ትምህርቲ

  1. ሩስያ

    መምህራንን ተምሃሮን እቲ ዩኒቨርሲቲ ነብሶም ከድሕኑ ኣብ ውሽጢ ህንጻታት ዝተሓብኡ ኮይኖም ካልኦት ድማ ብመሳኹቲ እንትዘሉ ተራእዮም፡፡

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  2. ናይ መመረቒ ጋውን ዝለበሱ ተማሃሮ

    እቶም ነቲ ሰራሕን ኣስራሕን ዘራኽቡ ድህረ ገጻት እቶም ስራሕቲ ብጸዓዱ ከምዝስርሑ ኣምሲሎም  እዮም ዘቕርቡዎም፡፡ ኮይኑ ግና እቲ ሓቂ ካልእ እዩ፤ እቲ ስራሕ ኣብ ኬንያ ዝስረሐሉ ዕድል ኣዝዩ ዝለዓለ እዩ፡፡

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  3. ናይጀርያዊት ተምሃሪት

    ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ጥራይ ኣስታት 100 ሽሕ ናይጀርያውያን ንትምህርቲ ናብ ደገ ከምዝወጽኡ ኣይሲኢኤፍ [ICEF] ዝተባሃለ ዓለምለኸ ዕድላት ትምህርቲ ዘተሓባብር ትካል ዘውጽኦ ሓበሬታ የመልክት።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  4. ኣብ ሃጸይ ዮውሃንስ ራብዓይ ዝፈረሰ ክፍሊ

    ሚንስትር ትምህርቲ ኢትዮጵያ ጌታሁን መኩሪያ ከም ዝበሎ ብሰንኪ እቲ ኲናት ኣብ ትግራይ ጥራይ ልዕሊ 1.4 ሚልዮን ተምሃሮን ልዕሊ 48 ሽሕ መምህራንን ካብ ምምሃር ምስትምሃር ወጻኢ ኮይኖም ኣለዉ። ኣብዚ ዝዛዘም ዘሎ ዓመት ኮሮናቫይረስ፣ ኲናት ትግራይን ጎንጽታትን፣ ውሕጅ ከምኡ’ውን ደርቂ ንመስርሕ ምምሃር ምስትምሃር ዝተፈታተኑ ቀንዲ ብድሆታት ከም ዝነበሩ ከኣ ጠቒሱ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  5. መቐለ ዩኒቨርስቲ

    ካብ ወርሒ ሓምለ ጀሚሩ ክረምታዊ ናይ ዕረፍቲ እዋን እኳ እንተኾነ ብሰንኪ እቲ ኣብ ክልል ትግራይ ዝተወለዐ ኲናት፡ እቶም ተምሃሮ ናብ ዝመጹሉ ከባቢ ንምምላስ ተጸጊሞም ጸኒሖም እዮም፡፡

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  6. ካናዳ

    ትማሊ ቀዳም ብበዝሒ ማሕበረሰብ ደቂኣባት ካናዳ ኣብ ዝርከብሉ ምዕራባዊ ግዝኣት ካናዳ፡ ተወሰኽቲ ክልተ ኣብያተ ክርስትያናት እምነት ካቶሊክ ተቓጺሎም።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  7. ኣድሪያና ሪቫስ

    ኣድሪያና ሪቫስ ብ1978 ካብ ቺሊ ወጺኣ ናብ ኣውስትራልያ ከይዳኣብ ቺለ፡ ኣብ ዘበነ ምምሕዳር ጀነራል ኣጉስቶ ፒኖቸት፡ ብጭውያ ሸውዓተ ሰባት እተጠርጠረት ኣድሪያና ሪቫስ፡ ናብ ቺለ ንኸይትምለስ ዘቕረበቶ ናይ ይግባይ ሕቶ ቤት ፍርዲ ኣውስትራልያ ነጺጉዎ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  8. መምህር ምስ ተምሃሮ ኣብ ክፍሊ

    ኣብቲ ክልል ኣብ መጀመርታ ወርሒ ሕዳር ዝተወለዐ ኲናት ስዒቡ፡ ሓያል ቅልውላው ጸጥታ ዘጋጠመ እንትኸውን፡ ኣብዝሓ ኣብያተ ትምህርታትን ማእከላት ጥዕናን ዓንየንን ተዘሚተንን ከምዝኾና ጸብጻባት ትካላት ሰብኣዊ መሰላት የመልክቱ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  9. ቤት ትምህርቲ ካናዳ

    ብጃምላ ዝተቐበሩ ህጻናት ምህላዎም ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ወግዓዊ ዝተገበረ ኮይኑ ካብ ሞንጎ’ቶም ተምሃሮ ክሳብ 3 ዓመት ዕድመ ዝኾኖም ህጻናት ከምዝነበርዎም ውጽኢት ቀዳማይ ደረጃ ምርመራ የመልክት።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  10. ተምሃሮ ኤርትራ ኣብ ክፍሊ

    ብሰንኪ ለበዳ ኮሮናቫይረስ ንልዕሊ ሓደ ዓመት ተዓጽየን ዝጸንሓ ኣብያተ ትምህርቲ ኤርትራ ካብ መጀመርታ ሰሙን እዚ ወርሒ ከምዝጀመራ ማዕከናት ዜና እታ ሃገር ምግላጸን ዝዝከር እዩ። እንተኾነ ግን፡ ለብዒ ናይቲ ቫይረስ ንምቁጽጻር ብፍላይ ኣብተን ጻዕቂ ተማሃሮ ዘለወን ከተማታት ተማሃሮ ብሰለስተ እብረ ይምሃሩ ከምዘለዉ ክፍለጥ ተኻኢሉ ኣሎ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next