መጓዓዝያ

  1. መዕርፎ ነፈርቲ ዳባይ

    ሓላፊ እቲ መዕርፎ ነፈርቲ ፖል ግሪፊዝ፡ 'ናይ ክታበት ፓስፖርት ካብ ምጥቃም፤ ካልእ ኣማራጺ ዘሎ ኣይመስለንን' ክብል ንቢቢሲ ተዛሪቡ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  2. ካብቲ ሓደጋ ዝተወሰደ ስእሊ

    ነበርቲ እቲ ከባቢ፡ ኣብቲ ቦታ ኣብ 2017 ምንቕጠቓጥ መሬት ምስ ኣጋጠመ እቲ ቢንቶ ነቒዑ ከምዝነበረ ንመንግስቲ ምሕባሮም ማዕከናት ዜና ሜክሲኮ ኣቃሊሔን።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  3. ሰባት ካብታ ዝተጋጨወት ባቡር እናወጽኡ

    እታ ደሴታዊት ሃገር ዝኾነት ታይዋን ኣብ 1991 እውን ብሰንኪ ምግጫው ክልተ ባቡራት 30 ሰባት ክሞቱ እንከለዉ 112 ሰባት ቆሲሎም ነይሮም።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  4. ኣብ ኤርትራ ብሰንኪ ኮሮናቫይረስ ተቛሪጹ ዝጸንሐ መጓዓዝያ ምድሪ 'ብኸፊል' ተጀሚሩ

    እቲ ካብ መወዳእታ ወርሒ መጋቢት 2020 ዝተጀመረ ናይ ምርጋጥ ስጉምቲ፡ ኣብ ህዝቢ ከቢድ ቁጠባውን ማሕበራውን ቅልውላዉ ምስዓቡ ይንገር። መንግስቲ ነተን፡ ንልዕሊ ሓደ ዓመት ተዓጽየን ዝጸንሓ ኣብያተ-ትምህርቲ ካብ ሓሙስ 1 ማዝያ ጀሚረን ክኽፈታ ከምዝወሰነ ይዝከር።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  5. ተጸቓቒጦም ኣብ ጃልባ ዝተሰቕሉ ተጓዓዝቲ

    እታ ካብ ርእሰ ከተማ ኪንሻሳ ዝተበገሰት ጃልባ፡ ናብታ ኣስታት 700 ኪሎ ሜትር ርሒቓ እትርከብ ርእሰ ከተማ ኣውራጃ ኢኳቶር ትጓዓዝ ከም ዝነበረት ተሓቢሩ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  6. Uber user in London

    እዚ ፍርዲ ነቶም ኣብ ከተማ ለንደን ኣገልግሎት ኡበር ዝህቡ 45,000 ስራሕተኛት እፎእታ ፈጢርሎም ኣሎ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  7. ሓደጋ ባርዕ ሓዊ

    ናይጄርያ፡ ነዳዲ ኣብ ዝጸዓነት መኪና ዘጋጠመ ነትጒ 25 ሰባት ቀቲሉ

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  8. ታመሊ ኣብ ዝነበረ መኽፈቲ ስነስርዓት ተቐዳደምቲ መሸፈኒ ኣፍን ኣፍንጫን ገይሮም'ዮም ቀሪቦም

    ኣብዚ ዓመት እዚ ለበዳ ኮሮና ቫይረስ ብዘሕደሮ ጽልዋ፡ እቲ ኣብ ነፍሲ ወከፍ ዓመት ፈለማ ዝካየድ ናይ ግራንድ ቱር ውድድር ዝኾነ ጂሮ ዲ ኢጣልያ ናብ ወርሒ ጥቅምቲ እዩ ተሰጋጊሩ ዘሎ። ስለዚ ኣብዚ ዓመት እዚ ፈለማ ዝካየድ ናይ ግራንድ ቱር ውድድር ቱር ደ ፍራንስ ኮይኑ ይርከብ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  9. ኣይተ ተወልደ ገብረማርያም

    “ንበዓልና ረቢሕና፤ ነቲ መገዲ ኣየር ኣድሒንና፤ ሰራሕተኛታት ከየሰናበትናን መሃያ ከይነከናን ህይወት ክነትርፍ ብምኽኣልና ሓበን ይስምዓና” ክብል ወሲኹ ተዛሪቡ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  10. ወርቂ ስዊዘርላንድ

    ኣብ ስዊዘርላንድ ኣብ ባቡር ወዲቑ ዝተረኽበ ባልጃ ሙሉእ ወርቂ ዋንኡ ኣይተረኽበን

    ተወሳኺ ንባብ
    next