ሶርያ

  1. ሓላፊ ፋይናንስ ኣይኤስ

    ሃገራዊ ትካል ስለያ ዒራቕ: ኣዝዩ ሕልኽልኽ ብዝበለ መገዲ ካብ ሃገር ወጻኢ ኣብ ዘካየዶ ስርሒት ንሳሚ ጃሲም ኣል-ጃቡሪ፡ ኣብ ቀይዲ ከውዕሎ ከምዝኸኣለ፡ ቀዳመይ ሚኒስተር እታ ሃገር ሙስጠፋ አል-ካዲሚ ኣብ ትዊተሩ ኣስፊሩ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  2. ማያ ጋዛል

    "ስደተኛ ስለዝኾንኩ፡ ጓል ስለዝኾንኩ፡ ሃይማኖተይ ሙስሊም ስለዝኾነን ዓረብ ስለዝኾንኩን ክኸውን ኣይነበሮን ግን፡ ኣብ ልዕለይ ዝነበረ ኣጠማምታ ትሑት እዩ ነይሩ" ሕጂ ግን ትብል ማያ "ሕጂ ግን ልክዕ ከምዛ ነዛ ነፋሪት ዝቖጻጸራ ዘለኹ ንሕይወተይ'ውን ክቆጻጸራ ክኢለ'የ" ትብል ብሓበን።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  3. ነፋሪት ውግእ ኣመሪካ ኣብ ስልጠና ሚያዚያ 2021

    እቲ መጥቃዕቲ እቶም ሚሊሻታት ሰብ ኣልቦ ነፈርቲ ተጠቒሞም ኣብ ልዕሊ ወተሃደራት ኣመሪካ ንዝፈጸሙዎ መጥቃዕቲ ዝወሃብ ዘሎ ግብረ መልሲ ከም ዝኾነ ተገሊጹ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  4. ፕሬዝደንት ዓሳድ

    ተነሓናሕቱ ዝነበሩ ዓብዱላህ ሳሉም ዓብዱላህ 1.5 ሚኢታዊት መሓመድ ኣሕመድ ማሪ ድማ 3.3 ሚኢታዊት ድምጺ መረጽቲ ከም ዝረኸቡ'ውን ተሓቢሩ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  5. ናይ ሚሳይል ዝመስል ፍንጭልጫል ዝሓዙ ወተሃደራት እስራኤል ኣብ ደቡባዊ እስራኤል

    እስራኤል፡ ካብቶም ብኢራን ዝድገፉ ሓይልታት ክመጻ ዝኽእል መጥቃዕቲ ብምስጋእ፡ ኣብ ዲሞናን ኣብታ ኣብ ገማግም ቀይሕ ባሕሪ እትርከብ ከተማ ኢላት ዝርከብ ስርዓተ-ምክልኻል ሚሳይላት ከም ዘሐየለቶ ጸብጻባት ይገልጹ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  6. ፕሬዝደንታዊ መረጻ

    ንልዕሊ 10 ዓመታት ኣብ ዝዘለቐ ኲናት ሓድሕድ፡ ሓያል ቁጠባዊ ቅልውላው ዝስዓበ ኮይኑ ኣብዚ እዋን ፕሬዝደንት ዓሳድ ሓደ ጥንኩር ተነሓናሒ ክገጥሞ እዩ ተባሂሉ ትጽቢት ኣይግበርን።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  7. ኣብ ግጭት ዝተጎድኣ ቆልዓ 2018

    መርመርቲ ገበናት ኲናት ውድብ ሕቡራት ሃገራት፡ ኣብ ሶርያ፡ ኩሎም ወገናት "ኣዝዩ ከቢድ ምግሃስ" ከም ዝፍጸሙ ይኸሶም። ሶርያውያን ብወገኖም ኣብ ጸብጻቦም፡ "ሶርያውያን ኣብቲ ህዝቢ ብጻዕቂ ዝነብረሉ ከባቢ ብነፈርቲ ተደብዲቦም፡ ግዳይ ዘበናዊ ኬሚካላዊ መጥቃዕቲ ኮይኖም፡ እቶም ገበነኛታት ብፍላጥ፡ ህዝቢ ሶርያ ረድኤት ከይረክብን ክምብርከኽን ሰብኣዊ ረዲኤት ብምኽልካል ዘሕዝን በደል ኣጋጢሙዎ እዩ" ክብል ጸብጺቡ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  8. ኲናት ሶርያ፡ ብዓሰርተታት ሽሕ ዝቑጸሩ እሱራት ደሃዮም ከምዝጠፍአ ሕቡራት ሃገራት ገሊጹ

    መንግስቲ በሽር ኣልዓሳድ፡ ኣብ 2011 ኣኣ ኣብታ ሃገር ንዝተልዓለ ሰላማዊ ተቓውሞ ብሓይሊ ደው ንምባል ስጉምቲ ምውሳዱ ስዒቡ ብዝተወለዐ ጎንፂ ሶርያ ናብ ዓዘቕቲ ኲናት ኣትያ፡፡

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  9. ኣብ ሓዘን ዘላ ጓል ኣንስተይቲ

    ጉጅለ ኣይኤስ ነቲ ከባቢ ኣብ ዘመሓድረሉ እዋን ብኣሽሓት ዝቑጸሩ ደቂ ተባዕትዮ ያዚዲ ብግፍዒ ክጭፍጨፉ እንከለው፡ ህጻናት ጊላ ኮይኖም ከገልግሉ ተገይሩ'ዩ፤ ብኣሽሓት ዝቑጸራ ደቂ ኣንስትዮ'ውን ተዓሚጸን።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  10. ክሳብ ሕጂ ነቲ መጥቓዕቲ ኣነ'የ ፈጺመዮ ዝበለ ኣካል የለን።

    ኣብ ምብራቕ ሶርያ፡ ኣብ ልዕሊ ሓንቲ ናይ ህዝቢ ኣውቶቡስ ብዝተፈጸመ ናይ ድብያ መጥቃዕቲ ብውሕዱ 28 ሰባት ከምዝተቐተሉ ተገሊጹ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next