ዴንማርክ

  1. ቀዳማይ ሚኒስተር መተ ፍረደሪክሰን ኣብ ጉዳይ ኢሚግሬሽን ተሪር መርገጺ ትወስድ

    እቲ መንግስቲ፡ እቲ ሓድሽ ውጥን፡ ስደተኛታት ምስ ሕብረተሰብ ዴንማርክ ንኽተሓዋወሱ ዝደፍእን ዝሕግዝን ከምዝኾነ ክገልጽ እንከሎ፡ ገሊኦም ግን እቲ ሕግታት ግጉይን ዘይፍትሓውን እዩ ክብሉ ይቃወምዎ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  2. እታ 1800 ትርብዒት ሜትሮ [60 ብ 30 ሜትሮ) ስፍሓት ዘለዋ ደሴት ኣካል ናይ ግሪንላንድ ኮይና፡ እታ ናብ ጫፍ ሰሜናዊ ዋልታ ዝቐረበት ደሴት ምዃና እቶም ተመራመርቲ ገሊጸም።

    እታ 1800 ትርብዒት ሜትሮ [60 ብ 30 ሜትሮ) ስፍሓት ዘለዋ ደሴት ኣካል ናይ ግሪንላንድ ኮይና፡ እታ ናብ ጫፍ ሰሜናዊ ዋልታ ዝቐረበት ደሴት ምዃና እቶም ተመራመርቲ ገሊጸም።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  3. Video content

    Video caption: ብሑጻ ጥራይ ዝተሰርሐ ዝነውሐ ህንጻ ዓለም

    እዚ ልዕሊ 23 ሜትሮ ንውሒ ከምዘለዎ ዝተዘርበሉ ናይ ዓለምና ብሑጻ ጥራይ ካብ ዝሰትርሑ ህንጻታት እቲ ዝነውሐ እዩ። ኣብ ዴንማርክ ድማ ይርከብ።

  4. ኮሮናፓስፖርት

    ኣብ ዴንማርክ፡ ካብ ሎሚ ጀሚሩ ኣፍቀርቲ ስፖርት ናብ ስታዲየማት ክኣትውን፤ ባራት፣ ሬስቶራንትን ቤተመዘክራትን ክኽፈቱ ክፍቀድ'ዩ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  5. ፒተር ማድሰን ካብቲ ዝነበረሉ ቤት ማእሰርቲ ወጺኡ ብዙሕ ከይከደ ከምዝተታሕዘ ፖሊስ ሓቢሩ።

    ኣብ 2017፡ ሓንቲ ኪም ዎል ዝተባህለት ጋዜጠኛ፡ ቃለመሕትት ከተግብሮ ናብታ ባዕሉ ዝሰርሓ ናይ ብሕቱ ውስጠ-ማያዊት (ሳብማሪን) ድሕሪ ምኻዳ ብዘስካሕክሕ ኣገባብ ከምዝቐተላ ድሕሪ ምርግጋጹ'ዩ ንሕልፈት ተፈሪዱ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  6. ጓል 85 ዓመት ዴንማርካዊት፡ ኢንጋ ራስሙሰንን ወዲ 89 ዓመት ጀርመናዊ

    ስግኣት ኮሮናቫይረስ ዘይፈላለዮም ፍቑራት ጓል 85 ዴንማርካዊትን ወዲ 89 ጀርመናዊን

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  7. ኣብ ኣፍሪቃ ዝነብር ህዝቢ ዘይሕጉስ ምዃኑ ተገሊጹ

    እዚ 153 ሃገራት ዝሓዘ መጽናዕቲ፡ መንባብሮን ቅሳነትን ህዝብታት፡ ኣታዊ ሃገር ከምኡ'ውን ብልሽውና መሰረት ገይሩ እዩ መጽናዕቲ ዘካይድ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next