ማላዊ

  1. ሓንቲ ኣደ ክታበት ኣስትራዘኔካ እናወሰደት፡ ካዛንቺስ ኣዲስ ኣበባ ኢትዮጵያ 14 ሚያዝያ 2021

    ክልቲአን ሃገራት ብውድብ ጥዕና ዓለም ዝተዋሃበን ነቲ መዓልቱ ዝወደቐ 76,000 ክታበታት ክዕቅባ ዝነግር ምኽሪ ነጺገንኦ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  2. ሃገራዊ ፈተና ኦንላይን ክዝርጋሕ ብምግባር ዝተጠርጠሩ ተምሃሮ ኣብ ቀይዲ ኣትዮም

    ኣብ ማላዊ ሃገራዊ ፈተና ብኦንላይን ብምዝርጋሕ ዝተጠርጠሩ ተምሃሮ ኣብ ቀይዲ ከምዝኣተዉ ተሓቢሩ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  3. ላዛረስ ቻክዌራ

    ንተቓዋሚ ውድብ ዝመርሕ ላዛረስ ቻክዌራ፡ ኣብ ማላዊ ደጊሙ ኣብ ዝተኻየደ ፕረዚደንታዊ መረጻ ከምዝተዓወተ ብወግዒ ተገሊጹ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  4. ፕረዚደንተ ማላዊ

    ፕረዚደንት ሙታሪካ፡ ኣብቲ ብትእዛዝ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ዝተሰረዘ፡ ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ዝተኻየደ ምርጫ ተዓዊቱ ምንባሩ ይዝከር። እቲ ምርጫ ምጥፍፋእ ነይርዎ ተባሂሉ’ዩ ከም ብሓድሽ ዝካየድ ዘሎ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  5. ቤት ምክርሪፌዴሬሽን

    ቤት ምኽሪ ፌደሬሽን ኢትዮጵያ፡ ኮሮናቫይረስ ኣብታ ሃገር ስግኣት ኮይኑ ክሳብ ዝቐጸለ፡ ኣብያተ ምኽሪ ፌዴራልን ክልላትን ስረሖም ክቕጽሉ ወሲኑ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  6. ብዙሕ ወቐሳታት ዝወርዳ ዘሎ ሓላፊት ኮምሽን መረጻ ማላዊ ጀን ኣንሳህ

    ብኣማኢት ዝቑጸሩ እቶም ሰልፈኛታት ናብቲ ኣብ ቁጠባዊት ርእሰ ከተማ ማላዊ፡ ብላንተይር ዝርከብ ቤት ጽሕፈት እቲ ኮምሽን ዝርከበሉ ስፍራ 5ኪሜ ብእግሮም ተጓዒዞም ንመዓጹ እቲ ቤት ጽሕፈት ብዝመረተ ዓቢይ ሰንሰለት ጌሮም ሎኪቶምዎ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  7. ናይ 2019 ዓወት ፕረዘዲደንታዊ መረጻ ሙታሪካ ተሰሪዙ

    ቤት ፍርዲ ማላዊ ንውጽኢት ናይቲ ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ኣብታ ሃገር ዝተኻየደ መረጻ ክስረዝ ድሕሪ ምውሳኑ፡ እቲ ፕረዚደንት ይግባይ ከም ዝብል ኣፍሊጡ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next