ስለላ

  1. ኣብ ሶማልያ ሓንቲ ኣባል ኣሃዱ ስለያ

    ኣብ ሶማልያ ሓንቲ ኣባል ኣሃዱ ጸጥታ ካብ ከተማ ሞቃዲሹ ድሕሪ ምስዋራ ኣብ መንጎ ቀዳማይ ሚኒስተርን ፕረዚደንትን እታ ሃገር ዘሎ ፍልልያት ይሰፍሕ ኣሎ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  2. ሓንቲ ሰበይቲ ኣብ ጥቓ ቤትጽሕፈት ኤንኤስኦ፡ ቴላቪቭ እስራኤል ቴለፎን ትጥቀም

    ሓደ ትካል ስለያ እስራኤል ንምልካዊ መንግስትታት ዝሸጦ ናይ መሰለዪ ሶፍትዌር (ስፓይዌር) ኣብ ዙርያ ዓለም ንዝርከቡ ተሓለቕቲ መሰላት፡ ጋዜጠኛታትን ጠበቓታትን ዒላማ ይገብር ምህላው ጸብጻባት ገሊጾም።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  3. ሓላፊ ትካል ስለላ እስራኤል ሞሳድ ዝነበረ ዮሲ ኮህን፡ 2017

    ሓላፊ ትካል ስለላ እስራኤል ሞሳድ ዝነበረ ዮሲ ኮህን፡ እስራኤል ኣንፃር ኢራን ተካይዶም ዝነበሩ ስርሒታት ዘቃልሕ ቃለ-መሕተት ሂቡ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  4. ጆናታን ምስ በዓልቲ ቤቱ

    ጆናታን ብ1985 ኣብ ኣመሪካ ክስሊ እንከሎ ምስተታሕዘ፡ ኣመሪካ ንእስራኤል ኣገዳሲ ምስጢር ስለዝሓብኣትላ ተቖጢዑ፡ ነቲ ምስጢር ሰሪቑ ንሃገሩ ከምዝሃበ ምስተኣመነ እዩ ንሕልፈት ተፈሪዱ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  5. ኣማኻሪ ሃገራዊ ድሕነት እስራኤል ሜር ቤን- ሻባት ምስ ሰበስልጣን ኢመራት ኣብ መገዲ ኣየር ኣቡዳቢ

    ሎሚ መዓልቲ ላዕለዎት ጉጅለ ልኡኽ እስራኤልን ሕቡራት ዓረብ ኢመራትን፡ ኣመሪካ ዘሳለጠቶ ታሪኻዊ ስምምዕ ሰላም ዝምልከት ኣብ ቤተ መንግስቲ ኣመሪካ ክፈራረሙ'ዮም።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  6. ዓሊ ፋውዚ ኣብ ቤት ማእሰርቲ

    ሓደ ካብቶም ኣብ ኢንዶኖዢያ መጥቃዕቲ ቦንባ ባሊ ዝፈጸሙ ዓሊ ፋውዚ፡ ሕዚ ግብረ ሽበራ ከብቅዕ ይቃለስ ኣሎ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  7. ሓላፊ መረዳእታን ድሕነትን ውሽጢ ዓዲ ነበር ኣቶ ወልደስላሰ ወልደሚካኤል

    ኣቶ ወልደስላሰ ወልደሚካኤል ኣብ ትግራይ ወርዒ ለኸ ተወሊዱ ብ1972 ዓ/ም ወርሒ መስከረም ናብ ህወሓት ተጸምቢሩ። ድሕሪ ውድቀት ደርጊ ድማ ናብ ሃገራዊ መረዳእታን ድሕነትን ተመዲቡ ኣብ ዝተፈላለዩ ጸፍሕታት ሓላፍነት ሰሪሑ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  8. ሬሳ ጀነራል ቃስም ሶሌማኒ ንምቕባል ብዙሓት ሓዘተኛታት ንጎደናታት ኢራን ኣዕለቕሊቖምዎ

    እዚ ወዲ 62 ዓመት ጀነራል ቃስም ሶሌማኒ፡ ከም ቀንዲ ሃንዳሲ ረብሓታት ኢራን ኣብ ማእከላይ ምብራቕ ኮይኑ ዘገልግል ዝነበረ ሰብ እዩ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  9. ኢራናውያን ተጋደልቲ

    እቶም ብዛዕባ ጾታዊ ርክብ ክሓስቡ ዘይፍቀደሎም ኢራናውያን ተጋደልቲ እንታዎት እዮም? ስለምንታይ'ከ እዩ ከምኡ ኮይኑ? እዚ ዛንታ ክነግረና እዩ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  10. ርግቢት ገዛ

    እቲ ንፈለማ እዋን፡ ዝግለጽ ዘሎ ምስጢር፡ ረጋቢት (ፒጂንስ) ተልእኾ ስለያ ንክፍጽማ ናብ ሶቬት ይላኣኻ ምንባረን ዝሕብር'ዩ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next