ፆታዊ መጥቃዕቲ

  1. ብምኽንያት እቲ ግጭት ኣስታት ክልተ ሚሊየን ሰባት ካብ ቤት ንብረቶም ተመዛቢሎም

    ኣብ ምዕራብ ትግራይ ዝርከብ መስመር ሑመራ መንግስቲ ክልል ትግራይ ምስ ወፃኢ ዓለም ዝራኸበላ ሓንቲ መስመር ብምዃና መንግስቲ ፈደራል ኮነ ዕጡቓት ክልል ኣምሓራን ኣብ ኵናት ትግራይ መሻርኽቲ ሰራዊት ፈደራል ኮይኑ ዝጸንሐ ሰራዊት ኤርትራን ንሰራዊት ትግራይ ትንፋስ ንምኽላእ እዛ ስትራቴጂካዊት ቦታ ኣብ ትሕቲ ሓያል ቁፅፅርር ከም ዘላ ፀብፃባት ይሕብሩ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  2. ኒኪ ሚናጅ ምስ በዓል ቤታ

    እታ ጓል ኣንስተይቲ ሕጊ ጓል 43 ዓመት ኮይና፡ እቶም መጻምዲ ነቲ ክሲ ጠጠው ከተብሎ ጸቕጥታት ከብጽሑላ ከም ዝጸንሑ ገሊጻ ክብል ማዕኸን ዜና ኣመሪካ ጸብጺቡ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  3. ሎጎ ኣምነስቲ ኢንተርናሽናል

    ኣምነስቲ ኢንተርናሽናል፡ ኣብ ትግራይ ንኣዋርሕ ኣብ ዝተኻየደ ኵናት ንዘጋጠመ ጾታዊ ዓመጽ መጽናዕቲ ብምክያድ ናብ ህዝቢ ድሕሪ ምቕራቡ፡ ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ኢትዮጵያ እቲ ሪፖርት ኣብ ግጉይ መጽናዕታዊ ጥበብ ዝተመስረተ እዩ ክብል ነቒፉዎ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  4. ኣንድሪው ኩዋሞ

    ንሱ ግን "እዚ ንዓይ ንምእላይ ዝተገብረ'ዩ፤ ዝሓሸ ዝብሎ ግልስ ምባል'ዩ" ብምባል ሕጂ'ውን እቲ ክሲ ከም ዘይቕበሎ ተዛሪቡ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  5. ኣርባዕተ ደቂ ኣንስትዮ ኣብ ዓሊባባ

    ላዕለዋይ ሓላፊ ናይቲ ኩባንያ ዳንኤል ዣንግ ናብ ሰራሕተኛታት እቲ ኩባንያ ኣብ ዝልኣኾ ደብዳበ ኣብ ልዕሊ እቲ ጉዳይ ስጉምቲ ዘይወሰዱ ካልኦት ክልተ ላዕለዎት ሓለፍቲ ድማ ብገዛእ ፍቓዶም ስርሖም ከም ገደፉ ኣምልኪቱ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  6. ጸሓፊት መሊሳ ዲሮሳ ትማሊ ሰንበት ብፍቓዳ ካብ መዝነታ ከም ዝወረደት ክትገልጽ እንከላ፡ ንህዝቢ ኒውዮርክ ምግልጋል ግን "ኣብ ህይወተይ እቲ ዝዓበየ ክብሪ ነይሩ" ኢላ

    ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ዝወጽአ ጸብጻበ፡ ኣንድሪው ኩዋሞ ኣብ ልዕሊ 11 ደቂ ኣንስትዮ ጾታዊ መጥቃዕቲ ከም ዝፈጸመ የመልክት።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  7. ኣንድሪው ኩዋሞ

    እቲ ኣመሓዳሪ ናይታ ግዝኣትን ፌደራልን ሕጊ ከም ዝጠሓሰ ዓቃቢት ሕጊ ለቲትያ ጄምስ ምስ ገለጸት ድሕሪ ሰዓታት ፕረዚደንት ባይደን ንተግባር እቲ ኣመሓዳሪ ኾኒኑ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  8. ገጹ ብኢዱ ዝሸፈነ ሰብ

    ኣብ ዓመተ 2020 ክሳብ ወርሒ መጋቢት ጥራይ ሓደ ካብ 100 ደቂተባዕትዮ፡ ዝኾነ ዓይነት ጾታዊ መጥቃዕቲ ከም ዝተፈጸመ ወይ ፈተነ ከም ዘጋጠመ ኣብ እንግሊዝን ዌልስን ዝተገበረ ዳህሳስ ገበን የመልክት።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  9. Streets in Japan

    ኣብ መላእ ዓለም፡ ካብ ኣመሪካ ክሳብ ጀርመን፡ ካብ ዓባይ-ብሪጣንያ ክሳብ ስፔን፡ ሰባት ብዝተፈላለየ ምኽንያት ካብ ገዛእ ህይወቶም ብዘይ ዝኾነ ይኹን ኣሰር፡ እግሮም ናብ ዝመርሖም ይነፍጹ። ቤተሰቦምን መቕርቦምን "ዝረኣየ ዓይኑ ይብራህ" ብምባል ደሃይ ፍቱዋቶም ክፈልጡ ላዕልን ታሕትን ይብሉ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  10. ኣርማ ስካውት

    እቲ ትካል ዝቐረቦ ክሲ ምስቲ ኣብ ልዕሊ ካቶሊካዊት ቤተ ክርስትያን ኣመሪካ ዝቐረበ ተመሳሳሊ ክሲ እንትነጻጸር ኣዐርዩ ዝተጋነነ እዩ፡፡

    ተወሳኺ ንባብ
    next