ሕጊ

  1. ኣንድሪው ኩሞ

    ሸውዓተ ደቂ ኣንስትዮ፡ ብኣመሓዳሪ ኒውዮርክ ኣንድሪው ኩሞ፡ ጾታዊ ትንኮያ ከምዝተፈጸመን ከሲሰን።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  2. ስእሊ ጆርጅ ፍሎይድ

    ከተማ ሚንያፖሊስ፡ ነቲ ዓሚ ግንቦት ሰፊሕ ዓለማዊ ሰላማዊ ሰልፊ ዘበገሰ፡ ዓሌታዊ ቅትለት መዕለቢ ንምግባር ፡ ንስድራ ቤት ጆርጅ ፍሎይድ፡ ናይ 27 ሚልዮን ዶላር (19 ሚልዮን ፓውንድ) ክኸፍሉ ኣብ ምርድዳእ በጺሖም።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  3. ፕረዚደንት ፈረንሳ ነበር ኒኮላስ ሳርኮዚ

    እቶም መርመርቲ ፖሊስ፡ ብዛዕባ'ቲ ኣብ 2007 ዝቐረበሉ ናይ ገንዘብ ብልሽውና ክስታት እናመርመሩ እንከለዉ'ዮም ነቲ ሓበሬታ ረኺቦሞ። ኣብ መወዳእታ ናይዚ ወርሒ ወይ መፋርቕ ሚያዝያ ብዛዕባ'ቲ ካልእ ጉዳይ ናብ ፍርዲ ክቐርብ'ዩ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  4. ፈረደሪክ ካርል ኣብ 1950ታት

    እዚ ፈረደሪክ ካርል ዝተብሃለ ጀርመናዊ፡ ድሕሪ ምፍራስ ናዝን ምዝዛም ካልኣይ ኵናት ዓለምን ካብ 1959 ጀሚሩ ኣብ ኣመሪካ ክነብር ዝጸንሐ ኮይኑ ትማሊ'ዩ ናብ ጀርመን ተረኪቡ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  5. ኣንቻን

    ንጉስ ታይላንድ'ውን ድሕሪ እረቲ ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ዘጋጠሞ ከቢድ ተቃውሞ እቲ ሕጊ ንዝመጽእ ሰለስተ ዓመታት ተወንዚፉ ክጸንሕ ውሳነ ኣሕሊፉ ነይሩ፡ ሕጂ ግን እቲ ኣወንዚፍዎ ዝነበረ ብሕጊ 'ለሰ ማጀስተ' ዳግማይ ዝጀመሮ ይመስል።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  6. ስዑዲ ዓረብ፡ ኣብ 2020 ቅልጡፍ ምንቁልቋል ቅንጸላ ተራእዩ

    ብመሰረት ጸብጻብ ኣምነስቲ ኢንተርናሽናል፡ ስዑዲ-ዓረብ ኣብ 2019 ን46 ሰባት ብሞት ቀጺዓ። ዳርጋ ፍርቂ ካብቶም ዝተሰየፉ ዜጋታት ወጻኢ ሃገር ክዀኑ ከለዉ፡ እተን ሽዱሽተ ከኣ ደቂ ኣንስትዮ እየን።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  7. ራሺድ ቻርለስ

    ኣብ ኬንያ ብዝተፈጸመ ገበን ሽበራ ተኸሲሱ ዕድመ ልክዕ ማእሰርቲ ዝተፈረዶ ኣባል ኣልሸባብ ኣብ ቤት ማእሰርቲ "ነብሰ ቅትለት ፈጺሙ" ተባሂሉ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  8. ብጃምላ ዝቐረቡ ክሱሳት

    እቶም ኣንጻር ፕረዚደንት ኤርዶጋን ዝተላዕሉ ወታሃደራዊ መኮንናት፡ ፈለማ ኣብ መዓስከር ሓይሊ ኣየር ኣኪንኪ ዝነበረት ሓንቲ ነፋሪት ድሕሪ ምቁጽጻር፡ ንጠቕላሊ ስታፍ ሓይሊ ኣየር ጀነራል ሁሉሲ ኣንካርን ካልኦት መኮንናትን ጅሆ ሒዞሞም።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  9. ንቑሕ ከልቢ ዝሓዘ ኣባል ፖሊስ

    ወዲ 44 ዓመት ሚወስ፡ ነቲ ቅትለት ብቪድዮ ከምዝቐድሖን፡ ነቲ ወዲ 43 ግዳይ ንጾታዊ ዕግበቱ ክብል ከም ዝቐተሎን ኣኽበርቲ ሕጊ ተዛሪቦም።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  10. ፑቲን

    ሩስያ፡ ፕረዚደንት ፑቲንን ቤተሰቡን ዕድሚኦም ሙሉእ ከይክሰሱ ዝገብር ሕጊ ተውጽእ ኣላ

    ተወሳኺ ንባብ
    next