ሃገራዊ ምርጫ ኬንያ 2017

  1. ስልኪ ዝጥቀሙ ዘለው ሰባት

    ብመሰረት ካብ ወርሒ ግንቦት ክሳብ ሰነ 2021 ዝተኻየደ መጽናዕቲ፡ እዞም ውልቀሰባት ኣብ ትዊተር ብቐጥታ ጋዜጠኛታት፣ ዳያኑን ተሓለቕቲ መሰላትን ንከጥቅዑ ተኸፊሉዎም።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  2. ኣብ ናይሮቢ እተሰረቐት ጓል ሓሙሽተ ወርሒ ህጻን

    መደብ ቢቢሲ 'ኣፍሪካ-ኣይ' ኣብ ዓንኬል ዘይሕጋውያን ነጋዶ-ደቂ-ሰብ ብምስጢር ብምስራጽ ኣብ ኬንያ ዝካየድ ዘሎ መሸጣ ሕጻናት ክብርብሮ ብምኽኣሉ ሕጻናት ብ$300 ዶላር ይሽየጡ ከም ዘለዉ ኣቃሊዑ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  3. ዓቐን መጠን ሙቐት ሰብነት

    ሚኒስትሪ ሙታይ ካግዌ፡ ቅድም ኢሉ ዝርግሐ ኮቪድ-19 ንምክልኻል ዝውሰዱ ዝነበሩ ስጉምታት ክፎኽሱ ምስተገብረ ቑጽሪ መልከፍቲ ይወስኽ ኣሎ ኢሉ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  4. ኬንያ ኡሁሩ ኬንያታ (የማን) ዊልያም ሩቶ (ጸጋም)

    ኣብ መንጎ ደገፍቲ ፕረዚደንት ኬንያ ኡሁሩ ኬንያታን ምክትሉ ዊልያም ሩቶን ብዘጋጠመ ጎንጺ፡ ክልተ ሰባት ክሞቱ እንከለዉ ካልኦት ብዙሓት ቆሲሎም።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  5. ላዕለዋይ ዳኛ ኬንያ፡ ዴቪድ ማራጋ

    ብመሰረት ቅዋም ኬንያ፡ ሓደ ጾታ ልዕሊ ክልተ ሲሶ (2/3) መናብር ፓርላማ ክሕዝ ኣይክእልን።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  6. ኣብ ትግራይ ድልድል ክፍለ ግዜ ጎስጓስ መረፃ፡ ትማሊ 6 ነሓሰ 2012 ዓ.ም [ኣቆጻጽራ ኢትዮጵያ] እዩ ጀሚሩ።

    ኣብ ትግራይ ድልድል ክፍለ ግዜ ጎስጓስ መረፃ፡ ትማሊ 6 ነሓሰ 2012 ዓ.ም [ኣቆጻጽራ ኢትዮጵያ] ጀሚሩ። ብመሰረት እቲ ክፍለ ግዜ እቶም ፖለቲካዊ ሰልፍታት ንህዝቢ ትግራይ ይረብሕ እዩ ዝበልዎም ዕላማታት ኣብ ቴሌቪዥንን ሬድዮታትን እቲ ክልል ምቕራብ ጀሚሮም ኣለዉ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  7. ኮሚሽነር ኮሚሽን መረጻ ትግራይ ሙሉወርቅ ኪዳነማርያም

    ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ትግራይ፡ ነቲ ኣብ መወዳእታ ወርሒ ነሓሰ ክካየድ መደብ ተታሒዝሉ ዘሎ 6ይ ክልላዊ መረጻ ዛሳልጡ ኣመራርሓ ኮሚሽን መረጻ ኣብ'ቲ ዝሓለፈ ሰሙን ምሻሙ ይፍለጥ። በዚ መሰረት፡ መምህር ሙሉወርቅ ኪዳነማርያም ኮሚሽነር ኮሚሽን መረጻ ትግራይ ኮይኑ ተሸይሙ እዩ። እቲ ተሪፉ ዘሎ ግዜ፡ ዕውት መረጻ ንምክያድ እኹል ድዩ? ኣብ ዝብሉን ካልኦትን ምስ ቢቢሲ ዝገበሮ ሓጺር ወግዒ እነሆ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  8. ሃገራዊ ምርጫ ኢትዮጵያ ናብ ዘይተፈለጠ እዋን ተናዊሑ

    ገዛኢ ሰልፊ ክልል ትግራይ ብዝወሰኖ መሰረት፡ ባይቶ ናይቲ ክልል ብመሰረት ሕገመንግስቲ ብደረጃ ክልል ባይቶኣዊ ምርጫ ኣብ ግዚኡ ክካየድ ምውሳኑ ይዝከር።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  9. መተዓዳደጊ ገንዘብ ኬኒያ

    መንግስቲ ኬንያ፡ ካብዚ ወርሒ ጀሚሩ፡ እታ ሃገር ቅድም ኢላ ክትጥቀመሉ ዝጸንሐት ናይ ሓደ ሽሕ ሽሊንግ ባጤራ (ኖት) ካብ ዕዳጋ ወጻእ ክኸውን ገይሩ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next