ካሜሮን

  1. ወተሃደራዊት ንፋሪት

    ኣብ ከባቢ ቀላይ ጫድ ዝንቀሳቐስ ዕጡቕ ጉጅለ ኢስዋፕ ሰባት ኣብቲ ቀላይ ገንዘብ እናኸፈሉ ዓሳ ክገፉ ፈቒዱ ይርከብ። መንግስቲ ግን እቲ ዕጡቕ ጉጅለ ካብቶም ከፈፍቲ ዓሳ ዝረኽቦ ገንዘብ ኣብ ግብረሽበራዊ ተግባራት የውዕሎ ኣሎ ብምባል፡ ዝኾነ ሰብ ኣብቲ ቀላይ ዓሳ ከይገፍፍ ምኽልካሉ ይዝከር።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  2. ወተሃደራት ካሜሩን 'ሕነ ንምፍዳይ ጓል ኣንስተይቲ ዓሚጾም'

    እቲ ትካል ካብ ወርሒ ነሓሰ ክሳብ ጥሪ ኣብ ዘሎ ግዜ መሰኻኽር ዓይኒ፣ ግዳያትን ሓካይምን ቃለ መጠይቕ ብምግባር ነዚ መርመራ ከም ዘካየደ ሓቢሩ። እቶም መሰኻኽር ዓይኒ፡ ልዕሊ 50 ወተሃደራት ናብታ ኢባም ዝተባህለት ዓዲ ብእግሪ ኣትዮም ብሓደ መጋቢት 2020 ኣስታት 75 ኣባይቲ ብሓይሊ ሰይሮም ኢሎም።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  3. ተጻወትቲ ሃገራዊት ጋንታ ካሜሮን

    ካብቶም ሽዕኡ ኣባላት እታ ሃገራዊት ጋንታ ዝነበሩ ለዊስ ፓውል ምፋደ፤ በንጃሚን ማሲንግን ስተፈን ታታውን ድሮ ሞይቶም እዮም።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  4. ልፈኛታት ኣብ ያውንዴ ኣብ ዝርከብ ኤምባሲ ፈረንሳ

    ካብቶም ሰልፈኛታት "ንሕና ምስ ፕረዚደንትና ሕጉሳት ኢና፤ ናይ ሰላም ሰብኣይ እዩ" ክብል ኣብ ቅደሚ ኤምባሲ ይጭድር ነይሩ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  5. ዱላ ናብ ዝርከብ ዘይሕጋዊ ቤት ትምህርቲ ዝኸይድ ቖልዓ፤ ካሜሮን

    ተዛረብቲ ቋንቋ ኢንግሊዘኛ ዝኾኑ ካሜሮናውያን ስድራ፡ ብምኽንያት ግጭት ደቆም ከምህሩ ኣይክኣሉን።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  6. ሳሙኤል ኤቶ

    ካሜሮናዊ ኮኾብ ኩዕሶ እግሪ ነበር ሳሙኤል ኤቶ፡ 'ንኣፍሪቃ መሊሰ ከገልግላ' ብዝብል ዕላማ ኣብ ኣሜሪካ ዩኒቨርሲቲ ሃርቫርድ ትምህርቲ ክከታተል ከምዝጅምር ኣፍሊጡ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  7. ትራምፕን ፖል ቢያን

    ካሜሩን ብምኽንያት ጥሕሰት ሰብኣዊ መሰላት፡ ካብቲ ኣመሪካ ንሃገራት ኣፍሪካ ዝሃበቶ ተጠቃምነት ነጻ ቐረጽ ሰደድ ንግዲ ከምእትእገድ ፕረዚደንት ትራምፕ ገሊጹ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  8. ጭቃ እናፈሓሩ ሰባት ዝእልሹ ሰራሕተኛታት ምድሓን ነብሲ

    ሰበስልጣን ካሜሮን ከም ዝሓበርዎ፡ በቲ ዘጋጠመ ምህማም መሬት ብዉሕዱ 37 ሰባት ክሞቱ ከለዉ፡ ካልኦት ሰባት ተዓቢጦም ከም ዘለዉ ይግመት።

    ተወሳኺ ንባብ
    next