ዓለማዊ ባንከ/ ባንኪ ዓለም

  1. እቲ ስጉምቲ ሰፊሕ ህዝባዊን ዓለማውን ተቓውሞ ገጢምዎ'ሎ

    ሕቡራት ሃገራት፡ ሕብረት ኣውሮጳ፡ ማሕበር ሃገራት ዓረብን ብሪጣንያን ዝርከብዎም ወገናት'ውን ነቲ ዕልዋ ብምኹናን እቲ መሰጋገሪ መንግስቲ ናብ ቦትኡ ክምለስ ይጽውዑ ኣለዉ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  2. ባንዴራ ኬንያ

    ኬንያውያን፡ ትካል ገንዘብ ዓለም ንሃገሮም ልቓሕ ከይህባ ዝጽውዕ ናይ ኢንተርነት ፊርማ የተኣኻኽቡ ኣለዉ፡፡

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  3. ብሰንኪዚ ለበዳ ከኣ ኣስታት 115 ሚልዮን ሰባት ናብ ክቱር ድኸነት ክወድቑ ከምዝኽእሉ ማዕከን ይግምት

    ኣብ 2021 ቁጽሪ እቶም ኣብ ድኽነት ዝነብሩ ሰባት ናብ 150 ሚልዮን ክዓቢ ከምዝኽእል'ውን እቲ መግለጺ ወሲኹ ኣረዲኡ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  4. ዓለምለኻዊ ማዕከን ገንዘብ

    ኣብ ቀረባ እዋን እታ ሃገር እተካይዶ ቁጠባዊ ምትዕርራይ ንምሕጋዝ ኣብ ዝፈቐዶ ናይ 2.9 ቢልዮን ዶላር ልቓሕ እውን እዚ ናይ ሸርፊ ጉዳይ ከም ቅድመ ኩነት ኣቐሚጥዎ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  5. ኢትዮጵያ

    ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፈ 24 ሰዓታት ልዑል ቁጽሪ መልከፍቲ ኮሮናቫይረስ ተመዝጊቡ፤ ብተመሳሳሊ ቅድሚ ሕጂ ካብ ዝተርኣየ ዝበዝሑ ሰባት ካብቲ ሕማም ከም ዝሓወዩ’ውን ተገሊጹ። ዛጊት ኣብ ኣፍሪቃ ሰለስተ ሃገራት ማለት፤ ኤርትራ፡ ሞሪሸስን ሲሸልስን ኩሎም እቶም ኮሮናቫይረስ ተረኺብዎም ዝነበረ ሰባት ከም ዝሓወዩ ገሊጸን ኣለዋ። ኣብዚ ዕለት ንዝህልው ምዕባለታት ብቐጥታ ከነቕርበልኩም ኢና፤ ቢቢሲ ትግርኛ ምርጫኹም ጌርኩም ተኸታተሉ።

    Catch up
    next
  6. ባንኪ ዓለም፡ 60 ሚልዮን ሰባት ኣብ 'ሕሱም ድኽነት' ክወድቁ ከምዝኽእሉ ኣጠንቂቑ

    ኣብዚ እዋን ድኻታት ሃገራት ዕደአን ንምኽፋል ስለዝጽገማ፡ ናይ ሩፍታ እዋን ሃቡወን ተባሂሎም ዝተሓተቱ ንመኽሰብ ኢሎም ዘለቅሑ ትካላት ዕጥይጥይ ምባሎም፡ ዘሕርቕ ከምዝኾነ'ውን ንገሊጹ እዩ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  7. መሸፈኒ ገጽ ዝተኸደኑ ሰባት፤ ብራዚል

    እቲ ትካል፡ ነቲ ኣጋጢሙ ዘሎ ቅልውላው ንምክልኻል ንድኻታት ሃገራት ከም ዘቐድም ኣፍሊጡ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  8. ፕረዚደንት ትራምፕ

    ሃገራት ኢትዮጵያ፣ ሱዳንን ግብጽን ኣብቲ ተጀሚሩ ዘሎ ዘተ፡ ቀልጢፈን ኣብ ምርድዳእ ክበጽሓ ዝሕብር መግለጺ ሚኒስተር ገንዘብ ኣመሪካ፡ ግብጺ ነቲ ስምምዕ ንምፍራም ዘርኣየቶ ተበግሶ ንኢዱ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  9. ሚኒስተር ማይ፡ መስኖን ጸዓትን ኢትዮጵያ ስለሺ በቀለ ኣብ ካርቱም ኣብ ዝተገበረ ዘተ

    ኣብ ስሉሳዊ ልዝብ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ፡ ኣመሪካን ዓለማዊ ባንክ ብቐጥታ 'ኣደራደርቲ' ምዃኖም፡ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ዓብዪ ኣሉታዊ ጽዕንቶ ይፈጥር ከምዘሎ ንመንግስቲ ቅርበት ዘለዎም ፈለጥቲ ውሽጢ ይዛረቡ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  10. ዚቶ ካብዌ

    ታንዛንያዊ መራሒ ተቓዋሚ ውድብ ኤሲቲ፡ ነቲ ባንኪ ዓለም ንታንዛንያ ክህቦ ዝሓሰቦ ልቓሕ ደው ከብሎ ብምሕታቱ፡ ናይ ክንቀትለካ ኢና ምፍርራሕ ይበጽሖ ከምዘሎ ተገሊጹ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next