ድኽነት

  1. ቸኮለ መንበሩ

    ኣብ ኢትዮጵያ በቢዓመቱ ብዓሰርተታት ኣሽሓት ዝቑጸሩ ተመሃሮ ካብ ዩኒቨርሲቲታት ይምረቑ። ምስተመረቑ ስራሕ ናይ ምርካብ ዕድሎም ግን ብጣዕሚ ዝጸበበ እዩ። ብኬሚካል ምህንድስና ዝተመረቐ ቸኮለ'ውን ጫማ እናጸረገ ይውዕል።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  2. ሰራሕተኛትት ሕክምና መከላኸሊ ኢቦላ ክታበት እናሃቡ

    ሰራዊት ኮንጎ ከምዘፍለጦ ኣብ ሓደ ጣብያ ሬድዮ ዝሰርሕ ጋዜጠኛ ፓፒ ሙምበሬ መንነቶም ብዘይተፈለጡ ሰባት'ዩ ኣብ ገዝኡ ተቐቲሉ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  3. ህጹጽ ረድኤት ኣብ ምትእኽኻብ

    ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ብሰንኪ ዝተወልዑ ጎንጽታት ንዝተመዛበሉ ኢትዮጵያውን ዝኸውን ህጹጽ ረድኤት ኣብ ቤተ ትያትር ሃገር-ፍቅር ይተኣኻኸብ ኣሎ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  4. ብሚልዮናት ዝቑጸሩ ድኻታት ህንዳውያን ክሳብ ሎሚ ኣብ ደገ ሽቓቕ ይጥቀሙ

    ፖሊስ ህንዲ ኣብ ደገ ዝሸኑ ዝነበሩ ህጻናት ንዝቐተሉ ክልተ ሰባት ኣብ ቀይዲ ከም ዘውዓለ ኣፍሊጡ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  5. ኣብ ከባቢ ሮማናት መቐለ ዝፈረሱ መንበሪ ኣባይቲ

    ኣብ ከባቢ ከተማ መቐለ፤ ወረዳ እንደርታ ጣብያ ማሕበረ ገነት፡ ልዕሊ 400 መንበሪ ኣባይቲ 'ብዶዘራት' ብሓይሊ ከምዝፈረሱ ተገሊፁ። እዚ ክፍጸም ከሎ ዝተቓወሙን ስእሊ ዝሰኣሉን ገለ ሰባት እውን ከምዝተኣሰሩ ሓቢሮም።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  6. ኣባላት ሰራዊት ደቡብ ኣፍሪቃ

    ሰራዊት ምክልኻል ደቡብ ኣፍሪቃ፡ ኣብ ከተማ ኬፕታውን እናወሰኸ ዝመጽአ ብጉጅለ ዝፍጸም ስርቂ [ተግባር ወረበላታት] ንምቁጽጻር ክዋፈር ተኣዚዙ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next