ዓለም-ለኸ ትካል ገንዘብ

  1. ባንዴራ ኬንያ

    ኬንያውያን፡ ትካል ገንዘብ ዓለም ንሃገሮም ልቓሕ ከይህባ ዝጽውዕ ናይ ኢንተርነት ፊርማ የተኣኻኽቡ ኣለዉ፡፡

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  2. ቢትኮይን

    ወናኒ ኩባንያ ተስላ፡ ኢሎን መስክ ኣብ ወርሒ ጥሪ ናይ 1.5ቢልዮን ዶላር ቢትኮይን ከም ዝዓደገን፡ ኣብ መጻኢ ከም ባጤራ መፈጸሚ ክፍሊታት ክወስዶ ይሓስብ ምሕላውን ገሊጹ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  3. ዓለምለኻዊ ማዕከን ገንዘብ

    ኣብ ቀረባ እዋን እታ ሃገር እተካይዶ ቁጠባዊ ምትዕርራይ ንምሕጋዝ ኣብ ዝፈቐዶ ናይ 2.9 ቢልዮን ዶላር ልቓሕ እውን እዚ ናይ ሸርፊ ጉዳይ ከም ቅድመ ኩነት ኣቐሚጥዎ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  4. ሓድሽ ባጤራ ኢትዮጵያ

    ኢትዮጵያ፡ ትማሊ ሰኑይ፡ ሓድሽ መተዓዳደጊ ብር (ባጤራ) ኣተኣታትያ እያ። ቅድሚ ሕዚ ዘይነበረ፡ 200 ቅርሺ’ውን ናብ ዕዳጋ ኣትዩ’ሎ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  5. ተቓውሞ ተወለድቲ ኦሮሞ ኣብ ዋሺንግተን ዲሲ

    ኣብ ዋሺንግተን፡ ብኣማኢቲ ዝቑጸሩ ተወለድቲ ኦሮሞ ኣብ ስልጣን ዝርከብ መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኦሮሞ ዘብጸሖ ዘሎ ጥቕዓት ጠጠው ከብል ጸዊዖም።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  6. ዶክተር ነመራ ኣማኻሪ ቁጠባ ቐዳማይ ሚኒስትር

    ኣብ ቀረባ፡ ትካል ገንዘብ ዓለም [ኣይኤምኤፍ] ንኢትዮጵያ 2.9 ቢሊዮን ዶላር ልቃሕ ገንዘብ ንክህባ ተሰማሚዑ'ዩ። ንምዃኑ ኢትዮጵያ ካብ ትካላት ገንዘብ ዓለም እትረኽቦ ዘላ ልቓሕን ሓገዝን ገንዘብ ከመይ ኢሉ'ዩ ዝመጽእ ዘሎ?

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  7. ኣርማ ኢትዮ ቴሌኮምን መገዲ ኣር ኢትዯጵያን

    ዓበይቲ ትካላት መንግስቲ ናብ ውልቃዊ-ዋንነት ናይ ምዛር ትልሚ ዝተፈላለዩ ሕቶታት ከለዓል ገይሩ። ሐዚ ግዚኡ ድዩ ካብ ዝብል ክሳብ እቲ ኣብ ስልጣን ዘሎ ኣካልከ እዚ ናይ ምግባር ህዝባዊ ቅቡልነት ኣለዎ'ዶ ዝብል ሕቶ'ውን ክለዓል ገይሩ እዩ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next