ዲሞክራቲክ ሪፐብሊክ ኮንጎ

  1. ናብቲ ቀይሕ ሩባ ዘመልክት ሰብኣይ

    ኣብ ኣንጎላ ካብ ሓደ ዓብይ መዐደኒ ኣልማዝ ብዝወጽአ መርዛም ፈሳሲ፡ ኣብ ዲሞክራስያዊት ሪፐብሊክ ኮንጎ ብውሑዱ 12 ሰባት ሞይቶም፤ 4,500 ሰባት ድማ ከምዝሓመሙ እታ ሃገር ኣፍሊጣ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  2. ጀሪካን ማይ ዝሓዘ ህጻን

    ብሰንኪ እቲ እሳተ ጎመራ ኣስታት 400 ሽሕ ሰባት ካብ ቤት ንብረቶም ክመዛበሉ እንከለው፡ ብዙሓት ኣባይቲ፣ ትካላት ጥዕናን ናይ ማይን መብራህትን መስመራትን ጉድኣት በጺሑዎም።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  3. ዝተቓጸለት መኪና

    ኣብ ርእሰ ከተማ ዲሞክራቲክ ሪፓብሊክ ኮንጎ፡ ክልተ ጉጅለታት ጽንብል ዒድ ንምምራሕ ብዘለዓልዎ ጎንጺ ሓደ ፖሊስ እንትሞት ብዙሓት ቆሲሎም እዮም።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  4. ዲኣርሲ ኮንጎ ክታበት

    እታ ሃገር ብ19 ሚያዝያ ክታበት ምሃብ’ኳ እንተጀመረት ዛጊድ ግን 1,265 ሰባት ጥራይ ነቲ ክታበት ከምዝወሰዱ ይግለጽ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  5. ኣብ ዲሞክራስያዊት ሪፓብሊክ ኮንጎ 27 ሚልዮን ሰባት ንብርቱዕ ሓደጋ ጥምየት ተቃሊዖም

    እቲ ብውድብ ፕሮግራም መግቢ ዓለምን፡ ትካል መግብን ሕርሻን ዝወጸአ ጸብጻብ፡ ልዕሊ 27 ሚልዮን ዜጋታት ዲሞክራስያዊት ሪፓብሊክ ኮንጎ ህጹጽ ሰብዓዊ ሓገዛት ከምዘድልዮም ብምጥቃስ፡ ኣብ ሓንቲ ሃገር ክንድዚ ዝኣክል ብዝሒ ህዝቢ፡ ንሕሱም ጥምየት ክቃላዕን ተጸባዩ ህጹጽ ረድኤት ክኸውንን ኣብ ዓለም ኣብ ቀዳማይ ደረጃ ዝስራዕ ከምዝኾነ ሓቢረን።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  6. ሬሳ ጆን ማጉፉሊ ዝተሸኸመት መኪና

    ፕረዚደንት ስሪል ራማፎዛ፡ ጆን ማጉፊሊ ቋንቋ ስዋህሊ ንኽምዕብል ዘይሕለል ጻዕሪ ይገብር ምንባሩ ብመሕባር "ቋንቋ ስዋሂሊ ሳላ ጻዕሪ ጆን ማጉፉሊ ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ ኣብ ስሩዕ ትምህርቲ ኣትዩ ይውሃብ ኣሎ፡ እዚ ኸኣ ንዘልኣለም ንዝኽሪ ጆን ማጉፉሊ ኮይኑ ክቅጽል እዩ" ኢሉ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  7. ሞዛምቢክ

    ኣመሪካ ንዓመጽቲ ሞዛምቢክን ዲሞክራቲክ ኮንጎን ኣብ መዝገብ ሽበራ ኣስፊራ

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  8. ዕደና

    እስራኤላዊ ቢልየነር ዳን ገርትለር: ምስ ውዕሊ ዕደና ብዝተሓሓዝ ብብልሽውና እዩ ተኸሲሱ፡፡

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  9. ብዙሓት ሃገራት ኣፍሪቃ ብመንግዲ ኮቫክስ ክታበት ኮቪድ 19 ይቕበላ ኣለዋ

    እዚ ኬንያ ተቐቢላቶ ዘላ ቀዳማይ ገጽ ዕደላ ክታበት ብውሕዱ ንፍርቂ ሚልዮን ሰባት ክልተ እብረ ክታበት ከኽትብ ዝኽእል እዩ፡ ብመሰረት ኬንያ ዝሰረዓቶ ቀዳምነታት ሰራሕተኛታት ትካላት ጥዕና፡ መምሃራን፡ ፖሊስን ኣረጋውያንን ተጠቀምቲ እዚ ቀዳማይ ገጽ ክኾኑ እዮም።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  10. ኤችኣይቪ ዘለዎ ደም

    መራሒት እቲ መጽናዕቲ ዝኾነት ተመራማራት ሜሪ ሮጀርስ ‘‘ንፈለማ እዋን መረዳእታታት እቲ መጽናዕቲ ምስ ረኸብና ተገሪምና ኔርና፤ ተሓጒስና እውን’’ ብምባል ንቢቢሲ ተዛሪባ፡፡

    ተወሳኺ ንባብ
    next