ኒዩክሌራዊ ጸዓት

  1. ሰራዊት እስላማዊ ሪፓብሊክ ኢራን፡ ኣብ ቴራን ወተሃድኣዊ ምርኢት እንተርእዩ 22 መስከረም 2018

    ኢራን፡ ኣንጻር እታ መቐናቕታ ዝኾነት ስዑዲ ዓረብ፡ ኣብ ማእከላይ ምብራቕ ኣብ ዝግበር ስተራተጂካዊ ጽልዋ፡ ብገፊሕ ትዕወት ከም ዘላ ተሓቢሩ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  2. ባንዴራ ኤራን ኣብ ጥቓ መፍረዪ ነዳዲ

    ሃብቲ ነዳዲ ኢራን ብሰለስተ ዕጽፊ ክውስኽ ዝገብር፡ 53 ቢልዮን በርሚል ድፍድፍ ነዳዲ ከም ዝተረኸበ ተገሊጹ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  3. 'ፋት መን' ኣፕሉቶንየም ቦምብ

    ብ29 ነሓሰ 1949፡ ሕብረት ሶቬት፡ ወናኒት ኣቶሚክ ቦምብ ኮይና። እቲ ኣርዲኤስ-1 ዝተባህለ፡ ኣቐዲሙ ዝነበራ ኑክሌር ቦምባኣ ድሕሪ ምትኳሳ፡ ዝሓሸን ዝበለጸን ቦምባ ከተፍሪ ትጽቢትን ግምትን ኣብ ዘይተግበረሉ እዋን እያ ወናኒት ኣቶሚክ ቦምብ ኮይና።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  4. ቴሌቪዥን ሰሜን ኮርያ ሚሳይል ኣወንጪፋ ኢሉ ጸብጺቡ ነይሩ

    ደቡብ ኮርያ፡ ጎረቤታ ዝኾነት ሰሜን ኮርያ፡ ሎሚ መዓልቲ ክልተ ሓጺር ርሕቐት ዝጉዓዙ ባላስቲክ ሚሳኤል ኣወንጪፋ ኢላ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  5. ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኢራን ሚኒስተር ሞሓመድ ጃቫድ ዛሪፍ፡ 27 ሓምለ 2019

    ሚኒሰተር ጉዳያት ወጻኢ ኢራን ጃቫድ ዛሪፍ ነዚ ኣብ ልዕሊኡ ዝተነብረ እገዳ "ኣብ ልዕለይን ኣብ ልዕሊ ስድራይ ዘምጽኦ ዝኾነ ዓይነት ኣሉታዊ ለውጢ የለን፡ ምኸንያቱ ንዓይ ካብ ኢራን ወጻኢ ዝኾነ ዓይነት ንብረት የብለይን" ኢሉ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  6. ትራምፕን ኦባምን

    ፕረዚደንት ዶናልድ ትራምፕ ሃገሮም ምስ ኢራን በጺሓቶ ንዝነበረት ስምምዕ ኒዩኩሌር ዘፍረሰ፡ ንባራክ ኦባማ ንምሕራቕ ሓሲቡ ከም ዝኾነ፡ መልእኽቲ ኣምባሳደር ዓባይ ብሪጣንያ ኣብ ኣሜሪካ ነበር ኣቃሊዑ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  7. ፕረሲደንት ሓሰን ሮሓኒ (ጸጋም) ብሓለቓ ኣቶማዊ ጸዓት ተሰንዩ ቴክኖሎጂ ኒዩክሌር እናተዓዘበ (2019)

    ፕረሲደንት ፈረንሳ ምስ ናይ ኢራን መዘንኡ ንስምምዕ ኒዩክሌር ንምውሓስ ብቴሌፎን ተዘራሪቡ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  8. ኪምን ትራምፕን ኣብ ሆናይ

    ፕሬዝደንት ዶናልድ ትራምፕ፡ ንፕሬዝደንት ሰሜን ኮርያ "ሰላም ክብሎ ይደሊ'የ" ክብል ኣብ ትዊተር ጽሒፉ። ሰሜን ኮርያ ብወገና፡ ጽቡቕ ሓሳብ ምዃኑ ገሊጻ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  9. ኢራን ብሓሙስ ኣብ ክልል ኣየር ክትንቀሳቐስ ረኺበያ ዝበለታ ሰብ ኣልቦ ነፋሪት ሃሪማ'ያ

    ይኹን'ምበር ፕሬዝደንት ኣሜሪካ ዶናልድ ትራምፕ፡ ምስ ኢራን ንምዝታይ ቅድሚያ ክህብ እየ ኢሉ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next