ቴክኖሎጂ

  1. ስልኪ ዝጥቀሙ ዘለው ሰባት

    ብመሰረት ካብ ወርሒ ግንቦት ክሳብ ሰነ 2021 ዝተኻየደ መጽናዕቲ፡ እዞም ውልቀሰባት ኣብ ትዊተር ብቐጥታ ጋዜጠኛታት፣ ዳያኑን ተሓለቕቲ መሰላትን ንከጥቅዑ ተኸፊሉዎም።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  2. ethio-telecom

    ሚኒስቴር ገንዘብ ኢትዮጵያ፡ ኢትዮ-ቴሌኮም ብኽፋል ናብ ውልቀ ናይ ምዝውዋር ኣካል ዝኾነ 40 ሚእታዊት ብፅሒት ኣክስዮን ንምሻጥ፡ ንተወዳደርቲ ክፍቲ ከምዝገበረ ኣፍሊጡ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  3. ክለብ ሃውስ

    ክለብሃውስ ካብ ዝጅመር ዓመታት ኣቑጺሩ እዩ፤ መስረትቱ ድማ ፖል ደቪሰንን ሮሃን ሴትን ዝበሃሉ እ። ነቲ መተግበሪ ኣብ ስልኮም ዝጸዓኑ ሰባት ኣብ ዝኾነ ጉዳይ ናይ ዘተ ጉጅለ ክፈጥሩን ንዝደልዩዎም ሰባት ክሳተፉ ክዕድምዎምን ይኽእሉ፡፡

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  4. ዊንታና ይልማን ሚኪያስ ተኽለማርያምን

    ዩቲዩብ ንዘኽብሮ የኽብር። ግዘን ሓሳቦምን ሂቦም "ስረሐይ ኢሎም" ብትግሃት ቪድዮታት ንዝሰርሑ ሰባት ከይወዓለ እንከይሓደረ 'በረከት' ሒዝሎም ይመፅእ። ንገሊኦም ብሚልየን ዝቑፀር ዶላር ይኸፍል።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  5. መራሒ ዘይብለን መኪና

    እተን ተሽከርከርቲ ኣብ ልዕሊ ካልኦት ሰባት ጉድኣት ከየብጽሓ ብዝብል ድማ ተወሳኺ ቑጽጽር ዝገብሩ ሰራሕተኛታት ተመዲቡለን ኣሎ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  6. ኢሞጂታት

    ሕጂ ሞባይል ስልክኹም ወይ ሰሌዳ ኮምፒዩተርኩም ከፊትኩም ናይ 'ምዝንባይ' [levitating] ኢሞጂ እንተኣሊሽኩም፡ ሓደ ጽሩይ ጸሊም ባላ ተኸዲኑ፣ ባርኔጣ ገይሩ ጽላል ዝሓዘ ንኡሽቶ ሰብኣይ ክመጽኣልኩም እዩ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  7. ኩሉ ወለዶ ናይ ባዕሉ ዝሓልፎ ምዕራፍ ኣሎ -እዚ ካብ ቑጠባዊ ቅልውላው ክሳብ ኲናትን ለበዳታትን ክኸውን ይኽእል

    ሚሌኒያልስ ካብ 1981 ክሳብ 1996 ዓ.ም ኣቆጻጽራ ኤውሮጳ ኣብ ዘሎ ግዜ ዝተወልዱ ሰባት ኮይኖም ካብቶም ቅድም ኢሎም ዝነበሩ ወለዶታት ዝዛየደ ብልጽግናን ዓለምለኻዊ ጽልዋን ይሓልሙ ነይሮም።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  8. ሰራሕተኛታት

    ቴክኖሎጂ ኦፕያን ካብ ኢትዮጵያ ብተወሳኺ፡ ምስ ዩኤስኤይድ ብምትሕብባር ናብ 23 ሃገራት ክስፋሕፋሕ ተገይሩ እዩ፡፡ ኢስዋቲኒ፣ ርዋንዳ፣ ካሜሩን፣ ኮትዲዩቫር፣ ስዋዚላንድ፣ ቦትስዋናን ሌሴቶን ካብተን እቲ ቴክኖሎጂ ኣገልግሎት ዝህበለን ሃገራት ገሊአን እየን፡፡

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  9. ኮምፒዩተር

    ትማሊ ብቢትኮይንን ካልእ ዓይነት ክሪፕቶካረንስን ዝካየድ ምልውዋጥ ሃብቲ ዝከታተል ስርዓት ፖሊ ኔትዎርክ [ብሎክቸይን] ኣብ ትዊተር ኣብ ዝዘርግሖ ደብዳበ፡ ነቲ ነዚ ጉሕለት ዝፈጸመ ውልቀሰብ "መፍትሒ ንምርካብ" ብሓባር ንምስራሕ ድልየት ኣለኒ ክብል ገሊጹሉ ነይሩ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  10. ኣርባዕተ ደቂ ኣንስትዮ ኣብ ዓሊባባ

    ላዕለዋይ ሓላፊ ናይቲ ኩባንያ ዳንኤል ዣንግ ናብ ሰራሕተኛታት እቲ ኩባንያ ኣብ ዝልኣኾ ደብዳበ ኣብ ልዕሊ እቲ ጉዳይ ስጉምቲ ዘይወሰዱ ካልኦት ክልተ ላዕለዎት ሓለፍቲ ድማ ብገዛእ ፍቓዶም ስርሖም ከም ገደፉ ኣምልኪቱ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next