Posted at 6:19 1 ሚያዝያ 20216:19 1 ሚያዝያ 2021ፌስቡክ ዝኣገዶ ድምጺ ትራምፕ እንታይ እዩ?“ናይ ዶናልድ ትራምፕ ፌስቡክን ኢንስታግራምን ንምዕጻው ብዝወሰንናዮ መሰረት፤ ብድምጺ ዶናልድ ትራምፕ ዝጥቃዕ ካልእ ትሕዝቶ’ውን ክእለይን ኣብቲ ገጽ’ውን ተወሳኺ ገደባት ክንበርን እዩ” ይብል እቲ ካብ ፉስቡክ ናብ ላራ ዝበጽሐ መልእኽቲ።ተወሳኺ ንባብnext
Posted at 13:20 29 መጋቢት 202113:20 29 መጋቢት 2021ኣብ ሓደ መርዓ ዝተረኸበ ዶናልድ ትራምፕ 'ናፊቕኹምኒ'ዶ?' ኢሉኣብ ሓደ መርዓ ዝተረኸበ ዶናልድ ትራምፕ፡ ኣብቲ መርዓ ኣንጻር ጆ ባይደን፣ ቻይናን ኢራንን ዘለዎ ተቓውሞ ገሊጹ።ተወሳኺ ንባብnext
Posted at 7:19 22 መጋቢት 20217:19 22 መጋቢት 2021ትራምፕ ናብ ማሕበራዊ ሚድያ ክምለስ ይጽዕር ኣሎኩባንያታት ማሕበራዊ ሚድያታት ፌይስቡክን ትዊተርን ዝኣገድዎ፡ ፕረዚደንት ነበር-ኣመሪካ ዶናልድ ትራምፕ፡ ብካልእ መገዲ ናብ ማሕበራዊ ሚድያ ክምለስ ይህቅን ከምዘሎ ኣመኻሪኡ ተዛሪቡ።ተወሳኺ ንባብnext
Posted at 4:54 17 መጋቢት 20214:54 17 መጋቢት 2021ትራምፕ፡ ሪፓብሊካውያን ደገፍቱ ክታበት ክወስዱ ተማሕጺኑፕረዚደንት ኣሜሪካ ነበር ዶናልድ ትራምፕ ኣባላት ሰልፊ ሪፓብሊካን ዝኾኑ ደገፍቱ ክታበት ኮቪድ-19 ክወስዱ ተማሕጺኑ።ተወሳኺ ንባብnext
Posted at 7:01 16 መጋቢት 20217:01 16 መጋቢት 2021ሰሜን ኮርያ: ሓፍቲ ኪም ጆንግ-ኡን ንኣመሪካ 'ሕማቕ ኣይተጭንውና' ክትብል ኣጠንቂቓፕረዚደንት ኣመሪካ ጆ ባይደን፡ ኣብ ልዕሊ ሰሜን ኮርያ ሓድሽ ፖሊሲ ዕላዊ ንክገብር ኣብ ዝዳለወሉ ኣብ'ዚ ሕዚ እዋን፡ ዓብዪ ጽልዋ ዘለዋ፡ ሓፍቲ መራሒ ሰሜን ኮርያ ኪም ጆንግ-ኡን፡ ንኣመሪካ 'ሕማቅ ኣይተጭንውና' ክትብል ኣጠንቂቓ።ተወሳኺ ንባብnext
Posted at 16:04 9 መጋቢት 202116:04 9 መጋቢት 2021ኣመሪካዊ ጥርጡር ናዕቢ 'ካፒቶል' ካብ ኬንያ ምስ ተጠረዘ ኣብ ቀይዲ ኣትዩምስቲ ኣብ 6 ጥሪ ዝተፈጸመ ናዕቢ ብዝዛመድ፡ ልዕሊ 300 ሰባት ክሲ ተምስሪትዎም ከምዘሎ ኒውዮርክ ፖስት ዝተባህለ ጋዜጣ ጸብጺቡ።ተወሳኺ ንባብnext
Posted at 6:33 1 መጋቢት 20216:33 1 መጋቢት 2021ዶናልድ ትራምፕ ኣብ 2024 ንፕረዚደንትነት ከምዝወዳደር ኣአንፊቱፕረዚደንት ኣመሪካ ነበር ዶናልድ ትራመፕ ትማሊ ሰንበት ኣብ ፍሎሪዳ ኣብ ኣኼባ ፖሎቲካዊ ተበግሶ ዓቓባውያን መደረ ኣብ ዘስምዓሉ፡ ድምጺ ሪፓብሊካውያን መታን ከይከፋፈል ሓዲሽ ፖሎቲካዊ ሰልፊ ናይ ምምስራት ውጥን ከምዘይብሉ ገሊጹ።ተወሳኺ ንባብnext
Posted at 4:54 16 ለካቲት 20214:54 16 ለካቲት 2021ኣብ ህንጻ ባይቶ ኣሜሪካ 'ካፒቶል' ዝተኻየደ ናዕቢ ብናጻ ኮሚሸን ክጻረ እዩባይቶ ኣሜሪካ ነቲ ብ 6 ጥሪ ንዶናልድ ትራምፕ ብምድጋፋ ኣብ ህንጻ ባይቶ ኣሜሪካ 'ካፒቶል' ዝተኻየደ ናዕቢ ዘጻርይ "ነጻ" ኮምሽን ከቐውም ምዃኑ፡ ኣፈኛ እቲ ባይቶ ናንሲ ፔሎሲ ሓቢራ።ተወሳኺ ንባብnext
Posted at 7:42 14 ለካቲት 20217:42 14 ለካቲት 2021ትራምፕ ንምኽሳስ ዘብቅዕ ድጋፍ ኣባላት ሰኔት ኣይተረኽበንነቲ ኣብ ጥሪ ሓደ ኣብ ካፒቶል ዝተኸስተ ናዕቢ ብምልዓል ፕረዚደንት ኣመሪካ ነበር ዶናልድ ትራማፕ ንምኽሳስ ዘድሊ ብዝሒ ክልተ ኢድ ናይ ሰለስተ ናይቲ ሰኔት ድጋፍ ኣይተረኽበን።ተወሳኺ ንባብnext
Posted at 7:15 13 ለካቲት 20217:15 13 ለካቲት 2021ኣሜሪካ፡ ኣብ ሜክሲኮ ዝርከቡ ብኣሽሓት ንዝቑጸሩ ሓተትቲ ዑቕባ ክትቅበል እያምምሕዳር ባይደን ነቶም ብኣሰርተታት ኣሽሓት ዝቑጸሩ፡ ኣብ ሜክሲኮ ክጸንሑ ዝተገደዱ ሓተትቲ ዑቕባ በብቕሩብ ናብ ኣሜሪካ ክኣትው ምፍቃድ ክጅምር ምዃኑ ኣፍሊጡ።ተወሳኺ ንባብnext