ሕብረት ኣፍሪቃ

  1. ዋና ቤት ጽሕፈት ሕብረት አፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ

    ወኪል ዜና ፈረንሳ ኤኤፍፒ ንሓደ ላዕለዋይ በዓልስልጣን እቲ ውድብ ጠቒሱ ኣብ ዘውጽኦ ጸብጻብ ሰራሕተኛታት ረድኤት፡ ነቶም ረድኤት ዘድልዮም ሰባት ንምብጻሕ ኣብ ዝተጸገሙሉ እዋን፡ መንግስቲ ረድኤት ተበጻሒ ንምግባር ዝገብሮ ጻዕሪ ከሐይሎ ምሕታቱ ገሊጹ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  2. ቤት-ጽሕፈት ኤውሮጳዊ ሕብረት

    ኣብ ዝሓለፈ ሓሙስ ኣብ ዝተኻየደ ኣኼባ ቤት ምኽሪ ጸጥታ ውድብ ሕቡራት ሃገራት፡ ብሩሲያን ቻይናን ዝድገፋ ኣባል ሃገራት እቲ ሕብረት እቲ ቅልውላው ውሽጣዊ ጉዳይ ኢትዮጵያ ስለ ዝኾነ ዝኾነ ዓለምለኻዊ ጻዕሪ ብኣፍሪቃውያን መራሕቲ ወይ'ውን ሕብረት ኣፍሪቃ ኣቢሉ ክሓልፍ ኣለዎ ምባለን ይዝከር።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  3. ቅዱስ ስፍራ እዮርሳሌም

    "እቲ ውሳነ ኣብ ልዕሊ ውጹዓት ህዝብታት ፍልስጤም መጥቃዕቲ ኣብ ዝተፈጸመሉን መሬቶም ብዘይሕጋዊ መገዲ ኣብ ዝተወረረሉን እዋን ዝተመሓላለፈ ምዃኑ ከኣ ዚያዳ ዘሰንብድ ይገብሮ" ክብል ቤት ጽሕፈት ዓለምለኻዊ ርክባትን ምትሕብባርን እታ ሃገር ኣፍሊጡ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  4. ኣብ ቱኒዝያ ዝካየድ ዘሎ ተቃውሞ

    ሚኒስተር ወጻኢ ጉዳያት ቱኒዝያ እቲ ዝጥለብ ዘሎ ከም ዘማልእዎ ንሚኒስተራት ወጻኢ ጉዳያት ፈረንሳ፣ ቱርኪ፣ ጣልያንን ጀርመንን ብቴሌፎንን ኣብ ዝገበሮ ዝርርብ ተመባጺዑሎም። ብምስዓብ ፕረዚደንት ቱኒዝያ ነቲ ስጉምቲ ንግዙኡ ወሲድዎ ከም ዘሎ'ውን ገሊጽሎም።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  5. ቀዳማይ ሚኒስትር እስራኤል ነበር ቤንጃሚን ኔታንያሁ ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ኣብ ኡጋንዳ ምብጻሕ ኣካይዱ ነይሩ

    ሚንስተር ወጻኢ ጉዳያት እስራኤል ያይር ላፒድ “እዚ ዕለት ርክባት እስራኤል-ኣፍሪቃ እንጽምብለሉ እዩ” ክብል ተዛሪቡ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  6. ባንዴራ ኢትዮጵያ

    ኢትዮጵያ፡ ህንጸት እቲ ህዳሰ ኢላ ዝሰየመቶ ዓብዪ ግድብ፡ ምስ ኣብ ታሕተዋይ ተፋሰስ ናይል ምስ ዝርከባ ሃገራት ሱዳንን ግብጽን ንዓሰርተ ዓመት ከሰሓሕባ ጸኒሑ እዩ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  7. ኣምባሳደር ኣርኣያ ደስታ

    ኣምባሳደር ኣርኣያ ደሰታ ካብ 2014 ጀሚሩ ክሳብ ዕለተ ሞቱ፡ ቀዋሚ ወኪል ኤርትራ ኣብ ሕብረት ኣፍሪቃን ኣብ ኮምሽን ቁጠባ ሕብረት ኣፍሪቃ ኣብ ሕቡራት ሃገራት (UNECA) ኮይኑ ዝሰርሕ ዝነበረ እዩ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  8. ቤት ምኽሪ ጸጥታ ሕቡራት ሃገራት

    እቲ ቤት ምኽሪ ኣብ ወርሒ ለካቲት ኣብ ንጉዳይ ኢትዮጵያ ኣመልኪቱ ዝገበሮ ኣኼባ በዘይ ስምምዕ ከምዝተበተነ ንዲፕሎማስያውያን ምንጭታት ብምጥቃስ ኤኤፍፒ ኣቃሊሑ ነይሩ፡ እቲ ቤት ምኽሪ ኣብ ትግራይ ዝተወለዐ ኵናት ልኡላዊነት ናይ ኢትዮጵያ ብዘረጋግጽ መንገዲ ደው ክብልን ሰብኣዊ ሓገዝ ክግብርን ዝብል ዝርከቦ መግለጺ ከውጽእ ኣብ ዝፈተነሉ ብናይ ቻይናን ሩስያን ተቓውሞ እቲ መግልጺ ክወጽእ ኣይከኣለን።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  9. ፎርማጆ

    ኣብ መስከረም 2020 ኣብ ሞንጎ መንግስቲ ሶማል፡ ኣመሓደርቲ ዞባታትን ተቃወምቲ ውድባትን ነጻን ርትዓውን ምርጫ ንኽካድ ስምምዕ ተፈሪሙ ነይሩ'ዩ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  10. ኮሚሽነር ሕብረት ኣፍሪቃ ሙሳ ፋኪ (ጸጋም) ምስ ፕረዚደንት ደ.ሪ.ፓ ኮንጎ ፈሊክስ ቺሰከዲ (የማን)

    በዚ መሰረት ኣብ ዝቕጽል ዝሳለጥ መስርሕ ድርድር ንምክያድ: እቲ ሕዚ ኣብ ሓላፍነት ዘሎ ኣቦ መንበር ሕብረት ኣፍሪቃ (ፕረዚደንት ዴሞክራሲያዊት ሪፓብሊክ ኮንጎ) ፌሊክስ ቺሰኬዲ ነቶም መራሕቲ ንኣኼባ ክጽውዖም ምሕታት ኣገዳሲ ከምዝኾነ እቲ ሚንስትሪ ሓቢሩ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next