ኩዕሶ እግሪ

  1. ስታዲዮም ባህርዳር

    ካፍ፡ ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ድሕሪ ሳምንታት ንምጽራይ ዋንጫ ዓለም ኣንጻር ሃገራዊት ጋንታ ጋና ንእትገብሮ ውድድር ኣበይ ሃገር ክትጋጠም ከምእትደሊ ቅድሚ 20 ጥቅምቲ 2021 ከተፍልጥ ብደብዳቤ ሕትኡ ኣቕሪቡ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  2. ዋንጫ ዓለም

    ኮሚቴ ኦሊምፒክ፡ ዋንጫ ዓለም በብ ክልተ ዓመት ምክያዱ፡ ኣብ ካልኦት ዓውድታት ስፖርትን መዓርነት ስርዓተ ፆታን፡ ፀገም የስዕብ እዩ ክብል ተቓዊምዎ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  3. ኒውካስትል

    ወናኒ ኒውካስል ዝነበረ ማይክ ኣሽሊ ንዝሓለፉ 14 ዓመታት ምስታ ጋንታ ዝጸንሐ ኮይኑ፤ ዜና መሸጣ ምስተሰምዐ ደገፍቲ ናብ ስታድየም ሰይንት ጄምስ ፓርክ ብምኻድ ሓጎሶም ክገልጹ ተራእዮም።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  4. መሓመድ ሳላሕ ንሓያሎ ተቐናቐንቱ ብምሽካዕ ሸቶ እናመዝገበ

    ኣሰልጣኒኡ የርገን ክሎፕ ድሕሪ'ቲ ጸወታ ኣብ ዝሃቦ ጋዜጣዊ መግለጺ፡ ደገፍቲ ሊቨርፑል ነታ ዘመዝገባ ሸቶ ድሕሪ 60 ዓመት'ውን ክዝክርዋ'ዮም ኢሉ። እቲ ናይ ሰንበት ግጥም ክልቲአን ጋንታታት 2 - 2 እዩ ተወዲኡ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  5. ብራዚላዊ ጋብርኤል ጀሱስ

    ብራዚል ዋላ እኳ ብዓዲ እንግሊዝ ብሰንኪ ኮሮናቫይረስ ኣብ ቀይሕ መዝገብ ካብ ዝሰፈራ ሃገራት እንተኾነት፡ ካብቶም ኣብ ዓዲ እንግሊዝ ዝጻወቱ ዜጋታታ ኣብ ወርሒ ጥቅምቲ ንእተካይዶ ግጥም መጻረዪ ዋንጫ ዓለም ንኽጻወቱ ን8 ተጻወትቲ ጻውዒት ኣቕሪባትሎም ኣላ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  6. ብራዚሊያዊ ፍሉጥ ተጻዋታይ ኩዕሶ እግሪ ፔለ ፡ 2019

    ብራዚሊያዊ ፍሉጥ ተጻዋታይ ኩዕሶ እግሪ ፔለ ድሕሪ እቲ ዝተገበረሉ መጥባሕቲ ካብ ሕማሙ ይሓዊ ከምዘሎ ጓሉ ገሊጻ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  7. ጂያን-ፔሬ ኣዳምስ

    ኣዳምስ ኣብ መጋቢት 1982 ኣቆጻጽራ ኣውሮጳ እዩ ናይ ብርኪ መጥባሕቲ ንምግባር ናብ ሆስፒታል ኣትዩ ነይሩ፤ ኮይኑ ግና ብምኽንያት ኣብቲ ዝተውሃቦ መደንዘዚ ዝተፈጠረ ስሕተት ናብ ውኒኡ እንከይተመለሰ ተሪፉ፡፡

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  8. ኣብቲ ዝሓለፈ ሓሙስ ኣብ ዝተገበረ ግጥም ኣብ ልዕሊ ተሳወትቲ ኢንግሊዝ ዝተፈላለዩ ነገራት ተደርብዮም'ዮም

    ንመጻረይ ዋንጫ ዓለም ኣብ ዋና ከተማ ሃንጋሪ ቡዳፔስት ኣብ ዝተካየደ ጸዋታ ኩዕሶ እግሪ፡ እንግሊዛውያን ተጻወትቲ ራሂም ስተርሊንግን ጁድ ቤሊንግሃም ዒላማ ዘርኣዊ መጥቃዕቲ ኮይኖም ኔሮም።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  9. ተጻዋታይ ሊቨርፑል ግብጻዊ መሓመድ ሳላሕ

    ፌዴሬሽን ኵዕሶ እግሪ ግብጺ፡ ኣጥቃዓይ ክለብ ሊቨልፑል መሓመድ ሳላሕ ግብጺ ኣብ ዝመጽእ ወርሒ ኣብ እትገብሮ ግጥም ምጽራይ ንዋንጫ ዓለም ከይሳተፍ ክለብ ሊቨርፑል ከምዝተኸልከለ ገሊጹ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  10. ሂቺማለ ካብ 2006 ጀሚሩ'ዩ ኣብ መረጻ ክወዳደር ጸኒሑ

    እዚ መራሒ ተቓዋሚ ሰልፊ ልፍንቲ ብሄራዊ ልምዓት [UPND] ዝበዝሐ ግዜ 'HH' ተባሂሉ ይጽዋዕ። እቲ ናብ መናእሰይ መረጽቲ ዝቐረበሉ መገዲ ድማ ዚያዳ እዚ ዓወት ክዓትር ኣኽኢሉዎ ኣሎ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next