ጊኒ-ቢሳው

  1. ሲፕሪያኖ ካሳማ

    እቲ ድሕሪ'ቲ ኣብ ዝሓለፈ ታሕሳስ ዝተኻየደ ኣሰሓሓቢ ምርጫ፡ ዘይሓሰቦ ንርእሱ ፕረዚደንት ኮይኑ ዝረኸባ፡ ካሳማ ናይ ሞት ምፍርራሕ ከም ዝበጽሖን ንሂወቱን ሂወት ስድራቤቱን ንምድሓን ከም ዝወረደ ገሊጹ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next