ስፖርት

  1. ኣትሌት ለተሰንበት ግደይ

    ቅድሚ ሓደ ወርሒ፡ ኣብ ክልተ መዓልቲ ኣፈላላይ ውሽጢ፡ ብኣትሌት ለተሰንበት ግደይ ብልዕሊ 15 ካሊእት ዝተመሓየሸ ክብረ ወሰን ፀዲቑ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  2. ሃገራውያን ጋንታታት ኢትዮጵያን ኤርትራን

    ኣብ ፍጹም ቅላዕ ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ 3 ብ2 ብምዕዋታ ካብ ሃገራውያን ጋንታታት ኡጋንዳን ዲሞክራስያዊት ሪኦኣብሊክ ኮንጎን ዝስዓረት ንሓሙሻይ ደረጃ ክትጻወት እያ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  3. ሃገራውያን ጋንታታት ኢትዮጵያን ኤርትራን

    ካብቲ ኡጋንዳ ታንዛንያን ዲሞክራስያዊት ሪፓብሊክ ኮንጎን ዝነበረኦ ቀዳማይ ምድብ፡ ሃገራዊት ጋንታ ታንዛንያ ብኣርባዕተ ነጥቢ ቀዳማይቲ ኮይና ናብ ፍርቂ ፍጻመ ሰጊራ። ካብቲ ብሩንዲ ኤርትራን ኢትዮጵያን ዝነበረኦ ካልኣይ ምድብ ኸኣ ሃገራዊት ጋንታ ብሩንዲ ብኣርባዕተ ነጥቢ ከትሰግር እንከላ ካብቲ ኬንያ ደቡብ ሱዳንን ጅቡትን ዝነበረኦ ሳልሳይ ምድብ ኸኣ ኬንያ ብሽዱሸተ ነጥቢ ናብ ፍርቂ ፍጻመ ሰጊራ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  4. አትሌት ሹራ ቂጣታ

    ፌደሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ 35 ኣትሌታት ብምሓዝ ናብ ቶኪዮ ዝጓዓዝ ኮይኑ እቶም ኣትሌታት ኣብ 7 ዝተፈላለዩ ርሕቐታት ከም ዝወዳደሩ ተፈሊጡ’ሎ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  5. ሃገራዎት ጋንታ ኣብ መኽፈቲ ግጥም ምስ ኢትዮጵያ ኣብ ዝተጋጠመትሉ

    ውድድር ሴካፋ ትሕቲ 23 ዓመት፡ ሃገራውያን ጋንታታት ኤርትራን ብሩንድን ኣብ ዝጻወታሉ ዝነበራ፡ ብሩንዲ ሓደ ብባዶ ኣብ እትመርሓሉ ዝነበረት፡ ጸወታ ድሕሪ ዕረፍቲ ብሰንኪ ብርቱዕ ዝናብ ተቋሪጹ ንሎሚ ተሰጋጊሩ ነይሩ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  6. The World Cup trophy

    ፕረዚደንት ኮንፈደሬሽን ኩዕሶ እግሪ ኣፍሪቃ ፓትሪስ ሞትሴፔ እቲ ንሱ ዝመርሖ ትካል ነቲ ሓድሽ ውጥን ከምዝድግፍ ሓቢሩ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  7. ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ ትሕቲ 23 ዓመት

    እቲ ኢምባሲ "በዚ ዝተገበረ ሃንደበታዊ ዳግመ ስርርዕ መኽፈቲ ግጥማት ሃገራዊት ጋንታና ቀዳማይ ናይ ምድብ ሓደ ግጥማ ቀዳም 17 ሓምለ ሰዓት 4፡ 00 ድ/ቀ. ኣብ ኣህጉራዊ ስታድዩም ባህርዳር ኣንጻር ኣአንጋዲት'ቲ ግጥም ዝኾነት ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ትሕቲ 23 ዓመት ከተካይድ'ያ" ኢሉ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  8. ሄኖክ ሙሉበርሃን

    ኣብ ኤርትራ ኣቐዲሞም ዳንኤል ተኽለሃይማኖት፡ ናትናኤል ብርሃነ፣ ኣማንኤል ገብረእግዝኣብሄርን መርሃዊ ቅዱስን ምስ ኣብ ዎርልድ ቱር ዝጻወታ ጋንታታት ብምጽንባር ፕሮፌሽናላት ዝኾኑ ኤርትራውያን ተቐዳደምቲ ብሽክልታ ኮይኖም ሄኖክ ሙሉብርሃን ኸኣ ሓሙሻይ ኤርትራዊ ፕሮፌሽናል ተቐዳዳማይ ኮይኑ ኣሎ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  9. ዋንጫ ሃገራት ኣውሮጳ 2020

    እቲ ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ክካየድ ዝነበሮ፡ ብሰንኪ ለበዳ ኮቪድ-19 ዝተሰጋገረ፡ ውድድር ኩዕሶ እግሪ ዋንጫ ሃገራት ኣውሮጳ 2020፡ ትማሊ ሰንበት ብዓወት ኢጣልያ ተዛዚሙ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  10. ራሂም ስተርሊን (ጸጋም) ጆርጂኖ (የማን)

    በቲ ኣሰልጣኒ እንግሊዛዊት ክለብ ማንቸስተር ሲቲ ዝነበረ ሮበርት ማንሲኒ እትምራሕ፡ "ኣዙሪ" ዝብል ቅጽል ስም ዘለዋ ጋንታ ኢጣልያ፡ ብብርኪ ዓለም ኣብ ሻብዓይ ደረጃ ትርከብ ኮይና፡ ኣብ ኩለን ግጥማታ ብምስዓር'ያ ኣብዚ በጺሓ ዘላ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next