ኣርጀንቲና

  1. ኩዕሶ

    እቲ ኣብ ዞባ ማንዶዛ ዝካየድ ዝነበረ ግጥም፡ እቶም ደገፍቲ ጋንታ ሁራካን ላስ ሀራስ ንሓድሕዶም ብጥይት እናተተኳኾሱ ዘርኢ ተንቀሳቓሲ ምስሊ ኣብ ማሕበራዊ ሚድያ ተዘርጊሑ ይርከብ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  2. Video content

    Video caption: ሃንደበት ምስ ነባሪ ዓሳ ዝተራኸበት ጀላቢት!

    ኣብ ዶባት ኣርጀንቲና እንዳጀለበት እንከላ ክልተ ነበርቲ ዓሳ ናብቲ ዝነበረትሉ ቦታ መጺኦም ከምዝተንከፍዋ ትዛረብ። ከም ኣጋጣሚ መዓልቲ ልደታ ስለዝነበረ ኣዝዩ ባህ ከምዝበላ ገሊጻ።

  3. ድያጎ ማራዶና

    ኣብ 1986 ዝተካየደ ዋንጫ ዓለም፡ ሓለቓ ጋንታ ሃገራዊት ጋንታ ኣርጀንቲና ብምዃን ንሃገሩ ዋንጫ ዘግዘመ ማራዶና፡ ሞቱ ምስ ተሰምዐ ብዙሓት ኣፍቀርቲ ኵዕሶ እግሪ ኣብ ሓዘን ተሸሚሞም እዮም፡ ኣብ ሕክምና ዝግበረሉ ዝነበረ ሕክምናዊ ናብዮት ዝምልከት'ውን ብዙሕ ሕቶታት ክልዓል ጀሚሩ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  4. ብ1982፡ ፖሊስ ኣብ ቦነስ ኣይረስ ንእሱር እናጎተቱ

    ኣብ ኣርጀንቲና ደቂ እቶም ብ1970ታትን 1980ታትን ብኣሽሓት ዝቑጸሩ ሰባት "ዘጥፍኡ" ሰባት ኣንጻር ወለዶም ይዛረቡ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  5. ኣርጀንቲና

    ኣብ ደቡባዊ ኣርጀንቲና ግዝኣት ቹቡት ኣብ ዝርከብ ሓደ ማእኸል ማሕበረሰብ ዑደት የካይድ ዝነበረ እቲ ፕረዝደንት፡ ሃንደበት ብተቓወምቲ ተኸቢቡ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  6. ልዮነል ሜሲ

    ልዮነል ሜሲ ኣብ ክለብ ባርሴሎና ብምዃን መበል 644 ሸቶ ስለዘመዝገበ፡ ነቲ ብብራዚላዊ ፔለ ተታሒዙ ዝነበረ ክብረ ወሰን ሰይርዎ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  7. መሲ

    ኣርጀንቲናዊ ልዮነል መሲ ትማሊ ጋንትኡ ባርሲሎና ምስ ቫለንሽያ ማዕረ ኣብ ዝወጽኣትሉ ግጥም ሓንቲ ሸቶ ብምምዝጋቡ ምስ ፔለ ክመዓራረ ክኢሉ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  8. ኣርጀንቲና

    ኣብ ኣርጀንቲና ምንጻል ጥንሲ ሕጋዊ ዝገብር ሓድሽ ረቂቕ ሕጊ ካብ ፖለቲከኛታት እታ ሃገር ዝለዓለ ድምጺ ድጋፍ ከምዝረኸበ ተገሊጹ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  9. ኣርጀንቲና

    መንግስቲ ኣርጀንቲና ኣብታ ሃገር ብሰንኪ ለበዳ ኮሮናቫይረስ ዘጋጠመ ጸገማት ንምፍታሕ ኣብ ልዕሊ ሃብታማት ግብሪ ኣንቢራ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  10. ዲያጎ ኣርማንዶ ማራዶና

    ምስ ሞት ዲያጎ ኣርማንዶ ማራዶና ብዝተኣሳሰር፡ ፖሊስ ኣርጀንቲና ንሓኪም ናይ’ቲ ውሩይ ተጻዋታይ ኩዕሶ እግሪ ምርመራ ይገብረሉ ኣሎ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next