ኣርት/ ስነ ጥበብ

  1. ቅብኣታት

    እቲ ሞዛይክን ኣብ ከባቢኣ ዝተረኽበ ዘደንቕ ቪላን፡ ብክፍሊ ዲጂታል፡ ባህሊ፡ ሜድያን ስፖርትን ዓባይ ብሪጣንያ ከም ኣገዳሲ ቅርሲ ኰይኑ ተዓቂቡ ኣሎ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  2. ኣቤል ተስፋዬ

    'ብላይንዲንግ ላይትስ' ኣብ 1960ታት ዝወጽአት 'ዘ ትዊስት' ዝተሰምየት ሙዚቃ ቹቢ ቼከር ሒዛቶ ዝጸንሐት ሰደቓ ቢልቦርድ ብምቁጽጻር ቀዳመይቲ ኾይና።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  3. ስነ ጥበባዊ ዮናስ ማይናስ ኣብ 2018 ብጽቡቕ ኣተኣላልያ ዝተሸለመት ደርፊ 'ክንራኸብ ኢና' ኣልዩ እዩ

    ኣብዚ ናይ ሎሚ ዓመት ውድድር ኣፍሪካን ሙዚክ ኣዋርድ (ኣፍሪማ) ልዕሊ 400 ደርፍታት ን30 ኣህጉራውን ን10 ዞባውን ሽልማታት ተሓጽየን ድሕሪ ምጽናሕ፡ ተዓወትቲ ፡ ትማሊ ኣብ ከተማ ሌጎስ ናይጄሪያ ሽልማቶም ተቐቢሎም። ሽልማት ኣፊሪማ ድማ ዓመታዊ ኣብ ውሽጢ ኣፍሪቃን ካብ ኣፍሪቃ ወጻእን ንዝርከቡ ኣፍሪቃውየሰን ስነ-ጥበባውያን ሽልማት ይህብ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  4. ኣድልን ኦፕራን

    Rolling In the Deep ብዝብል ስነ ጥበባዊ ስርሓ ህብብቲ ዝኾነት ኣድል ድሕሪ ነዊሕ ዓመታት ኣብ ዝሃበቶ ቃለ መጠይቕ፡ ብዛዕባ ፍትሕ ሓዳራ፣ ምጉዳል ክብደት ሰብነታን ታይለር ስዊፍትን ተዛሪባ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  5. ደራሲ ክፍለዮሃንስ ተወልደብርሃን (ጎርደን)

    ደራሲ ክፍለዮሃንስ ተወልደብርሃን (ጎርደን) ትማል ሰንበት 14 ሕዳር 2021፡ "ምልምማድ፡ ምውጋድ ኣሉታዊ ኣተሓሳስባን ሳዕቤናቱን" ብዝብል ኣርእስቲ ዝጸሓፋ ምስተን ነብስኻ ባዕልኻ ንምሕጋዝ ዝጸሓፉ ናይ ምኽርን ልቦናን መጻሕፍቲ እትምደብ ሓዳስ መጽሓፍ ኣመሪቑ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  6. ጎሉም

    ኣብ 1993 ኣብ ኒውዝላንድ ብሰር ፒተር ጃክሶን ዝተመስረተ ወታ ዲጂታል ንኸም ናይ ኣቫተር ንነይሪቲ፡ ኣብ ሎርድ ኦፍ ዘሪንግስ ዝርከብ ጎሉን ከምኡ'ውን ኣብ ፕላኔት ኦፍ ዘ ኣፕስ ዝረከብ ሴዛር ዝሰርሐ ትካል እዩ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  7. ዓብዱልራዛቕ ጉርናህ

    እዚ ወዲ 72 ዓመት ጸሓፊ፡ ኣብ ስነ ጽሑፍ ኣፍሪቃ ዓብዪ እጃም እኳ እንተሃለዎ ኣብ መደብራት መጽሓፍ ሃገሩ ግን መጽሓፍቱ ኣይርከቡን።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  8. ካብ 1954 ጀሚሩ ዝተቐድሑ ልዕሊ 4,000 ደርፍታትን ሙዚቃን ይርከብዎ

    ካብ 1954 ጀሚሩ ዝተቐድሑ ልዕሊ 4,000 ደርፍታትን ሙዚቃን ዝርከብዎ ኮይኑ፤ መብዛሕቲኦም ኣብ ቤልጂየም ብራስለስ ቤተ-መዘክር 'ሮያል ሰንትራል ኣፍሪቃ' ተዓቂቦም ዝጸንሑ'ዮም።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  9. 'ዘ ግሬቭዲገርስ ዋይፍ' ዝብሃለት ፊልሚ

    'ዘ ግሬቭዲገርስ ዋይፍ' [ሰበይቲ ናይቲ ኮዓቲ መቓብር] ብዝብል እትፍለጥ ሶማልያዊት ፊልም ኣብ ኣህፈጉራዊ ውድድር ኣፍሪቃ 'በፌስፓኮ' ናይ ፊልም ፌስቲቫል ተዓዋቲት ኮይና።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  10. ሓደ ካብቶም ብኽባር ዘተሸጡ ስራሕቲ ቅብኣ

    ኣብ 1973 [ከም ኣቆጻጽራ ኣውሮጳ] ዝሞተ ስፔናዊ ኣርቲስት ሰራሕቲ ዝኾኑ እዞም ውጽኢት ጥበባት፡ ልዕሊ 50 ዓመታት ዕድመ ከምዘቑጸሩ እዩ ዝንገር።

    ተወሳኺ ንባብ
    next