ብልሽውና

  1. ናዋዝ ሸሪፍን ጓሉን

    እቲ ብጉዳይ ብልሽውና ንዓሰርተ ዓመት ማእሰርቲ ተፈሪዱ ኣብ ማሕቡስ ዝጸንሐ መራሒ ፓኪስታን ነበር ናዋዝ ሸሪፍ ኣብ ይግባይ ስለዝተዓወተ ቤት ፍርዲ ክፍታሕ በይኑ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  2. ቭላድሚር ፑቲን፣ ኢልሃም ኣሊዬቭ፣ ንጉስ ዮርዳኖስ

    እዚ 'ፓንዶራ ፔፐርስ' ተባሂሉ ዝጽዋዕ ሰነድ፡ ገለ 35 ኣብ ስልጣን ዝርከቡን ነባራትን መራሕቲ ከምኡ'ውን 300 ሰብ መዚ መንግስቲ ወግዓዊ ገይሩ። ኣብ ዝሓለፉ ሸውዓተ ዓመታት ቅድም ኢሉ ሰነዳት ፊንሴን፣ ሰነዳት ፓራዳይዝ፣ ፓናማን ሉክስሊክስን ወጺኦም ብዙሓት ሚስጢራዊ ሰነዳት ሃፋትምን መራሕቲ ዓለምን ኣቃሊዖም'ዮም።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  3. ሞሲሎ ሞቱፔ ብልሽውና ብምቅልዓ ስርሓ ስኢና

    ኣብ ቀረባ ብልሽውና መንግስቲ ደቡብ ኣፍሪቃ ዘቃልዐት ሰራሕተኛ መንግስቲ ባቢታ ዴካራን ተቐቲላ'ያ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  4. ፕሬዝደንት ሂቺለማ

    ሂቺለማ፡ ብልሽውናን ክቃለስን ነታ ሃገር ኣብ ከቢድ ዕዳ ሸሚሙዋ ዝርከብ ፋይናንሳውን ቑጠባውን ቅልውላው ከብቅዕ ክገብርን ቃል ብምእታው'ዩ ኣብዚ ናይ ሕጂ መረጻ ክዕወት ክኢሉ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  5. ፕረዚደንት ኤቫሪስት ዳዪሺሚየ

    ፕረዚደንት ቡሩንዲ ፈራዶ እታ ሃገር ብብልሽውና ኣዝዮም ተቖማጢዖም ብምህላዎም፡ ብኣሽሓት ዝቑጸር ጉዳያት ጌና መፍትሒ ኣይረኸበን ብምባል ኣዋሪድዎም።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  6. ብወርቂ ዝተለበጠ ሽቓቕ

    መርመርቲ ሩስያ፡ ኣብ መንበሪ ገዛ ብግዕዝይና ዝተጠርጠሩ ፖሊስ ካብ ወርቂ ዝተሰርሐ ሽቓቕን ካልኦት ክቡራት ኣቑሑትን ከምዝረኸቡ ኣፍሊጦም።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  7. ዝተቓጸለት መኪና፡ ጆሃንስበርግ

    ጃኮብ ዙማ፡ ኣብ እዋን ዘበነ ስልጣኑ ተፈፂሙ  ዝተባህለ ብልሽውና ብዝምልከት ይካየድ ኣብ ዝነበረ ምርመራ ናብ ቤት ፍርዲ ኣይቀርብን ብምባሉ እዩ ቤት ፍርዲ ብምድፋር ክእሰር ተወሲኑ፡፡

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  8. ጃኮብ ዙማ

    እቲ ወዲ 79 ዓመት ሽማግለ ዙማ፡ ትማሊ ረቡዕ ባዕሉ እንተዘይቀርብ ነይሩ፡ እቲ ዝተውሃቦ ግዜ ገደብ ኣብ ኣጋ መወዳእታ ሰዓታት ስለዝነበረን ፖሊስ ንክሕዞ ምድላዋቱ ዛዚሙ ምንባሩን ኣፍሊጡ እዩ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  9. ሰብኣይ ጓሉ ንፕረዚደንት ናይጀርያ

    ኣብ ህንጸት ኣባይቲ ንዝተዋፈሩ ትካላት ልቓሕ ብምሃብ ናይ ዝፍለጥ ባንኪ ሞርትጌጅ ናይጀርያ ዝመርሕ ዝነበረ ሰብኣይ ጓል ፕረዚደንት እታ ሃገር ብገበን ግዕዝይና ይድለ ከምዘሎ ተፈሊጡ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  10. ፕረዚደንት ፈረንሳ ነበር ኒኮላስ ሳርኮዚ

    እቶም መርመርቲ ፖሊስ፡ ብዛዕባ'ቲ ኣብ 2007 ዝቐረበሉ ናይ ገንዘብ ብልሽውና ክስታት እናመርመሩ እንከለዉ'ዮም ነቲ ሓበሬታ ረኺቦሞ። ኣብ መወዳእታ ናይዚ ወርሒ ወይ መፋርቕ ሚያዝያ ብዛዕባ'ቲ ካልእ ጉዳይ ናብ ፍርዲ ክቐርብ'ዩ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next