ደቡብ ሱዳን

  1. ደቡብ ሱዳን

    ዳርጋ ፍርቂ ካብ ኣውራጃታት (ግዝኣታት) እታ ሃገር ብማይ ዘዕለቕለቓ ኮይነን፤ መጠኑ ዝውስኽ ዘሎ ዝናብ ንደንደስ ሩባታት የፍርስ ምህላዉ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ሓቢሩ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  2. ደቡብ ሱዳን

    ኣብ ደሞም እቲ ቫይረስ ምስ ዘለዎም ሰባት ጾታዊ ርክብ ኣብ ዝፍጸመሉ እዋን ዝተኸንሸቡ ደቂተባዕትዮ ካብ ዘይተኸንሸቡ ዝተሓተ ተቓላዕነት ረኽሲ ኤችኣይቪ ከምዘለዎም መጽናዕትታት የመልክቱ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  3. ዑመር ኣልበሽር

    ኣብዚ እዋን ኣብ ከተማ ካርቱም ኣብ ዝርከብ ቤት ማእሰርቲ ኮበር ዝርከብ ፕረዚደንት ሱዳን ነበር ዑመር ኣልበሽር፡ በቲ ኣብ ሚያዝያ 2019 ዝተኻየደ ህዝባዊ ናዕቢ ካብ ስልጣን ተኣልዩ ተኣሲሩ ይርከብ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  4. Video content

    Video caption: ደቡብ ሱዳናውያን ካብ ዓለም እቶም ዝነውሑ ህዝብታት

    እወ ንናጽነት ኣድሚጾም ካብ ሱዳን ተፈልዮም ናጻ ሃገር ካብ ዝምስርቱ 10 ዓመታት ዝገበሩ ደቡብ ሱዳናውያን ብቑመቶም ካብ ዓለም እቶም ዝነውሑ ከምዝኾኑ ይፍለጥ። ንላሕሚ ዘለዎም ዋጋ ድማ ኣዝዩ በሪኽ እዩ።

  5. ዓቀብቲ ሰላም ኢትዮጵያ ካብ ኣቢዬ

    ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ሚያዚያ ሱዳን፡ ብምኽንያት ኣልፋሻጋ ምስ መንግስቲ ኢትዮጵያ ድሕሪ ዝኣተወቶ ዲፕሎማሲያዊ ውጥጥ ዓቀብቲ ሰላም ኢትዮጵያ ብናይ ካልእ ሃገር ልኡኽ ክትክኡ ሓቲታ ነይራ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  6. ሓንቲ ኣደ ክታበት ኣስትራዘኔካ እናወሰደት፡ ካዛንቺስ ኣዲስ ኣበባ ኢትዮጵያ 14 ሚያዝያ 2021

    ክልቲአን ሃገራት ብውድብ ጥዕና ዓለም ዝተዋሃበን ነቲ መዓልቱ ዝወደቐ 76,000 ክታበታት ክዕቅባ ዝነግር ምኽሪ ነጺገንኦ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  7. ግድብ ህዳሰ

    ፕረዚደንት ግብጺ ዓብደል ፈታሕ ኣል ሲሲ፡ እቲ ኣብ ዙርያ ግድብ ሕዳሰ ዝግበር ዘሎ ዝርርብ ብሰለማዊ መገዲ መዕለቢ እንተዘይተረኺቡሉ ናብ ጎንጺ ከምርሕ ከምዝኽእል ኣጠንቂቑ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  8. ክታበት ኮሮናቫይረስ

    ክሳብ ወርሒ ሰነ ኣብ ዘሎ ግዜ ደቡብ ሱዳን 732 ሽሕ ክታበት ክትርከብ ትጽቢት ይግበር። በዚ መሰረት 20 ሚኢታዊት ህዝባ ክትኸትብ መደብ ሒዛ ኣላ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  9. ወተሃደራት ሱዳን ኣብ ምርኢት ሰልፊ

    ኣብ ኣፍሪቃ፡ ሓያሎ ሚኒስተራትን ላዕለዎት ሓለፍቲ መንግስቲን በቲ ቫይረስ ከምዝሞቱ ጸብጻባት ይገልጹ። ኣብዚ ቀረባ እዋን፡ ኣዛዚ ሰራዊት ሞዛምቢክ ብሰንኪ ኮሮናቫይረስ ከምዝሞተ ይዝከር።

    ተወሳኺ ንባብ
    next