ሴኔጋል

  1. ጂያን-ፔሬ ኣዳምስ

    ኣዳምስ ኣብ መጋቢት 1982 ኣቆጻጽራ ኣውሮጳ እዩ ናይ ብርኪ መጥባሕቲ ንምግባር ናብ ሆስፒታል ኣትዩ ነይሩ፤ ኮይኑ ግና ብምኽንያት ኣብቲ ዝተውሃቦ መደንዘዚ ዝተፈጠረ ስሕተት ናብ ውኒኡ እንከይተመለሰ ተሪፉ፡፡

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  2. ፕረዚደንት ሰኔጋል: ማኪ ሳል ካብ ነፋሪት እናወረደ

    ወሃቢቓል መንግስቲ ዑመር ጉየ እታ ኣብ ኣገልግሎት ዝጸንሐት ፕረዚደንታዊ ነፋሪት ከምዝኣረገትን ንጽገንኣ ዝወጽእ ወጻእታት ዝለዓለ ምዃኑን ሓቢሩ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  3. Video content

    Video caption: ኣብ ድሕሪ ተቓውሞ ህዝቢ ዘሎ ፖለቲከኛ መን’ዩ?

    ኣብ 2017 ኣባል ላዕለዋይ ባይቶ ሰኔጋል ኮይኑ ዝተመረጸ መንእሰይ ፖለቲከኛ ዑስማን ሶንኮ ኣብ እንዳ ቤተ ጽባቐ ንሓንቲ ናይ ‘ማሳጅ’ በዓልቲ ሞያ ጾታዊ ትንኮያ ፈጺሙ ብዝብል ክሲ ዝቐረበሉ ኮይኑ ንሱ ግን ነቲ ክሲ ፖለቲካዊ እዩ ክብል ነጺግዎ።

  4. ተላጊበን ዝተወለዳ ቆልዑ

    ተላጊበን ዝተወለዳ መሪየምን ንዴዬን ምስ ናብራ ክላመዳ ዘኽእለን ልምምድ ይገብራ ኣለዋ። ኣብዚ ሕዚ ከኣ ቅንዕ ክብላ ብምኽኣለን ተስፋታት ዝሓሸ መጻኢአን ከምዝኾነ ይግለጽ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  5. ኣብዚ ቀረባ ግዘ፡ ካብ ሴኔጋል ተበጊሶም ባሕሪ ኣቋሪፆም ናብ ምዕራብ ኣውሮጳ ንምስጋር ናይ ዝፍትኑ ሴኔጋላውያን ቁፅሪ፡ ይውስኽ ምህላዉ እዩ ዝግለፅ።

    ፖሊስ ሴኔጋል፡ ካብ ሴኔጋል ናብ ኣውሮጳ ንምስጋር እንትፍትን፡ ኣብ ባሕሪ ናይ ዝሞተ ሰገን ኣቦ፡ ኣሲሩ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  6. Mbour

    ኣብ ገማግም ሴኔጋል ኣስታት 200 ስደተኛታት ጽዒና ዝነበረት ጃልባ ብምግምጣላ 140 ሰባት ሞይቶም።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  7. ፕሬዝደንት ሰኔጋል

    እቲ ፕረዚደንት ኣፍሪስዎ ዘሎ ቅርጺ መንግስቲ 32 ሚኒስትራትን 3 ሃገራዊ ምምሕዳራትን ዝሓዘ እዩ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  8. ኤኮን

    ውሩይ ደራፊ ኤኮን፡ ኣብ ሴኔጋል ‘ኤኮን ሲቲ’ ዝሰመያ ከተማ ክሃንጻ ክጅምር እዩ

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  9. ሴኔጋላዊ ኣጥቃዓይ እንግሊዛዊት ክለብ ሊቨርፑል

    እቲ ተጻወታይ ኣብ ሃገሩ፡ ለበዳ ሕማም ኮሮናቫይረስ ክዝርጋሕ ምስ ጀመረ ነቲ ገንዘባዊ ወፈያ ከምዝገበረ ወኪሉ ገሊጹ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  10. ክልቲኦም ኣብ ሰኔጋል ዝተረኸቡ ግዳያት ቫይረስ ኮረና ዜጋታት ፈረንሳ እዮም

    ናብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዝርግሕኡ ዘስፍሕ ዘሎ ኮሮናቫይረስ ናብ ሃገራት ኣፍሪቃ'ውን በጺሑ'ሎ። ዛጊት ክንደይ ሃገራት ኣፍሪቃ ግዳያት ተረኺቦመን?

    ተወሳኺ ንባብ
    next