ሞሮኮ

  1. ሰራሕተኛ ቀይሕ መስቀል ስፔን

    ኣብዚ ሰሙን ርእሳ ኣብ ዝኽኣለት ሰሜን ኣፍሪቃዊት ከተማ ስፔን ከተማ ሲውታ ሓያል ቅልውላው ስደተኛታት ኣጋጢሙ ነይሩ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  2. ኣብ ጀልባ ዝተሰቐሉ ሰባት

    ፖሊስ ስፐይን፡ ቅልጡፋት ጀላቡ ተጠቒሙ ካብ ሞሮኮ ናብ ስፐይን መዐወኒ ሓሽሽ ናይ ዘዘዋውር ጉጅለ ኣባላት እዮም ዝበሎም 100 ጥርጡራት ኣሲሩ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  3. መራሕቲ ሞሮኮን እስራኤልን

    ከም ኣካል እቲ ስምምዕ፡ ኣመሪካ ነቲ ሞሮኮ ኣብ ምዕራብ ሰሃራ ይግብኣኒ እዩ ትብሎ ቦታ ኣፍልጦ ሂባቶ ኣላ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  4. ፕረዝደንት ኮንፌደሬሽን ኩዕሶ እግሪ ኣፍሪቃ-ካፍ፡ ፕረዝደንት ኣሕመድ ኣሕመድ

    ፕረዚደንት ኮንፌደሬሽን ኩዕሶ እግሪ ኣፍሪቃ-ካፍ፡ ኣሕመድ ኣሕመድ ብኮሮናቫይረስ ብምልካፉ፡ ኣብ ሆስፒታል ንሓሙሽተ መዓልታት ከምዝፀንሕ ተገሊፁ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  5. ብኣባላት ጸጥታ ኣብ ቀይዲ ዝኣተወ መንእሰይ - ኣብ ሞሮኮ

    መንግስቲ ሞሮኮ ብዘይ መሸፈኒ ኣፍን ኣፍንጫን ካብ ገዝኦም ወጻኢ ዝተረኸቡ ዜጋታት ብማእሰርትን ገንዘብን ከምዝቐጽዕ ኣፍሊጡ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  6. ሞሮኮኣዊት ጋዜጠና ሃጃር ራሶኒ፡ ትማሊ ካብ ቤት ማእሰርቲ ተፈቲሓ

    ጎስጎስቲ ከም ዝብሉዎ፡ ኣብ ልዕሊ ጋዜጠኛ ሃጃር ራሶኒ ዝተመስረተ ኽሲ፡ ኣካል እቲ ኣብ ልዕሊ ሚዲያታት ተቓውሞ ዝውሰድ ስጉምቲ'ዩ ይብሉ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  7. ቨይራ ቪካ-ፍሪበርጋ፡ ኣብ 1957 ኣብ ዩኒቨርስቲ ቶሮንቶ

    ኣስታት 50 ዓመታት ኣብ ስደት ድሕሪ ምንባር ናብ መበቆል ሃገራ፡ ላቲቭያ ብምምላስ፡ ኣብ1999 ቀዳመይቲ ጓልንስተይቲ ፕሬዚደንት እታ ሃገር ዝኮነት ቨይራ ቪካ-ፍሪበርጋ

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  8. ባንዴራ ዝሓዘት ጓል ኣንስተይቲ

    ቢቢሲ ቋንቋ ዓረብ ኣብ ዘካየዶ ዳህሳስ ርኢይቶኦም ዝሃቡ ፍርቂ ሞሮኮኣውያን፡ ቅልጡፍ ፖለቲካዊ ለውጢ ይጠልቡ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next