ጁቡቲ

  1. Video content

    Video caption: ኣፍሪቃ ስለምንታይ’ያ ማእኸል መዓስከራት ወተሃደር ሓያላት ሃገር እትኸውን ዘላ?

    ኣመሪካ ኣብ ጁቡቲ ልዕሊ 5 ሽሕ ሰራዊት ዝሓዘ ገዚፍ ወተሃደራዊ መዓስከር ከምዘለዋ ይፍለጥ። ቻይና’ውን እንተኾነ ኣብ ጁቡቲ ናይ ገዛእ ርእሳ ወተሃደራዊ መዓስከር ኣለዋ። ድልየቴን እንታይ ክኸውን ይኽእል?

  2. ወደብ ጅቡቲ

    ብወራር ዕስለ ኣምበጣ፣ ኮቪድ -19ን ለውጢ ኣየርን ክፍተን ዝጸንሐ ንግዳዊ ሰንሰለት ኢትዮጵያ ጅቡቲን ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ወርሒ ሕዳር ኣብ ትግራይ ዝተጀመረ ኲናት ተወሲኽዎ፡ ኣብ መንጎ ክልቲአን ሃገራት ዝካየድ ዝነበረ ንግዳዊ ምልውዋጥ ናብ 20 ምኢታዊት ወሪዱ እዩ፡፡

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  3. ሃገራዊት ጋንታ ደቂ ኣንስትዮ ኤርትራ ትሕቲ 20 ዓመት፡ ኣብ ታንዛንያ 9 ጥቅምቲ 2021

    ሃገራውያን ጋንታታት ኤርትራን ብሩንድን ኣብዚ ውድድር ሴካፋ ትሕቲ 20 ዓመት ኣብ 9 ሕዳር ክጋጠማ ተሰሪዐን ኣለዋ። ክልቲኤን ሃገራውያን ጋንታታት ኣብ መጻረዩ ውንጫ ኣፍሪቃን ኣብ ውድድር ሴካፋን ኣብ ውሽጢ ዕስራ መዓልታት ሰለስተ ግዜ ክጋጠማ እየን።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  4. ፕረዚደንታት ጅቡቲ፡ ሶማልያን ኡጓንዳን

    ‘‘ሓወይ! ሎሚ ንህዝቢ ኢትዮጵያ ክትመርሕ፣ ሰላም ክተምጽእ፣ ርግኣት ክተምጽእ ፣ ንኢትዮጵያ ሓደ ክትገብር ሓላፍነት ሂቦምኻ ኣለዉ፡፡ ዝመረጹኻን ዘይመረጹኻን ናትካ ህዝቢ እዮም’’። ፕረዚደንት ደቡብ ሱዳን ሳልቫ ኪር ማያርዲት “ፍልልያት ብሰላማዊ መገዲ ክፍታሕ ኣለዎ” ድሕሪ ምባል፡ ንህዝቢ ደቡብ ሱዳን ዘጋጠሞ ንህዝቢ ኢትዮጵያ ከጋጥሞ ከምዘይደሊ ተዛሪቡ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  5. ፕረዚደንት ጅቡቲ እስማዒል ዑመር ገለ

    ንሰሙናት ኣብ ፈረንሳ ሕክምና ክግበረሉ ከም ዝጸንሐ ዝተነግረሉ ፕረዚደንት ጅቡቲ እስማዒል ዑመር ጊለ ናብ ሃገሩ ከም ዝተመለሰ መንግስታዊ መደበር ቴለቪዥን ኣርቲዲ ጸብጺባ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  6. ኣባላት ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ ደቂ ኣንስትዮ ትሕቲ 20 ዓመት ኣብ እዋን ልምምድ

    ሃገራውያን ጋንታታት ደቂ ኣንስትዮ ትሕቲ 20 ዓመት ኤርትራን ጅቡትን ትማሊ ኣብ ኢትዮጵያ ስታድዮም ኣበበ ባቂላ ኣብ ዝገበረኦ ቀዳማይ እግሪ መጻረዮ ዋንጫ ዓለም ትሕቲ 20 ዓመት ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ 3 ብ 1 ተዓዊታ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  7. ካርታ

    ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ገርባዒሰ ኣብ ዝባህለት ከተማ ኢትዮጵያ፡ ኣብ መንጎ ተወለድቲ ዓፋርን ሶማልን ብዝተወለዐ ጎንጺ ብዙሓት ሰባት ምሟቶም መንግስቲ ክልል ሶማል ምግላጹ ይዝከር፡፡

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  8. ካብ ጂቡቲ ናብ ኣዲስ ኣበባ ዝወስድ ቀንዲ ንግዳዊ መስመር ባቡር

    ኣብቲ ዝሓለፈ ቀዳም ኣብ መዳውብቲ ክልል ዓፋርን ሶማሌን ሕቶ ይግበአኒ ኣብ ዝለዓለሉ ቦታ "ብዝተፈፀመ መጥቃዕቲ፡ ብኣማኢት ዝቑፀሩ ሰባት ከምዝተቐተሉ" ምክትል ሓላፊ ኮምዩኒኬሽን ክልል ሶማሌ ኣይተ መሓመድ ሮብሌ ንቢቢሲ ገሊፁ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  9. ካርታ

    ምክትል ሓላፊ ህዝባዊ ርክባት ክልል ሶማል ኣቶ መሓመድ ሮብለ ብቀዳም [24 ሓምለ 2021] ብብዝሒ ሶማል ኣብ ዝነብርዎ ኣብ ክልል ዓፋር ኣብ ዝርከብ ከተማ ኣብ ልዕሊ ሰለማውያን ሰባት ተወለድቲ ክልል ሶማል መጥቃዕቲ ከምዝተፈጸመ ገሊጹ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  10. ኣብ ገማግም ባሕሪ ዝተኣከቡ ኣስከሬናት ግዳያት

    እታ ጃልባ "ብዘይሕጋውያን ኣሰጋገርቲ ትምራሕ" ዝነበረት ምዃና ዝገልጽ እቲ ትካል፡ ኣብ የመን ዘሎ ኲናት ሰጊኦም ናብ ጅቡቲ ዝሰግሩ ዝነበሩ 60 ስደተኛታት ሒዛ ምንባራ ሓቢሩ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next