ተቓውሞ

  1. ሱዳን

    ኣብታ ሃገር ዲሞክራስያውን ሲቪላውን መሰጋጋሪ መንግስቲ ንክጣየሽ ዝሓቱ ሰልፈኛታት ናብ ጎደናታት ካርቱም ወጺኦም ተቓውሞ የስምዑ ኣለዉ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  2. ሪቻርድ ራትክሊፍ

    ሪቻርድ ራትክሊፍ፡ ሰበይቱ ካብ ቤት ማእሰርቲ ኢራን ክትፍታሕ መንግስቲ ተወሳኺ ጻዕሪ ክገብር ብምጥላብ ኣብ ኣፍ ደገ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ሰልፊ ተቓውሞ ክገብር ቀንዩ እዩ፡፡

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  3. ሱዳናውያን ሰልፈኛታት

    ሱዳን ናብ ዲሞክራሲ እትገብሮ ስግግር ዝቃወሙ ሰልፈኛታት ኣብ ዝሓለፈ ቀዳም ኣብ ካርቱም ኣብ ዘካየድዎ ሰልፊ ተቓውሞ፡ እቲ ሰራዊት ዕልዋ መንግስቲ ክፍጽም ጠሊቦም ነይሮም።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  4. ብራዚል

    ትማሊ ቀዳም፡ ኣብ ልዕሊ 60 ከተማታት ነቲ ፕረዚደንት ዝቃወሙ ሰልፍታት ዝተኻየዱ ኾይኖም፡ እቶም ሰልፈኛታት ኣሳእል ፕርዝዳንት ቦልሶናሮ ሒዞም ካብ ስልጣኑ ክወርድ ክሓቱ ተራእዮም።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  5. ኩባ

    ንብዙሕ ዓመታት ንናእሽቱን ማእኸለዎትን ናይ ውልቀ ንግዲ ትካላት ፍቓድ [ልቸንሳ] ከልኪላ ዝነበረት ኩባ ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ህዝባዊ ተቓውሞታት ስለዘጋጠመ ነቲ ሕጊ ስዒራቶ ኣላ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  6. ከተማታት ኣውስትራልያ ብሰልፍታት ተቓውሞ ይሕመሳ ኣለዋ

    ነቲ ኣብታ ሃገር እናወሰኸ ከምዝኸይድ ዝዝረበሉ ለበዳ ኮሮናቫይረስ፡ ንምግታእ መንግስቲ እታ ሃገር ሓደሽቲ እገዳታት ዝኣወጀ እንትኾን፡ ዓበይቲ ከተማታት ኣንጻር እዚ ስጉምቲ ሓያል ተቓውሞታት የተኣናግዳ ኣለዋ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  7. ነበርቲ ከተማ ኣዲስኣበባ ንሰራዊት ምክልኻል ኢትዮጵያ ዝድግፍ ሰልፊ ኣካይዶም

    ኣብ ርእሰ ከተማ ኣዲስኣበባ ብኣሽሓት ዝቑፀሩ ሰባት፡ ነቲ ንዝሓለፉ ትሽዓተ ኣዋርሕ ኣብ ኲናት ትግራይ ምስ ሓይልታት ምክልኻል ትግራይ ይዋጋእ ዘሎ ሰራዊት ምክልኻል ኢትዮጵያ ደገፎም ንምርኣይ ሰልፊ ኣካይዶም።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  8. ኢራን

    ኣብ ደቡባዊ ምዕራብ ኢራን ሕጽረት ማይ ዘስዓቦ ናይ ህዝቢ ተቋውሞ ካልኣይ መዓልቱ ዝሓዘ ኮይኑ ሓደ ሰብ ከምዝተቐተለ ዘቤታውያን ማዕኸናት ዜና ኣቃሊሖም።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  9. ኣብ ከተማ ኩባ

    ብሕጽረት መግብን መድሓኒትን፣ ናህሪ ዋጋ ሸቐጣት ከምኡ’ውን መንግስቲ ለበዳ ኮሮናቫይሰ ንምቁጽጻር ዝወሰዶም ስጉምትታት ዘየዕገቦም ኣሽሓት ዜጋታት ኩባ ብሰንበት ናብ ጎደናታት ብምውጻእ ተቓውሞ ኣስሚዖም ነይሮም።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  10. ኣብ ቅድሚ መኪና ደው ዝበለት ሰበይቲ

    እቲ ሹመኛ ቤት ጽሕፈት ፕረዚደንት ዝኾነ ሓጋዚ ሚንስትር፡ ነታ ብኽቡር ዋጋ ዝተዓደገት መኪና ዝለዓለ ዋጋ ዝተኸፈሎ ሻምፓኝ መስተ እናነጸገ ንሰበይቱ ከወፍየላ ዘርእይ ቪድዮ ምዝርግሑ ስዒቡ’ዩ ንደገፍቲ ውድብ ኮንግረስ ንዴሞክራሲያዊ ለውጢ [‘ኮንግረስ ፎር ዴሞክራቲክ ቻንጅ’] ዘቖጠዐ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next