት ኢንተርኔት

    ካብ መፈለምታ ናይዚ ሰሙን ጀሚሩ፡ ኣብ ብዙሓት ከተማታት ምዕራብ ኦሮሚያ፡ ኣገልግሎት ኢንተርኔት ከምኡ ድማ ኣገልግሎት ሞባይል ስልኪ (ቴሌፎን) ተቛሪጹ'ሎ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  5. ሮቦት ኩዕሶ - ቦሊ

    እታ ሮቦት ኩዕሶ ካሜራ ዝተገጠመላ ኮይና፡ እግሪ እግሪ ወናኒኣ እናሰዓበት ፍልይ ዝበሉ ኣጋጣምታቱ ቀዲሓ ከምእትሕዝ ተገሊጹ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  6. ዳቪድ ከዪ

    ኣብ ኢትዮጵያ ዕላዊ ናይ ስራሕ ጉዕዞ ከካይድ ዝቐነየ ላዕለዋይ በዓል-ሞያን ፍሉይ ልኡኽን ሰብኣዊ መሰላት ወድብ ሕቡራት ሃገራት፡ ዳቪድ ከዪ፡ መንግስቲ ኢትዮጵያ 'ዘረባ-ጽልኣት ንምኽልካል' ብዝብል ጉልባብ፡ ናይ ምዝራብ መሰል ንምዕጋት ይሰርሕ ኣሎ ክብል ኣጠንቂቑ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  7. ስልኪ እትርኢ ዘላ ጓልኣንስተይቲ

    ኣብ መንጎ ኣሜሪካን ቻይናን ዘሎ ውትጥ፡ ዓለም ኣብ ክልተ ደምበ ኢንተርነት ክመቕላ'ዶ ይኸውን?

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  8. ጉግል

    ጀርመናዊ ፈጻሚ ገበን ቅትለት፡ ብስሙ ኣብ ኦንላይን ዝተጸሓፉ ኩሎም ሓበሬታ ክጠፍኡ ክካታዕ ጸኒሑ'ዩ። ቤት-ፍርዲ ድማ ንሕትኡ ተቐቢሉ ኩሎም ብዛዕብኡ ኣብ ኢንተርኔት ዘለዉ መረዳእታ ክጠፍኡ ወሲኑ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  9. ኢዮንቦ ብሊንድሃይም

    ጓል 22 ዓመት ኢዮንቦ ብሊንድሃይም፡ ንምንታይ ርእሰ-ቅትለት ንዝፍፅማ ደቂኣንስትዮ ክተድሕን መሪፃ? ንምንታይ'ኸ "እታ ሓላዊት ህይወት [ዘ ላይፍ ጋርድ]" ዝብል ሳጓ ተዋሂብዋ?

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  10. ጸጋይ ገብረሂወት፡ ብርሃነ ወልደገብርኤልን ኢዮብ ጸጋይን

    "ምዕባለ -ሓበሬታ ከም ክልተ ዝብልሑ ካራን ሴፍን ክምሰል ይኽእል እዩ። እቲ በሊሕ ካራ በቲ ሓደ ስጋ ሓሪድካ ትምገበሉ በንጻሩ ከኣ ክሓርደካ እውን ይኽእል እዩ። ስለዚ ቅኑዕ ሓበሬታ ንልምዓት፡ አዕናዊ ሓበሬታ ኣብ ጥፍኣት ክውዕል ይኽእል እዩ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next